Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትብጻሕ ናብ፡-  ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ: ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ ኣውጺኡ ናብዚ ዘብጽሓና። ኣብቲ መጠረሽታ  ህዝባዊ ሰራዊት ነስመራ

READ MORE

Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation För demokratiutveckling መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00 ክሳብ

READ MORE

ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን'ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ'ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡ መንእሰያትና ተስፋ ቆሪጾም፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ተበታቲኖም፡ ኣብ ድያስፖራ እንነብር፡

READ MORE

ክለብ ኩዕሶ እግሪ ለስስተር ሲቲ ናይዚ ዓመት እዚ ዋንጫ ፕረሜር እንግሊዝ ጨቢጣ:: እዛ ዓሚ ንድሕሪት ካብ ምምላስ ብቃልሳ ዝደሓነት ጋንታ ለብዘበን ዋንጫ ክትዓትር ዝሓለመ ኣፍቃሪ ኩዕሶ ኣይነበረን::ዋንጫ ናይ ምጭባጣ ምጣነ 5000 ብ 1 ከም ዝነበረ ጸብጻባት የመልክቱ:: ንምንጽጻር ክጥዕም ኣብ 60ታት ዝሞተ ኣሜሪካዊ ሙዚቀኛ ኢልቪስ

READ MORE

ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ፡ ሳንዲያጎ ፡ሂስቶን፡ ቤይ ኤርያ ብምኽንያት 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ንብምልኦም ደለይቲ ፍትሕን ጽቡቕን ኤርትራውያን ምስቲ ተባዕ ስነ ጥበባዊ ወዲ ትኻቦ የውሃንስ ትካቦን ሙዚቐኛታት ጊዶውን፡ቴድሮስ፡ኣሮን ምስ ዝተፈላልዩ መደባት ተዳልዩ ከምዘሎ እንዳገለጽና ኣብዚ መሪርን ተኣፋፍን ህሞት ሓድነትና ብምትራርን ፍልልይና ብምጽባብን ብዝለዓለ ክንሳተፎ ንጽውዕ

READ MORE

 ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ  ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ።      ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት: ቅትለት: ባርነት: ውርደት: ጥምየት: ጥፍኣት

READ MORE

ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ንምዕዛብ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ወግዓዊ ልኡኽ ጸብጻቡ ድሕሪ ምቕራቡ፣ ሰበስልጣን ናይታ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት እትቕበል ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘየልቦ ወግዓዊ መግለጺ ከምዝሃቡ ስዊዝ ኢንፎ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ።  ሓላፊ ኤሚግሬሽን ስዊዘርላንድ ማርዮ ጋቲከር ንሓንቲ ፍልጥቲ ጋዜጣ

READ MORE

እቲ ነቲ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ጀጋኑ ዝተረኽበ ናጽነት ብምልካዊ ምሕደራኡ ኣራኺሱ ናብ ባርነት ዝቐየሮ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓላዊ ናጽነትን ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ተመሲሉ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ናይ ዝዳለወሉ ዘሎ ብሩራዊ ኢዮቨልዮ ወጻኢታት ንምሽፋን፣  ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ወነንቲ ትካላት ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ገንዘብ ክኸፍሉ የስገድዶም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ

READ MORE

ብሰንኪ ከፋፋሊ ውዲት ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሚላኖ፣ ዓዲ ጥልያን ን 10 ዓመት ኣብ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ተኸፋፊሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተውህዶ፣ ሳላ ትዕግስቲ ኣቦታትን ድሌት ህዝቢ ንስምረት ዝገበሮ ጸቕጥን እቲ ናይ ምፍልላይ ፖሊሲ ተሳዒሩ ዕርቂ ወሪዱ። ድሕሪ ደጊም፣ ህዝቢ ሚላኖ ኣብ ሓደ

READ MORE

ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 14 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል

READ MORE

ካብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝመጽኡ ዜጋታት ዝነበሩላ ብዙሓት ከም ግሎባዊት ከተማ ዝጠቕሱዋ ህዝብብቲ ከተማ ለንደን፣ ካብተን ዝዓበያ ከተማታት ምዕራባውያን ሃገራት ኣማኒ ምስልምና ከንቲባኣ ክኸውን ዝመረጸት ናይ ፈለማ ከተማ ኮይና። እቲ ካብ ስደተኛታት ስድራቤት፣ ካብ ዘዋሪ ኣውተቡስ ከተማ ዝኾነ ኣቦ ዝተወልደ ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ዕዮ ሰዲቕ ክሃን

READ MORE

እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዝፍጽሞ ዘሎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ ንሃገርና ኤርትራ ‘ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ‘ ብዝብል ስም ኣጸይፉዋ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ‘መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ኣቐዲሙ ክዝርግሖ መዲቡ ‘ሎ’ ክብል  ናይ ምዕዝምዛም መግለጺ ብምውጻእ ተላፋሊፉ። እቲ ስርዓት፣ መርማሪ ኮምሽን፣ ቅድሚ ምኽፋት

READ MORE

ዝኾነ ወልቀሰብ፡ ጉጅለ/ውድብ ወይ መንግስቲ፡ መጠፋፍኢ፡ ተንኮለኛ፡ ብብልሽውና ዝተቆማጥዐን ብጋሕማጥ ምምሕዳር ዝፍለጥን እንተድኣኮይኑ፡ ብዛዕባ ኣበራት፡ ጉቦን ዘይቅርዑይ ኣሰራርሓን ክምድር ኣየምሕረሉን’ዩ። ብመቁጸልጸልትን ኣምሰሉን ቃላት ንነብሱ ካብ ኣበሳ ሓራ ክገብራ እንተፈተነን ንኻልኦት ወገናት ክውንጅልን እንተጽዓረ’ውን ምስሉይነትን ምልክት ቅልውላው መንነትን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ፡ በዞም ክብ ኢሎም ዝተተንብሀ ኣምራትን ፍልሰፋን

READ MORE

ዋና ክተማ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ነቲ ፓርላማ ኣብ 2014 ዘመሓላለፎ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ከተተግብሮ ከምዝጀመረት Newsweek ንከንቲባ ‘ታ ከተማ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ፣ ምስ ሽጋራ ምትክኽ ተኣሳሲሮም ብዝስዓቡ ሓማማት ሰባት ይሞቱ ስለዘለዉ ነዚ ሳዕቤን ዚ ንምቅላስ እቲ ትግባረ ናይቲ ስጉምቲ ከምዘድለየ

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE

ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ እስራኤል፣ ነቶም ብምኽንያት ትንሳኤ ናብ የሩሳሌም ዝገሹ ኤርትራውያን ነጋድያን ኣቦታትን ኣዴታትን፣ ብጽዑቕ መደባት ከምዝጽመዱ ብምግባር፣ ምስቶም ብኽንደይ መስገደልን ስቓይን ዝተሰዱ ኣብ እስራኤል ዝርክቡ ደቆም ከሕልፉዎ ዝግብኦም ግዜ ብሜላ የጻብቡሎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ እስራኤል ሓቢሮም። ልኡኻት ናይቲ ስርዓት ከም መቐጸልታ ናይቲ እቶም

READ MORE

ሓበሬታ፣ ዓመታዊ ንግደት በዓል ማርያም ደዓሪ ኣብ ከተማ ቱቢንገን ሃገረ ጀርመን። „ዝክረ በዓለ ማርያም“ ህልውና እምነተ-ክርስትና፣ እቲ ዘለዓለማዊ ቃል-እግዚኣብሔር፣ ብስራሕ ሓይሊ መንፈስ-ቅዱስ፣ ኣብ ከርሲ ንጽህቲ ድንግል-ማርያም ተጸኒሱ፣ ትስብእትነት ክለብስ ብምርካብ‘ዩ መሰረቱ ከጠጥሕ ዝተረኽበ። በዚ ኸዓ‘ዩ፣ እቲ ንድንግል-ማርያም ኣደ ክርስቶስ ምዃና ዘይቅበል-ሰብ፣ ንጽሑፍ ሓዲሽ-ኪዳን ዘይኣምን ሰብ‘ዩ ዝበሃል። ነቲ ንድንግል-ማርያም

READ MORE