Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓመታት ኣቑጺሩ ካብ ዝኽወል ገጽካ ድምጽኻ ጠፊኡ እቲ ምቁር ቃልካ ይሓይሽ ዶልካዮ ጽምዋ መሪጽካ ጻዕጺዑ በርቲዑ ቃልሲ ብድሕሬኻ ኣይመቀረን ቃልሲ ንስኻ ዘየለኻ ምትግባሩ ከቢዱና ናይ ቃልሲ ትልምኻ ኣይተረኸበን ዝትክእ ንዓኻ ኤርትራ ኣይወለደትን ሓቦኛ ከማኻ ተባላሓቲ ዘተግብር ራኢኻ ንጽዕር ኣሎና ክንፍጽም ለበዋኻ እታ ተካል መዓልቲ ሎሚ ትዝ ትብለኒ ብተለፎን መስዋትኻ ከርድኡኒ ስዩም ተሰዊኡ ምስበሉኒ ልበይ ጠፊኡሊ ትንፋስ ሓጺሩኒ ዓይነይ ጠሊሙኒ

READ MORE

እርማት፡ ኣብ ትሕቲ ``ህጹጽ ጸዋዒት ንምቛም ሓይሊ ዕማም ደገፍ - ንመርማሪት ኮሚሽን`` ዘስፈርናዮ ጽሑፍ፡  ብገለ ምኽንያት፡  ከይተነጸረ ዝተረፈ መልእኽቲ ስለዝነበሮ፡  ንጹር መልእኽቱ  እነሆ ነቕርብ። ህጹጽ ጸዋዒት ንፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኤርትራውያን (ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ)፡  ዕላማ ናይ`ዚ ጸዋዒት`ዚ፡ ንደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምቛም ኣብ ዝግበር ዘሎ ናይ ህዝቢ

READ MORE

ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓዳር 2015 ብመድረኽ ተዓዲሙ ኣብ ኬንያ ዝተጋበአ ኣኼባ ሕላገቱ “ብርኹባት ኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ” እናተባህለ ስለ ዝተወደሰሉ፡ ኣይፋሉን እዚ ብኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከም ዘይኮነ ንምርዳእ እዩ። መድረኽ ኣብ መእተዊኦም ይኹን ኣብ መደምደምታኦም፣ ኣኼባታቶም ከምኡ እናበሉ እንተወዳደስዎ ዝገርም ኣይኮነን፡ ስለምንታይሲ ድሕሪ 15 ዓመታት፣ ንሳቶምን

READ MORE

ኣቱም ሰባት ድሓን ኣለና እናበልና እምበር ሰብ ጌርና! ስርናይ ዝዘርአ ስርናይ ከም ዝሓፍስ ኢና ንፈልጥ ዝነበርና ስለዚ ክርዳድ ካበይ ነጠበና! ስርናይ ክንሓፍስ እናተጸበና ቀናኣት ዶ ጸላእቲ ረኺብና ኢልና ተጠማሚትና ምትእምማን ስኢና። ሎሚ ግን ፈሊጥናዮ ጸላኢና ክንደይ ሰብና ምሰ’ጥፋእና ውላድና እናበልናዮ ዝዓበየ ምሳና ሓዚልና ዘዕበናዮ ኣብ ዝባና ምሳና ዝውዕል ዝነበረ ኣብ ግራትና ዝርእየና ዝነበረ ምሩጽ ስርናይ ክንዘርእ ከለና ብክርዳድ ለዊጡዎ ንምሩጽ

READ MORE

ዝሓለፈ ሰኑይ፣ ኣብቲ “ህዝቢ ኤርትራ ናይ ስርዓት ለውጢ እምበር ናይ ምስሌነታት ለውጢ ኣይኮነን ዘደልዮ ዘሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘቕረብናዮ ናይ መእተዊ ትሕዝቶ 1ይ ክፋል፣ መሰረትን ተሳታፍነትን ህዝቢ ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጎሲኻ፡ ኣብቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ባህግን ተስፋን ህዝቢ ኤርትራ ንቅዋማዊ ሕጋዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዝጠለሙ፣ ኣብ ወጻኢ

READ MORE

ኣብ 60ታት ኣብ ኣስመራ ማይ ጋዝ: ኣራንቻታ: ፋንታ: ብኣድጊ ብዝስሓብ ሰረገላ ናብ ኣብያተ ሸቐጥ ይዘውር ነበረ:: እቲ ኣድጊ ዝናኸስ ግዲ ነይሩ ኣብ ርእሶም መዓመምያ ዝጠመጠሙ ኣቦይ ሓጂ እንብሎም ዝነበርና ነቲ ኣድጊ ኣፉ ብሰኪዐት ገመድ ኣሲሮም ኣብ ጥቓኡ ከይንቐርብ የጠንቅቑና ነበሩ:: ኣድጊ እንተተቖጢዑ ብእግሩ ዝራጋሕ እንስሳ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ እስክንድር ዓብዪ ብዓሶ ተለኺፉ ኣብታ ዝሞተላ ዓራት በጥ ኢሉ ኸሎ፡ ዘመኖም ዝመጸሎም ሓከምቲ ኣብቲ ደቂሱሉ ዘሎ ቴንዳ እትው ውጽእ ብምባል ሕክምናኦም ከካይዱ ጀመሩ። ከምዚ ዘይግበር ከምዚ ዘይፍጠር፡ ከምዚ ዘይትህቡዎ ከምቲ ዘይተብልዑዎ እናበሉ ኣራግጽ ምስ ኣብዝሑሉ፡ እስክንድር ዓብዪ ቅድሚ ምምዋቱ "ረኣዩለይ….፡ ብብዝሒ ሓኻይም እመውት ኣለኹ"

READ MORE

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም       19/12/2015 4ይ ክፋል   ኖኣም ቾምስኪ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ኣመሪካዊ፡ ኣብተን ‘IMPERIAL AMBITIONS’ (2005) ከምኡ`ውን  ‘POWER SYSTEMS’ (2013) ዝብላ ብመልክዕ ቃለ-መጠይቅ ዘዳለወን ክልተ መጻሕፍቱ፡ ነዘን ዝስዕባ ምስ ኩነታትና  ዝኸዳ ጥቕስታት ንረክብ።   “ነቲ ህዝቢ ብሓይሊ ክትቆጻጸሮ እንተ ኪኢልካ፡ ብዛዕባ ዝህልዎ ስምዒታትን

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ዘይውሕሉል ቁጠባውን ፖለቲካውን ኣሰራርሓ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ታሪኹ ኣጋጢምዎ ዘይፈልጥ ድኽነት፡ ብሕጽረት ማሕበራዊ ኣግልግሎትን ቀረብ ሃለኽትን ይሳቀ ከምዘሎ መስካሪ ዘድልዮ ኣይኮነን። ነዚ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ ጸልማት መዋእል መስተርሆት ክረክብ ማበረሰብ ዓለም ቆላሕታን ፍታሕን ክገብረሉ ድማ ሕጋውን ሞራላውን ሓላፍነት ኣለዎ። እቲ ኣብ

READ MORE

ሕብረት ኤውሮጳ ንህግደፍ 200 ሚልዮን ኤውሮ ክህብ መዲቡ:: እቲ ሕብረት ነዚ ካብ 2016-2020 ኣብ ሓሙሽተ ዓመት ዝህቦ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳርን ጸዓትን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ሕብረት ኤውሮጳ ምስ ዝኾነት ሃገር ቁጠባዊ:ፖለቲካውን ባህላውን ሽርክነት ንምግባር ቅድመ ኩነት ገይሩ ዘቐምጦ ነጥብታት ምስ እንምልከት ኣንጻር ዕላማታቱን መትከላቱን ይሰርሕ ከምዘሎ

READ MORE

14 ሕዳር 2015 ስርዓት ህግደፍ ብዘይተጸንዐን ብዘይ እኹል መሰናድኦን ከምኡ’ውን ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ከስዕቦ ዝኽእል ስነ-ኣእምሮኣውን ቁጠባውን ቅልውላው ዕሽሽ ብምባልን ዝኣወጆ መስርሕ ምቅያር ባጤራ ናቕፋ፡ እቲ ካብ ኢዱ ናብ ኣፉ ዝነብር ዝበዝሐ ህዝብና ብስእነት ባጤራን ሕጽረት ሃለኽትን ተወሳኺ ኣደራዕ ረኺቡ ከምዘሎ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ተገሊጹ ነይሩ። ይኹን

READ MORE

ንከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከባቢ ዓድታት ንምጽንባር ዝወጽአ መደብ ብምቅዋም ዝጀመረ ናዕቢ: ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭት ከም ዝወልዐ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊጹ:: ኣብ ወረዳ ኣመያ  ክልል ኦሮምያ ብታሕሳስ 12 ብዝተኻየደ ግጭት ብዙሓት ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ኣባይቲ ከምተቓጸለን ተፈሊጡ:: ምክትል ሓላፊ ፈደራል ኮንግረስ ኦሮሞ በቀለ ገርባ

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ኣንጻር ዳንኬራ ህግደፍ ብዕለት 13.12.15 ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገር ኣብ ልዕሊ እቲ ብህግደፍ ዝተገብረ ዳንኬራ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ኖርወጃውያን መራሕቲ ሰልፍን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፉዎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኽለ ፈዳይ ዝተባህለ ዕሱብ ህግደፍ ብመኪና ብናህሪ ብምምጻእ ነቶም ደለይቲ ፍትሕን ኖርወጃውያንን ክረግጾም ፈቲኑ። ድሕርዚ፡ ሓደ

READ MORE

መድረኽ ኣብቲ ባዕሉ ዘዳልዎ ውራይ ንዝደለዮ ውድብ ጽዊዑ ንዘይደለዮ ንከይጽውዕ መሰሉ’ዩ። ዘይተሳተፍና ኢልና ንሓምመሉ ጉዳይ’ውን የብልናን። እንተኾነ ግን ዝኾነ ኣካል እቲ ዝብሎን እቲ ዝገብሮን ሓደ እንተኾነ ወይ’ውን ኣጸቢቑ እንተዝቀራረብ ይሓይሽ ንብል። መድረኽ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮንኩን፡ ቀንዲ ዕማመይ ግን ንተረሓሒቖም ዘለዉ ፖለቲካዊ ውድባት ምቅርራብ’ዩ ዝብል። እንተኾነ

READ MORE

መምዘኒ ልቦናን ቅንዕናን ናይ ሓደ ውድብ ወይ ውልቀሰብ፡ ምስ ብመትከልን ስነሓሳብን ዘይቃዶወካን ዘይሰማምዓካን እናበዳህካን እናተዓጻጸፍካን ዝመደብካዮ ዕላማ ኣብ ተግባር ምውዓል’ዩ። ትረብሓሉ ዕድላት እንተሎ ድማ ማለት ንዋታውን ሰብኣውን ክሳራታትካ ዘውሕድን ግዜኻ ዝቁጥብን እንተኾይኑ፡ ዋላ’ውን ምስ ደመኛ ጸላኢኻ ኣብ መኣዲ ዘተ ቀሪብካ ንመሰረታዊ ድሌትካ ብዘይጻረር፡ ዋጋዕዳጋ ክትገብርን

READ MORE

ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ‘ንምምካት ድኽነት’ ብዝብል ምኽንያት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ’ዚ እዋን’ዚ ክሳብ 2020 ኣብ ዘሎ ዓመታት ዝወሃብ ናይ 200 ሚልዮን ይሮ ሓገዝ ከምዝፈቐደሉ ‘ዲፕሎማት ኒውስ ኔት ዎርክ’ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እዚ ወትሩ ‘ሰሜን ኮርያ ናይ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ዝውቀስ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ብኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት

READ MORE

ህዝቢ ብገዛእቱ ምስ ዝጭቆን፥ ዝግፋዕ ፥ እምብለይ ብዓመጽቲ ኣይግዛእን ኢሉ ኩሉ መሰላቱ ንምውሓስ ልክዕ ቆፍኡ ከምዝተተንከፈ ንህቢ ብሓባር ከምዝለዓል ካብ ታሪኽ ዝርኤናዮን  ዘንበብናዮን ሓቂ እዩ።ነዚ ናዕቢዚ ከኣ ሰውራ ወይ ህዝባዊ ናዕቢ ኢልና ንጽውዖ። ኣብ ዓለምና ዝተኻየዱን ዝካየዱ ዘለዉ ሰውራታት ምስ እንርኢ ( እንዕዘብ ) ኣበገስቱ መብዛሕትኦም

READ MORE

ሎሚ ቅነ ስልጣን ብኣቃራጺ መገዲ ኣስመራ ዝኣተወት መሲሉዎ ዝተሓጎሱ ምናልባት ናይ ቀደም ናይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ተጋደልቲ ክህልው ይኽእል ይኸውን። ቁሩብ ዝን ኢሎም ምስ ዝሓሰቡ ግና እቶም ብሰማንያታትን ተሰዓታትን ዝተወልዱ ደቆምን ደቂ ደቆም ግን ፈጺሙ ከምዘይ ስዕቡዎም ምስ ፈለጡ እንታይ ተሰሚዕዎም ይኾውን። ናበይ ኢዩ እቲ ጉያ

READ MORE

ሓጺር ታሪኽ ሂወት ሓውና ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ ሎሚ ንንፈተዎ ሓውና፣ መሓዛናን ብጻይናን ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ ክንፉነዎ ከሎና ዝስመዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ኣብረሃም ሰኑይ ታሕሳስ 07, 2015 ኣብ ከተማ ኦፍንባኽ ድሕሪ ክግበረሉ ዝጸንሐ ዕቱብ ናይ ሕክምና ክንክን ዓሪፉ። ኣብረሃም ኣብ የካቲት 09, 1971 ኣብ መበቆል ዓዱ እምባደርሆ

READ MORE

Part two Medrek’s wrong premises: leading to resuscitation of the politically dangerous wudbetaat. I wrote an article- entitled ‘Today”s struggle and Post-dictator Eritrea- much safer without the current wudbetaat’- last week, which was posted on assenna’s website on Dec. 4; the first part was on Medrek’s resuscitation of

READ MORE

ተልእኾ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፍታት።           11.12.15፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስተይ ንሎሚ “ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል” ክብል ምዃነይ ተቛጺረኩም ምንባረይ ትዝክሩ ኢኹም። ግናስ በዛ መገዲ’ዚኣ ክሓልፍ መሪጸ ኣለኹ’ሞ ተጸመሙኒ። እወ፡ ወዮ ግዜ ግዲ ረቒቑስ ወዲሰብ ንርእሱ ታሪኽ ኮይኑ ንዝተርፍ ብታሪኽ ዝግደስ ሰብ እናሰሓወ ምኻዱን ኣውራ ን ዝኾነ ትረኻ ሰብ ውዕሎ ጸለመን

READ MORE

ታሕሳስ 2. 2015 ናይ ሳንብአርናርዲኖ ካውንቲ ናይ ክባብያዊ ጥዕና ሰራሕተኛታት ሰሚናር ኣብ ዘካይድሉ ዝነበሩ ጊዜ ሓደ ካብቶም ሰራሕተኛታት ምስ ሰበይቱ ናይ ሽበራዊ ተዂሲ ብምኽፋት 14 ሰራሕተኛታት ክቐትሉ ከለዉ 21 ድማ ብከብኢድ ቆሲሎም። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓውናን ወድናን ኢሳቕ ገብረስላሴ ኣማንዮስ ሓደ ካብቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰራሕተኛታት

READ MORE