ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን ‘ዩ።
ሓበሬታ ሓይሊ እዩ። ነዚ ሓይሊ ‘ዚ ከየዋህለልካ፡ ክትወፍር፡ ወፊርካ ከተፍሪ ወይ ወፊርካ ክትኣቱ ኣይከኣልን። ኣሰና ነዚ ጽንሰ-ሓሳብ’ዚ ሒዛ እያ ነቒላ ። ነጻ ምትሕልላፍ ሓበሬታ ብምስላጥ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዓይኒ ዘይብሉ፡ ኣዒንቲ ዘዐምት: ኣእምሮ ዘደንቍር መርዛም ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ተላቒቑ፡ ንቑሕ ውሳኔ (informed decision) ንኽወስድ ባይታ ምፍጣር እዩ ቀንዲ ተልእኾኣ።