Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Eritrean Pro-justice Movement: Uniting Eritreans to See a Day Nothing Left of Isayasism and an End of Threats to the Eritrean Nationhood Since the members of the Eritrean Pro-justice Movement come from all the Eritrean political organizations, civil associations and the silent majority, it (the Eritrean

READ MORE

ኣብ ደርፍታት ትግርኛ ሓድሽ ተርእዮ ተኸሲቱ ኣሎ። ናይ ሓዘን ግጥምታት፡ ብናይ ታሕጓስ ዜማ ኪድረፍ  ንዕዘብ ኣለና።  እዚ ግን ባኅርያዊ  መግለጺ ስምዒትናን ጦብላሕታናን ኣይኮነን።  ግጥምን ዜማን እንተ ዘይተሰማሚዑ፡ ነቲ ክመሓላለፍ ዝድለ መልእኽቲ ከም ግቡእ ኣየመሓላልፎን ኢዩ። ዜሕዝን ቃላት እናደረፍካ ክትስዕስዕ፡ ጌጋ ኢዩ። ቃንዛን ናፍቖትን ዝገልጽ ግጥሚ

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ቅዋም ወረቐት ኣይኮነን፡ ልብና`ዩ ሰፈሩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን( ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ታሕሳስ 31፡ 2019 ብምኽንያት ሓዲስ ዓመት 2020 ********         ካብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን  ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ናይ ዕንወት ሃገርናን ምጽናት ህዝብናን ተግባሩ ኣብ ኣፈርክቡ ኣብ ዘብጸሓሉ እሞት ንርከብ ኣለና፡፡ ``ንበዓል ነጐዳ

READ MORE

ኤርትራ ዘሰንብድ ምጽንቃቕ ሰብ ሞያ ጥዕና የጋጥማ ከምዘሎ ምንጭታት ሰብ ሞያ ጥዕና ብጭብጢ ኣሰንዮም ሓቢሮም። -  ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዳርጋ 50 ሚእታዊት ዶክተራት ኤርትራ ተሰዲዶም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዚ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ንሃገርና ኤርትራ ኣድክዩዋን ኣዕንዩዋን ኳ እንተኾነ፡ ብተዛማዲ ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ብሕልፊ ድማ

READ MORE

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ ኣመሪካ ልኡኽ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።   ኣብቲ ዝርርብ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቐረባ እማመ ዲፕሎማስያዊ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኩለንተናዊ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን ህላወ ሃገር ዘውሕስን መንእሰይ፡ ምሁር ኣካል፡ በዓል ሃብትን ሰራዊትን ሕመረት ክፋል ሕብረተሰብ፡ ርእሱ ከምዘድንን፡ ናብ ስደት ከምዝበታተን፡ ክብሪ ከምዝስእን፡ ሓቢሩ ከምዘይመክር፡ ኣበርቲዑ ሰሪሑሉን ገና ይቅጽሎ ኣሎን። ህግደፍ፡ ተበላጽን ነውራምን ዕላማታቱ ኣብ ግብሪ ንምትርጓምን ኣብ

READ MORE

ስርዓተ ኢሳይያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ረሚሱ፡ ሃብታን ቁጠባኣን ኣልሚሱ፡ ናብ ዝኸፍአ ደልሃመት፡ ናብ ዝኸፍአ ዕንወት እናደፍአ፡ ሸለው ብዝበለ ገደል ንዕርብርብ ከጽድፋ ይሰርሕ ኣሎ። እቲ ጽኑዕ ህዝባ ግን፡ ንኹሉ’ቲ ብምልኪ ዝወርዶ ሕሰምን ኣደራዕን ተጻዊሩ፡ ክብሩን መንነቱን ንምድሓን ትልኽ እናበለ ይረባረብ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ክልተ ሓይልታት ኣብ

READ MORE

December 10, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ድሃይ ከይገብርኩ ድንጉይ ኢለካ። እሱር መስተማሰሊ’ዩ፡ ረሲዓትኒ ትብል ትህሉ። ኣባይካ ይረሳዕ ከመይ ጌይረ ክርሰዓካ።  ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣሎኻ፡ ከምኡ’ውን ኩሎም እሱራት፡ ኩለን እሱራት። ብርሃነ ሐወይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ኣብ መልእኽትታተይ ዝብለካ፡ ሽሕኳ ነዚ ኣጽናቲ ዝኾነ

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=fBOX0c37wLE&feature=youtu.be&fbclid=IwAR2ogFMYPiVF8qdYLV9WwuHbuz9g7_BeQZZV-CU74Gy2OLDkASiO4nH5qBs   UPDATE: ዛጊት ንጉዳይ ቤትፍርዲ ኣሰና ዝተወፈየ ገንዘብ ጠቕላላ ድምር፡ £11,881 ፓውንድ ስተርሊን በጺሑ ኣሎ። ኣወዓዕላኡን ቀጻሊ ስጉምታትን ብዝምልከት ነዚ ክሊፕ `ዚ ተኸታተሉዎ። https://www.gofundme.com/f/assenna-foundation-legal-action-… https://www.youtube.com/watch?v=fBOX0c37wLE&feature=youtu.be

READ MORE