Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምስ ህሉዋት ተመንዩዎ ምስ ሬሳታት ዝብኣስ ኣረሜናዊ ስርዓት ኢሳይያስ! ዘሕዝን ዛንታ ናይቲ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ምእታው ተኸልኪሉ፡ ሎሚ 1 መጋቢት 2019 ኣብ ማንቸስተር ሓመድ ኣዳም ዝለበሰ ነፍሲሄር ተጋዳላይ ተስፋይ ብርሃነ (መቓድሾ)   ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ወዲ 18 ዓመት ከሎ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ግቡኡ

READ MORE

ኣርእስቲ መታን ከይነውሓና፡ ብሕጽር ዝበለ፡ ኤርትራ ብደገፍ ኣመሪካን ናብ ረብሓ መሓዙታን፡ ንጉስ ሃይለስላሴ ናይ ኢትዮጵያ፡ ኣብ 1962 ብወግዒ ነቲ ካብ ፈለማኡ ዘይምዕርሩይ ፈደረሽን ኣፍሪሱ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣዊጁ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኩሉ ሰላማዊ ኣገባብ ተጠቂሙ ጸማም እዝኒ ምስተዋህበን ሕቶኡ ብሓይሊ ብረት ምስተመለሰሉን፡ “እምቢ ንጎበጣን

READ MORE

ኣብ ቀዳምይ ክፋል፡ እዚ ሕጂ ኣብ መንጎ ኢሳያስን ዶ/ር ኣብዪን ዘሎ ምስጢራዊ ፍቕሪ ናብ ጽልኢ ከይቕየር’ሞ፡ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ መንጎ ኢሳያስን ነብሰሀር መለስን ዝነበር ኩነታት ከይደግሰና ንፈርሕ ኢልና ነርና። እቲ ሕጂ ክንፈርሖ ዘለና “ደግሲ” ግን፡ ኢሳያስን ዶ/ር ኣብዪን ከይጻልኡ’ሞ፡ ንኤርትራን ንኢትዮጵያን ካኣ ናብ ዳግማይ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ጉዳያት ኤርትራ ክዛረብ ውክልና ከምዝሃቦን፡ ኤርትራ ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ (Province ኢትዮጵያ) ክገብራ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ከም እተሰማምዐን፡ ሓደ ኣብ ኤውሮጳ ዝርከብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ፡ ንናይ ሕብረት ኤውሮጳ ክኢላታት ፋይናንስ ከምዝገለጸሎም ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ። እቲ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነቲ

READ MORE

ውዲት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ንምብራስ ልኡላውነት ኤርትራ ተጋሂዱሉ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ስጉምቲ ክወስደሉ ፊንፊን ይብል ከምዘሎ ተገንዚቡ ኣብ ራዕዲ ዝርከብ ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ዞባ ማእከል ማለት ኣስመራን ከባቢ ዓድታትን ንዝርከቡ ተወጣሕቲ ብሽግለታ፡ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ለካቲት ቁጽሪ ሰሌዳ (ታርጋ) ከውጽኡ ብጥብቂ ኣዚዙ። ነቲ ኣገዳሲ ምልክታ

READ MORE

ብጹእ ኣቡነ መንግስትኣብ ተስፋማርያም ሊቀነ ጳጳሳት ዘመንበረ ኣስመራ ኣብቲ ቅድሚ ትማሊ ቀዳም 23 ለካቲት ዝተኸብረ ክብረ ብዓል ኪዳነ ምህረት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝሃቡዎ ስብከት፡ ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ነባሪ ሰላም ዘምጽእ ዕርቂ፡ ኣብ ናይ ልቢ ጸጸትን ጣዕሳን፡ ይቕረ ሓድሓድን ዝተመርኮሰ፡ ንፍትሒ ዘይጐሲ፣ ንተበዳልን ንበዳልን ዘሳትፍ ንህዝብን

READ MORE

ሓድሽ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ ስዉር ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ሸርሒ   2ይ ክፋልን መወዳእታን        ወታሃደራዊ ሓይልን ጸጥታዊ ድሕንነት ሃገርን፥ እዚ ስርዓት ኮነ ኢሉ ነቲ ዝተመኮረ ዝናዊ ትካል ስለያ         በመደብ ከም ከም ዘፍረሶ ይዝከር። ንገለ ምኩራት ወታሃደራዊ መራሕቲ ዝነበሩ ካብ ስልጣን ድሕሪ     ምእላዩ፡ ንኩለን

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=lqwUVtlLA9U

READ MORE

ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር ሰውራ ዝዓቀበ፣ ሂወት ደቁን ሂወቱን ንሰውራ ዝለገሰ፣ ንጸላኢ ብዘይዕጥቂ፡ ብጥበብን

READ MORE

ዋሕለልና ክብላስ ዳዊት ይሓጽባ!  20,02,2018፡ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ባህር ስነጥበባዊ ዶ/ር በረኸት መንግስተኣብ ጉጅለኡ መሪሑ ኣብታ ናይ ጥንቲ መግዛእታዊት ከተማኡ ንምብጻሕ ከምዝኸደ ሰሚዐ። ብዛዕባ “እኒመን’ዮም መጓዕዝቱ” ዝባሃል ሕቶ ገዲፈ ዑደት ከምሽሙ ’ዑደት’ ጥራይ ይሰ መ’ምበር ዓይነቱ፣ ምኽኒያቱን ደረጃኡን ከምዝፈላለ ግና ንኩልና ቡሩህ ከምዝኾነ ብምግማት፡ ነዛ ናይ ሎሚ

READ MORE

THE NEO-ANDENET GANG STILL STRUGGLING TO MAKE ERITREA A LOW-HANGING FRUIT EASY FOR ETHIOPIA’S NEO-EXPANSIONISTS TO PICK: Abdu Habib sabbahar@rocketmail.com Since the day Eritrea’s Atse and Ethiopia’s Prime Minister, Dr. Abiy Ahmed, the spearhead of Ethiopia’s neo-expansionist aspirations, signed the so called “peace-agreement “ , followed by very

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 24 የካቲት 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ኣብ ግዝያዊ ኩነታት ሃገርና ኣመልኪትና ክንዛተ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ እንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኣዊጁ ዘሎ ሰላምን፥ ንሕዝቢ ኤርትራ

READ MORE