Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እዚ ዝስዕብ ግጥሚ ብዕለት 03 ወርሒ ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብዝተገብረ ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ንመዘከርታን መግለጺ ሓዘን ነቶም ግዳይ ቅዝፈት ብምጥሓል ኣብ መኣኸላይ ባሕሪ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ንጹሃን፤ ከምኡ’ውን ነቶም ብኢድ ኣኽረርቲ ናይ እስልምና ሃይማኖት (ኣባላት ግብረ ሽበራ ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣብ ሃገረ ሊብያ)

READ MORE

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ። እቲ ብምረሻ  ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ 1 ሽሕ ዝበጽሑ ወከልቲ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተሳተፍዎ ኪኸውን እንከሎ፡ ኣዝዩ

READ MORE

ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ እታ ብ19 ሚያዝያ ኣስታት 900 ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሰመጠት መርከብ ከምዝተረኽበት ሰበስልጣን ኢጣልያ ሓቢሮም:: ንሳቶም ነታ መርከብ ሰሜን ምብራቕ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ 375 ሜትሮ ማዕሙቕ ሓሙስ 7 ግንቦት ከምዝረኸብዋ ገሊጾም:: ቀዳማይ ሚኒስተር

READ MORE

  ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91 ብሓጎስ ክንዘልል ካብ ምንጋጋ ሓርገጽ ወጺና ካብ ጸልማት  መስገደል ተጋደልቲ ሓቑፍና ብዓውታ ናጽነት ጥዕምቲ ኢልና ክንዕልል መግዛእቲ ኣፋኒና  ኣውዳውና ዘርጊሕና ናጽነት  ክንቅበል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91፡ ክንምሕል ንፍትሒ ማዕርነት ሕድሪ ክንፍጽም መብጽዓ ስውኣት ብሓባር ክንምርሽ ንሰላም ንልምዓት ብኩርዓት ክንነብር ብሓጎስ ብጽንዓት። ግንቦት 91፡ ነዚ ዲኺ መጺኽና ንውርደት

READ MORE

ወልቀ መላኺ ኢሳያስ አፍወርቂ ብ 29 ሚያዝያ 2015 ዕለት ዝገበሮ ዕውደት ናብ ሱዕድያ ብወገን ህግደፍ ሚስጥራዊ ንክኸውን ተሓሲቡ፤ በቲ ስርዓት ብዝውነና መራኸቢ ብዙሓን ናይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዕውደት ንሱዕድያ ንህዝቢ አይተሓበረን። እንተኸነ ግን መራኸቢ ብዙሓን ካብ ሱዕድያ ነቲ ዕውደት ኣቃዕንኦ። በዚ ድማ ናይ ህግደፍ ደገፍቲ

READ MORE

ኣብ ሊብያ ተጨውዩ ዝጸንሐ ሓደ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ብሓይልታት ሰራዊት ምስሪ ናጻ ተለቒቑ: ሓሙስ 7 ግንቦት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ከምዝኣተው ንፕረሲደንት እታ ሃገር ዓብደል ፋታሕ ጠቒሱ ማዕከን ዜና ምስሪ ሓቢሩ:: ፕረዚደንት ኣልሲሲ ነቶም ብነፋሪት እታ ሃገር ዝኣተው ኣስታት 30 ኢትዮጵያውያን ክቕበሎም ከሎ ብተለቨጅን እታ ሃገር ቀሪቡ::

READ MORE

ኣባይቲ  ኤርትራ  ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ   ቃል ናይ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ፤              ቍጽሪ ፩።                ግንቦት 6, 2015 Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND)   ኣብ ዝሓለፋ ሰሙናት ብኣማኢት ዝቁጸሩ ኤርትራውያን ኣብ ማአከላይ ባሕሪ ከም ዝጠሓሉ ዓለም ይዛረበሉ ኣሎ። ብዕለት ሚያዝያ 19, 2015 ማዕረ 350 ዝኮኑ ኤርትራውያን ጢሒሎም ከም

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን ሳየንሳዊ ብዘይኮነ መገዲ ኪሓስቡን ኪሓልሙን ዝደልዩን ሰባት እየ ኣብ ኣእምሮይ ስኢለ ዘለኹ። ከምዚ ዝመርገጺኦም ኣዕሩኽ ኣለዉኒ። እቲ ዝኽተሉዎ መስመር ኣተሓሳስባ ወይ መጎተ ደስ ዚብሎም ግዲ ኾይኑ፡ ኣብቲ እነካይዶ ክትዕ እንሓንሳእስ

READ MORE

ደርዘናት ስደተኛታት ደቡብ ካብ ሲችልያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ትካል ህጻናት ኣድሕን ገሊጹ::እቲ ትካል ካብቶም ዝደሓኑ ብዝረኸቦ ሓበሬታ:እታ ዝሓለፈ ሰንበት 3 ግንቦት ዝጠሓለት ጃልባ 137 ሰባት ተሳፊሮማ ከምዝነበሩን: 40 ሰባት ከምዝጠሓሉን ገሊጹ:: ወኪል ህጻናት ኣድሕን ኣብ ካታንያ ሚስ ጂዮቫና ቤኒዴቶ: እታ ናይ ፕላስቲክ ጃልባ ተተኩሳ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ አብ ኤርትራ ንዝርከቡ መምህራን አብ ዝኸፍኣ ናይ ድኽነት መነባብሮ ሸሚምዎም ይርከብ። እቲ ስርዓት አብ መላእ ኤርትራ ናይ ጥፍኣት ተልእኾ የካይድ ኣሎ፤ ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ኮን ተባሂሉ ህይወት ሃገርን ህዝብን ከማሕይሽ ብዘይክእል መንገዲ ተዋቒሩ ይስርሓሉ አሎ። እዚ ድማ ፖለቲካዊ ረብሓታት ምልካዊ ስርዓት ንኸቐጽል ብዝኽእል

READ MORE

ኣደይ ቅበጽኒ!!!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!!   ከይደ እየ!! ኣነስ ኣኺሉኒ ጥይት ዓደይ ቀቲሉኒ ዓሳ ድዩ ባሕሪ ዉሒጡኒ ምድረበዳ ሑጻ ደፊኒ ጋለዶ ናይ ሊብያ ቆሪጹኒ ሲናይ ዘሎ ካራ ጎሚዱኒ ኣብቂዔኤ!  ትንፋስ ሓጺሩ ኣይምለስን ኣነስ ድሓንኩኒ።   ኣደየ!!!ኣንቲ ብርሃን ዓይነይ እንክኸይድ ንስኺ ኣብቕድመይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ ኣይካኣልኩን ኣነ ዘይኮነለይ ተወዲኡ ናብራ ኣብ ዓለመይ ኣደይ! ወላዲት ይቕረ ግበርለይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ።   ወላዲተይ ረኻቢት መከራ ክትወልደኒ ብዙሕ

READ MORE

ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኤርትራ ብክልተ ኣንጻር ፍጻሜታት ክትዝከር ኢያ:: ኣብ 1993 ወርሒ ሚያዝያ ኣፍ ልብና ነፊሕና ነቲ ብቃልሲ ዘረጋገጽናዮ ናጽነት ብሕጋዊ መገዲ ብረፈረንዱም ኣድሚቕናዮ:: ነታ ቀያሕ ወረቐት ጉሒፍና ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታው ልኡላውነትና ዘረጋገጽናላ  ወርሒ  ብሓበን ንዝክራ:: ሎም ዘበን ድሕሪ 12 ዓመት ድማ

READ MORE

መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ? ወይጦ ሱሌማን ሓሰን (ማንጁስ) ከ መን ኢዩ? መንቀሊ ጽሑፈይ ኮይኑ ዘሎ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ብምኽንያት እታ ዓመት መጸ ዜጋታትና ናጽነት ሓሪምዎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ሃጽ ኢሎም ክጠፍኡ ገለን ብ ISIS ክጉይሑ

READ MORE

1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ''ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን

READ MORE

ግንባር ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ብፍጹም ኣይድፈርን ኢዩ ክብል ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ስራጅ ፈጌሳ ከምዝገለጸ ጋዜጣ ረፖርተር ኣስፊራ:: ብመሰረት እታ ጋዜጣ ኣቶ ስራጅ ፈጌሳ ናይ ትሽዓተ ወርሒ ጸብጻብ ስራሕ ንተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረበሉ: ግንባር ኢትዮ-ኤርትራ ብፍጹም ከምዘይድፈር ኮይኑ ከምዝተወደበ ገሊጹ:: ንሱ ግንባር ኢትዮ-ኤርትራ ብኩሉ መዐቀኒ ንስልታዊ ስርሒትን ኩለንተናዊ ድልውነት

READ MORE

ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ

READ MORE

ኣብ ምህናጽ ኤርትራ፡  መራሕትን መሃርትን፡ ቀየስትን ፈጸምትን፡ ተፋላሰፍትን ተማራመርትን፡ ተኻላኸልቲ ልኡላውነትን፣ ክኾኑ ዝግበኦም ኣሻሓት መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ ደልሃመት ስደት ንዝወርዶም ዘሎ ቀጻሊ ቅዝፈታት ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ኣብ ኤርትራ፡ ቅትለት፡ መዋጸኦ ዘይብሉ ጨካን ማእሰርቲ፡ ማሕዩር፡ ሰብኣዊ ግህሰት፡ ብሓጺሩ፡ ስግር እቲ ጸላም ብርሃን ዘይራኣየሉ ህይወት፡ ቀንድን መሰረታውን

READ MORE