Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና ክንለዓል ቃል ንኣቱን ኣለና። እዚ እዋን እዚ ሓፋሽ

READ MORE

  ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ሻርለት: ሰሜን ካሮላይና : ሮቡዕ:  ሰነ 15, 2016 ነቶም ኣብ ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ ቅንያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉን:  ነቶም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ዝጠፍኡ  ኤርትራውያን ስደተኛታትን: ነቶም ምእንቲ ሃገሮምን ህዝቦምን በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታትን ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ኣካይዶም:: ኣብቲ ናይ ዝኽሪ መደብ

READ MORE

  Tesfamariame Wel. 19/06/2016 Norway   ጥሪት ህግደፍ ሕደግ ኣይትዓሹ ንሓቂ ድለያ ስምካ ኣይተባላሹ ሳዕሲዒት ግደፍ ዓደቦኻ ናበሪሱ ክሳብ መዓስ ከተታልል ክትሕሱ? ኣርክብ ኩሉዩ ኣብ ልመቡ ተመሊሱ   ዓዲ በጺሕካ ተዛረብ ታይሪኢኻ ኩነታት ህዝብና ከመይ ጸኒሑካ ሓቂ ንገር ጥውይውይ ከይበልካ ኣብ እዝነይ ህግደፍ ከይሰምዓካ ሕሹኽ በለኒ ሕሩም ከይነግረልካ   ክፉእ እናሰማዕና ክፉእ እናረአና ቁሩብ ተሪፉ ከተንቁሩዎ ዓይንና ብዓል ኣይስቆሮም መንሽሮ ህዝብና መታሓፍስቲ ዲክታቶር ጨፍላቒና ንዘጽንተና

READ MORE

እንታይ ገዲሽኩም ተሽበድብዱ ካብቲ ናቱ ናትኩም ገዲዱ ሎሚ ዲዩ ህዝቢ ተአጊዱ ገዛኹም አፍሪሱ ገንዘብኩም ወሲዱ ገዛ ገዛ ንሰብ ተዋርዱ ፈርም እንዳበልኩም ተገድዱ ኮሎ ገና ነብስኹም ፍረዱ ከይትሓፍሩ ጊዜ እንተወሲዱ አብ ቅድሚ ህዝብኹም ትዋረዱ። ርብዒ ዘመን ሓሊፉ ብከንቱ ህውከት እምበር እንታይ አበርኪቱ ገምትዎም  ዝጠፍኡ ዝሞቱ እቲ ዝተረፈ ተዘሚቱ ብዶላር ገዚኡ ንመሬቱ ዘሕዝነካ ናይቶም ዝመስረቱ ገሊኡ ፈሪሱ ገሊኡ መሪቱ መንግስትና ይብል አብ ስደቱ ብሳንዱቕ

READ MORE

ናብ ኩሎም ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ዑቕባ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዘተዋህበኩም እሞ ናብ ናይ 21 ሰነ ንዓመጽትን ቀተልትን ንምድጋፍ ትብገሱ ዘለኹም ኤርትራውያን ዜጋታት። እዚ ኣንጻር ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምርካብ ዝሃብክሞ ቓል ዝጻረር ስለዝኩነ፣ ውጽኢቱ ናቱ ክኣ ከቢድ ሙኻኑ ትስሕትዎ ኣይንብልን። ኣብዚ ቐረባ እዋናት 7 ኤርትራውያን ንኤርትራ በጺሖም ዝመጹ ብኢሚግሬሽን

READ MORE

To Permanent Representatives of Members and Observer States of the UN Human Rights Council Geneva, 20 June 2016 RE: Addressing human rights violations in Eritrea and the UN Commission of Inquiry’s findings Your Excellency, We, the undersigned civil society organisations (CSOs), write to express our grave concern about the Eritrean Government’s

READ MORE

ነቐለ ነቐለ ደላይ ፍትሒ ንጀነቫ ነቐለ ንመርማሪ ኮሚሽን ባይቶ ውድብ ሕ/ሃገራት ኣገናዕ! ተዓወት! ተዓወት! እናበለ ብመናውራ ህግደፍ ከይተደናገረ ህግደፍ ዝፈጸሞ ግፍዒ መሊኡ ከም ዝፈሰሰ ስለ ዝመስከረ ክክሓድ ዘይክእል ሓቂ ከውጽእ ስለ ዝኸኣለ ደላይ ፍትሒ ጀነቫ ውዒሉ ብሓጎስ እናዘለለ ኣገናዕ! ተዓወት! ተዓወት! እናበለ በቲ ዘሕለፎ ሰብራ ዜና ድሕሪ ጸላም ብርሃን ከም ዘሎ ፈሊጥና እናደጋገመ እናዘመረ ክጽበዮ ዝጸንሐ ዓወት

READ MORE

ብ 7 ሰነ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ ብሰሜናዊ ቀይሕባሕሪ ብሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእንታዎም ናብ ፖሊስ ሱዳን ዘረከቡዎም 23 ኤርትራውያን ኣብ ቤትማእሰርቲ ፖርት ሱዳን ሰንፈላል ኮይኖም ኣብ ሻቕሎት ከምዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ግዳይ ኮይኖም ዘለዉ ስደተኛታት ፣ 3 ህጻናት ዝርከቡዎም 13 ደቀንስትዮን 10 ደቂ ተባዕትዮን እዮም። እቶም ዘይሕጋውያን

READ MORE

ብስደተኛታት ኣዕለቕሊቐን፣ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ነተን ምንጭን መሰጋገርን ስደተኛታት ዝኾና ከም ኤርትራ፣ ሱዳንን ሊብያን ዝኣመሰላ ሃገራት ብገንዘብ ደሊለን ስደተኛታት ኣብ ምቍጽጻር ክተሓባበራ ድሕሪ ምእማነን፣ ካብ ሊብያን ሱዳንን ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ካብ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን እቶም ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ ዋሕስ ገይሮም

READ MORE

ERITREANS FOR FACILITATING NATIONAL DIALOGUE (EFND)                                                                     Eritrean Global Solidarity (EGS) Our Unequivocal Support for the United Nations Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea Under difficult circumstances, the United Nations Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea labored hard and issued its correct

READ MORE

ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ                                                   ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ብዘየገድስ፡ በብዝመሰሎ ንመበል 25 ዓመት ናይ ናጽነቱ መዓልቲ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩዋ ውዒሉ። ገለ ነቲ ቅድሚ 25 ዓመታት ዝነበረ ሕሱም እዋናት እናዘከረ ብናጽነት ሃገሩ ተሓጒሱ፡ ዘሊሉን ጨፊሩን።  ገለ`ውን ነቲ 25 ናይ ናጽነት

READ MORE

                                                               ብገዛኢ ኪዳነ                                      ጸሓይና ባናኣ የንጸባርቕ ኣሎ                                      ሎሚ'ውን ኣርክብ ብርኪ ሊሎ                                      ቀሪቡ ኢዩ ህግደፍ ክዕሎ                                      ኣጆኻ ጎበዝ ሻምላኻ ኣልዕሎ                                      ናብ ጀነቫ ኢዩ እቲ ንቕሎ።                                           ኣርክብ ኣብቲ ናይ ህግደፍ ቀብሪ                                          ብሕግን ስርዓትን ኣባይ ከነጽሪ                                          ኣጆኻ ጎበዝ በዓል ውልዶ እግሪ                                          ኣብ ከተማ ጀነቭ ዝለል ከም ነብሪ                                          ስለቲ

READ MORE

እቶም ንመበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ንምብዓል ኢሎም ናብ ኤርትራ ከይዶም ዘሎዉ ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያን፡ በቲ ኣብ ዕለተ ሰንበት ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘጋጠመ ኩናት ዝመንቀሊኡ ፍርሕን ራዕድን ተዋሒጦም ትማሊ ሶኑይን ሎሚ ሰሉስን እግረይ ኣውጽእኒ ብዝዓይነቱ ኣገባብ፡ ካብ ሃገር ናይ መውጺኢ ፍቓድ (exit

READ MORE

ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ድሕሪ ምውሃቦም ናብ ኤርትራ ዝበጽሑ 7 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንግስቲ ስዊዝ ናይ ዑቕባ ወርቓቕቶም ተሓዲጎም ከምዘለዉ ሓደ ናይ ስዊዘርላንድ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ካብ 2015 ኣትሒዞም ክሳብ ሕጂ ንመርዓ ወይ ድማ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ንኽሳተፉ ናብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከይዶም ኣስመራ ዝኣተዉ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ መዓልቲ መዓልቲ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ህዝብና እናወሰኸ ደኣ እምባር እንዳነከየ ይኸይድ ዘይምህላው ሓደ  መርኣያ ናይ ምብትታን ተርእዮ ምዃኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። እዚ ንብዙሕ ናይ ህይወትን

READ MORE

  ክቡራትን  ደለይቲ ለዉጥን ተቓለስትን  ኤርትራውያን ከም ዝፍለጥ፡ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይርከቦ መስዋእቲ ተኸፊልዋ፡ ቅድሚ 25 ዓመት ዝተጉዋናጸፈት ሃገርና ኤርትራ፡ ነቲ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ መዝሚዞም፡ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ብዝሓኾሩ ‘መራሕቲ’፡ ተጠሊማ፡ እቶም ውልቀመለኽቲ ደቐይ ኢሉ ዝሓቖፎም ህዝቢ፡ ደም የንብዕዎ ኣለዉ። ነቲ ህዝቢ፡ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱ ምንፋጎም ከይኣክል፡ ሓርኮትኮት

READ MORE

እቲ ትማሊ 12 ሰነ ወጋሕታ ጀሚሩ ንምሸቱ ‘ውን ዝቐጸለ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝተኻየደ ብርቱዕ ውግእ ሎሚ 13 ሰነ ዝግ ኢሉ ኳ እንተሎ ብኽልቲኡ ወገን ከቢድ ምፍጣጥ ምህላዉ ምንጭታት ኣሰና ብኽልቲኡ ወገን ኣረጋጊጾም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምሉእ መዓልቲ ኣጽቂጡ ድሕሪ ምውዓል ኣማስይኡ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 18 ሰነ 2016 ካብ ሰዓት 3:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 7:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ

READ MORE

የማነ ፍሻለ ዑቕባ ግንባር ሓቲቱ፡ 12.06.16፡ ህበይሲ ምስ ድሕረ-ባይታኣ ኣዕብዩ ኣብ ዘርእያ መስተያት ምስ ትቐርብ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ናይ ባዕላ ምንቅስቓን ውቃበን እናረኣየት “ከምዚኣ ዓይነት እኪትን ክፍእትን ፍጥረትከ ኣላ ድያ” ኢላ’ያ ትዕዘም። ኮምሽን ምጽራይ ገበናት ከም ደብዛዝ መስትያት ንየማነ ህበይ ከፊላዊ ምስሉ ስለዘርኣየቶ፡ ንገዛእ መልክዑ እናጓነያ ካን ዓቢዱ። ኢድ ሸናሒት

READ MORE