Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነቲ ብጀጋኑ አባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብ21 ጥሪ 2013 ዓ.ም አብ ፎርቶ ዘልዓልዎ ሕቶ ህዝቢ ደገፉ ንምግላጽ ህዝቢ ቤይ ኤርያ ካሊፎርኒያ ብ 4 ለካቲት 2013 ዓ.ም ዉዕዉዕ ሰላማምዊ ሰልፊ አካይዱ። ብመሰረት አቐዲሙ ዝወጸ መደብ መሰረት ብአማኢት ዝቑጸሩ ነበርቲ ቤይ ኤርያ ልክዕ ሰዓት 11፡00 ቅ.ቀ አብ

READ MORE

___________________________________________________________________ Where justice is denied, where poverty is enforced, where ignorance prevails, and where any one class is made to feel that society is an organized conspiracy to oppress, rob and degrade them, neither persons nor property will be safe. Frederick Douglass     The most fantasy panorama witnessed in

READ MORE

መጸዋዕታ ነሰላማዊ ሰልፊ ንጨቃኒ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ንዝበሉ ጀጋኑ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ብምድጋፍን ድምጺ ህዝብና ንምስማዕን ንቀዳም 9 ለካቲት 2013 ካብ ሰዓት 1፡00-4፡00ድ/ቀ ዉዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉኹም ኤርትራውያንን የዕሩኽ ኤርትራን ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ድምጽኹም ከተስምዑ ብትሕትና ንጽውዕ። ዝግበረሉ ቦታ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፡ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ብሓይልታት ምክልኻል ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ንለውጢ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ኣሮን ታደሰ ንዝተባህለ፡ ሓላፊ ህግደፍ ሓንቲ ካብ ዞባታት ኣስመራ ዝነበረ ተጋዳላይ ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ሓቢሮም። ገዲም ተጋዳላይ ኣሮን ታደሰ፡ ቅድሚ ሓላፊ ንኡስ ዞባ ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ምምዛዙ፡ ናይቲ ብኣውገት ዝፍለጥ ውሩይ ቤት መጻሕፍቲ

READ MORE

ናይ ተለዓል ደወል ናይ ተለዓል ደወል ዝጽውዕ፡ ዋዜማ ንለውጢ፡ ብከበሮ መፕቅዕ፡ ብፍትሒ ዲሞክራሲ፡ ንቶንኮለኟ ዚረትዕ፡ ሕድሪ ጀጋኑ አሕዋቱ፡ ፍጹም ዘይርስዕ፡ ምእንቲ ህዝቡ፡ ብደሙ ሚሒሉ ዚጠቅዕ፡ ጀሚሩ ክኑቂ ከም አርሓ ዝራብዕ፡ አያ ክኾኖ ንውጹዕ፡ ብህግደፍ ከይነብዕ። ሓየት ኮርዒዳ ፡

READ MORE

ማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ዲሞክራስን ኣብ ስዊስ መግለጺ ደገፍ ንኣራሚ ምንቕስቓስ 21 ጥሪ 2013 ዝተነቓነቐ ስኒ፡ ካብ ምጉራፍ ኣይድሕንን!! ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ ፡ ህዝብና፡ ሕሉቡ-ንጹፉን ቐያሕቲ ደቑን ንሰዉርኡ ዝመጠወ፡ ነቶም ጎበጥቲ ግዳም፡ ብኸተርቲ ደቒ-ዓዲ ንምትካእ ኣይነበረን፡፡ እቲ ብሌን ዓይኒ ህዝቡ ዝኾነ ተጋዳላይ እዉን፡ ልግዐ ንእስነቱ ዘብለየሉ፡ ኣካላቱ ዝሰንከለሉን

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ን 30 ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ከካይድ ከሎ ንሽሙ ናጽነት ጥራይ ኣይኰነን። ነታ ሕጂ እተንበልብል ዘላ ባንደራ ጥራይ እውን ኣይኮነን። እንታይ ድኣ ንኽብሩን መሰሉን ኢዩ ነይሩ። ቀጻልነት ምዕባሌን ራህዋን ዘይብሉ ነጻነት ትርጉም የብሉን። ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ሓፍ ዘይብል መስዋእቲ ዝኸፈለ ንመሰላቱን ክብሩን ኢዩ ነይሩ።እንተ

READ MORE

21ጥሪ ወተሃደራት ኤርትራ ብታንክታትን ረሻሻትን ተሰንዮም ንሚኒስትሪ ዜና ካብ ሰዓት10 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ ምሸት ሰዓት ዓሰርተ ብምቁጽጻር ቅዋም ክትግበርን እሱራት ፖለቲካ ክፍትሑን ዝብል ጠለቦም ኣስሚዖም፡፡ነቲ ንርእሰከተማ ኤርትራ ቁልቁል ዝርኢ ስትራተጅያዊ ፎርቶ 12 ሰዓት ሒዞም ብቐሊል ዕንቅፋት ብሰላም(ምስ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ኣኼባ ብምክያድ) መልእኽቶም ምብጽሖም፡ጠለቦም

READ MORE

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 7ይ ክፋል 02/02/2013 ኣብ 6ይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፣ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ’ቶም ዶባት ኤርትራ ሰጊሮም፣ ብሰሃራን ባሕሪ መዲተራንያንን ሓሊፎም፣ ገለ’ውን ዝተሰንዐ ወረቓቕቲ ተጠቒሞም፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ ዝተኸተሎ ኣዕናዊ

READ MORE

ወዳጄ “ልምዓታዊ ሚድያ”! ሚኒስትሪ ዜና ከም ዝኾነ ናይ ፕሮፖጋንዳ ትካል ንተልእኾኡን ዕላማታቱን ዝዉክል ስትራተጂ ኣለዎ። ንሱ ድማ ብጉልባብ ስትራተጂ “ልምዓታዊ ሚድያ” ህዝቢ ምድንጋር እዩ። ንምዃኑ ኣብዛ ኢሳያስ ዝነገሰላ ኤርትራ ፖሊሲ ልምዓት ኣሎ ድዩ!? እቲ ሚኒስትሪ ዜና እኽተሎ’የ ዝብሎ ስትራተጂ ‘ልምዓታዊ ሚድያ’ኸ መጎታዊ ባይታ

READ MORE

ተዓገስ ኹኹናይ : ነቑ ኣርሓ ደርሆ በቲ ረጒድ ድምጺ : ሓባሪ ንግሆ ንስካ ኣይትስሕትን : ጸኒሕ ናይ ኣቦካ ሃየ ደጋግሞ : እቲ ጉሩም ድምጽካ ወጊሓ’ዶ መሬት : ኮይና ከብዲ ኣድጊ ተዓሪቖምና’ዶ : ሎምስ ኣቦይ እዝጊ ተንሲኦም’ዮም በሎ ፡ ዎዮም ሰብ- ቖጽሊ የንፋሕኽ ብእግሩ ፡ ናይ መን ሰጋር በቕሊ ዶው ኣይበል ፡

READ MORE

ብዕለት 15.02.2013፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብዓይነቱ ዝተፈልየ ሰላማዊ ሰልፊ ይግበር ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሕን ለውጢን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ተላዒሉ ዘሎ ሰራዊት ደገፉ ክገልጽን፡ ኣብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ግፍዒ ዓገብ ክብልን ብኽብሪ ይዕደም። ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን ዝርከቡ

READ MORE

ክብሪ ወዲ ዓሊ! ብስርሒት ፈርቶ ናይ ሓርነት ቡቕሊ ከደይብ ከውርድ ነገራት ከለሊ ሰለም ኣቢሉኒ ሓሊመ ትማሊ፡ ከውታ ከሎ እዋን ዝሓዘለ ጠሊ መጐስ ናይቲ ስውእ ክብሪ ወዲ ዓሊ ብርሃን ደጒሑኒ ወሪዱ ካብ ላዕሊ! ዓይነይ ብኽዱኑ እዛ ርእሰይ ኣቕኒዐ እዝነይ ተጸለኹ ገለ እንተ ሰምዐ ዓው ዝበለ ድምጺ ናይ ነድሪ ቁጠዐ ንጹር ዝመልእኽቱ ዘይብሉ *ልዕላዐ

READ MORE

እቲ ብውሽጢ ውሽጢ ኣብ ሓለፍቲ ሰራዊት ክባላልላዕ ዝጸንሐ ስዉር ተቓውሞ፡ ከም ምፍላሕ ዘይወድአ ብርቱዕ ስዋ ብዕለት 21/01/13 ነቲጕ። ኣብ ፈረንሳ ዝመደበራ ሬድዮ ኤረና ድማ፡ “ፎርቶ ንመንግስቲ ኤርትራ ብዝቃወሙ ወተሃደራት ተታሒዙ..” ዝብል ረባጺ ዜና ፈነወት። እዚ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ጥራይ ክወዳደሮ ዝኽእል ታሪኻዊ ፍጻሜ’ዚ፡ ካብ 200

READ MORE

ሰራዊትና ጠበቓ ውጹዓት 01/28/203 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጥሓሒሳ እምኒ መደረጋሕ ቀሪብካ’ምበር ከተብላ ወጋሕ ኣታ ኲዓዒታ ዓቢ ’ፍራዛ ቀሪብካ’ምበር ከተርሕዎ ገዛ ኣንታ ዘይርበሽ ርጉእ መንፈስ ማህጸን ጅግና ቀሪቡ ክድበስ ጠበቓ ውጹዓት ኣበካቶ ብበሪኽ ዝጅምር ዝባን ፎርቶ ፈዳይ ሕነ ከም ነብሪ ዝውንጨፍ ይትረፍ ቀትሪ ለይቲ ዘይዕንቀፍ ወራስ ንእዲ ብዓል ጻዕዳ ማእሲ ንስኻስ ክትስእን መደቀሲ! ኣንታ ፈታው ህዝቡ ብዓል ወኒ ሓንቲ ’ዝማሕልኡ ትሕረመኒ ምእንቲ ሃገሩ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ናብ ለንደን ዝወሓዙ መንእሰያት ዝበዝሑዎም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፡ ነቲ ምዑታት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘካየዱዎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቓስ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፡ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምጽዋዕን፡ ሎሚ 1 ለካቲት፡ ኣብ ለንደን፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ

READ MORE

ጅግና ህዝቢ እንዲኻ! ጎይታ ስቡሕ መሬት ወዲ’ዚ ጋሽ ባርካ ኣንታ ሰረወታይ ጻዕዳ ጣፍ እቶትካ ኣንታ ወዲ ሰንሒት ፍሩታ መወጽካ ኣንታ ደንከለታይ ባሕሪ ዝቕናትካ ኣንታ ወዲ ሰምሃር ባጽዕ ዝወደብካ ኣንታ ኣከለታይ ሃብታም ቅርስታትካ ኣንታ ወዲ ሳሕል ሰውራና ዘዕቖብካ ኣንታ ሓማሴናይ *ቃቤላ ሃገርካ       *ዓንዲ ማእከል ኣስመራና ጻዕዳ ሓበን ዝንያትካ መንደላይ ነጊሱ ኣብዛ መረበትካ መርዙ እናነደፈ እንሆ የጥፍኣካ! እዚ ዕቡይ መላኺ

READ MORE

ወዲ ዓሊ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ’ታ ብዕለት 21 ጥሪ 2013 ኤርትራውያን ጀጋኑ ንሚኒስትሪ ዜና ስርዓት ህግደፍ ተቖጻጺሮም ቅዋም ክትግበርን እሱራት ፖለቲካ ክፍትሑን ዝብል መልእኽቲ ብተለቪዥን’ቲ ስርዓት ዘመሓላለፉላ ታሪኻዊት ዕለት ዝተሰወአ ሓርበኛ ተጋዳለይን ናይ ለውጢ ተቓላሳይን ኢዩ። ወዲ ዓሊ ይኹን እቶም ምስኡ ዝነበሩ ብጾቱ ነቲ ንስርዓት ኢሰያስ

READ MORE

ጎይታ ረሽራሽ ጎይታ መዳፍዕ ዝደኸመ ኣሳሊዩ ዝርዓደ ኣትቢዑ ንጹር መርገጺኡ ጎባጥ ኣቕኒዑ ረዚን ቃላቱ ተዛሪቡ ኣስሚዑ፡ ዝቐምሰለ ተስፋ ኣጠጢዑ፡ጸላም ብፍሽኽታ ወሊዑ፡፡ ንሱዩ ሓርበኛ ምቾት ዘየስድዖ ጽኑዕ መትከሉ ነብሱ ኣሕሲሙ፡ንጥይት ንሓዊ ዝባኑ ቀሊዑ፡፡ ወዲ ዓሊ ኣንበሳ ልሳን ውጹዕ ግዋዚሙ ሓሕ ኢሉ ግፍዒ ከብቅዕ ምሉእ ሓሞት ንፍትሒ ንሰላም ተዋዲቑ ድምጹ ኣቃሊሑ ዓለም ኣነቓኒቑ ዕላማኡ ወቒዑ ቃልኪዳን ኣጽኒዑ፡፡ ኣርባዓ ዓመት ኣየዕረፈን

READ MORE

ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ደረጃ ናጽነት ፕረስ 2013፡ኤርትራ ኣብ መወዳእታ መበል 179 ተሰሪዓ፡፡እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ  ኤርትራ ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ሚኒስትሪ ዜናኣ ብዝተፈጸመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተናቐነቐት ጠቒሱ፡ እታ ሃገር ንህዝባ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ከምዝኾነትን ጋዜጠኛታት ኣብ ማሕዩር ከምዝሞቱ ትገብር ከምዘላን ኣፍሊጡ።እታ ንክልተ

READ MORE