Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

My Impression:….Lessons to learn:

The conference was organised by Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) with the support of Centre for Initiative of Change who provided the venue. It was also in memory of the late General Mencorios Haile who was a leading figure in the work of Eritrean Communities in the UK. He was a senior adviser to EEPT.

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ።ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን።ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ።ሓቂ ክትሽፈን

READ MORE

እለናብትኽክል ምግምጋም ካብ ጌጋን ባዕላውነትን ዘድሕን ጥበብ ኢዩ። ደምበ ኣለና ከም ህዝብና ብዝቐሰምናዮ ግብራዊ ተመኩሮ፣ ሓባራዊ ጉዕዞ ስንጭሮታትን ተረተር ሳሕልን፣ ንነፍስ-ወከፎም እዞም ሎሚ ኣብ ዘመነ-ኣካሒዳ ብመንፊት ኢሳይያስ እናተመመዩ ዝመጹ መራሕቲ ህግደፍ፤

ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ። ኣብ ዘበናዊ መዋእል ካብ 1989-1941 ብጥልያን ድሕሪ ምግዛኣ ብ 1952 ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ትቝረን ን12 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕድራ እንግሊዝ ጸኒሓ።           ይኹንእምበር ንጉስ ኢትዮጵያ ሃይለስላሰ ድሕሪ 10 ዓመታትፈደረሽን ኣፍሪሱ ብሓይሊ ኣብ ትሕቲ ንጉሳዊ ግዝኣቱ ምስ ኢትዮጵያ ቆሪኑዋ።

READ MORE

ስደት ግና ካብ ነባሪ መፍትሒ ምንዳይ፡ ናብ ካልእ መንገዲ ኣላጊሱ ንግዜኡ’ኳ እንተ ኣተዓሻሸወና፡ ንሓዋሩ መፍትሒ እንተ ዘይተገይርሉ ኣብ መንገዲ ብርሰት’ዩ ዝመርሓና ዘሎ።

Assabለ) ኣሕዋት ዝተባእሱሉ መኣዲ ኣየ’ህርፈናን’ዩ።

ኣብ እዋን ምብራዕ ኲናት (1998 – 2000)፣ ናይ ጂቡቲ መራሒ ዝነበሩ ክቡር ፕረሲደንት ሓሰን ጉለድ፣  ክዓርቁን ክሽምግሉን ናብ ኣዲስ ኣበባን – ኣስመራን ተመላሊሶም ከምዝነበሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን።

ukembassyስርዓት ህግደፍ፡ ንእንግሊዛያውያን ዜጋታት ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምሓዙ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋህቦ መጠንቀቕታ ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ደው ኣቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ሕጋውነት ከምዘይብሉ ዝንገረሉ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምዝምዞ ክፍሊት ገንዘብ፡ ብመንገዲ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ እንደገና ከምዝጀመሮ ምንጭታት ሓቢሮም።

igadመበል 39 ኣኼባኡ፡ ኣብቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጋብኣሉ ኤኳተርያል ጊኒ  ዘካየደ  ዞባዊ ውድብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኢጋድ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ጥሩፋት ባእታታት ብምድጋፍ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምህዋኽ ብንጥፈት ይዋሳእ ኣሎ ዝበሎ ስርዓት ህግደፍ ተወሳኺ ቁጠባዊ  እገዳታት፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ስራሓት ዕደናን ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝገብሩዎ ገንዘባዊ ደገፍን ክብይን ጸዊዑ።

chavezጥረ ካንሰር ካብ ኣካላቱ ከምዝተወገደሉ ብሃንደበት ዝገለጸ ፐርዚደንት ቬንወዝዌላ ሁጎ ቻቬዝ፡ ኣብ ኩባ ዝግበረሉ ዘሎ ሕክምናዊ ክንክን ዋላ 6 ወርሒ እንተወሰደ ነታ ሃገር ብማዕዶ ክመርሓ ሕጊ ከምዘፍቅደሉ ምክትል ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ከምዝገለጸ ነው ዮርክ ታይምስ ሓቢሩ።

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሃለዋት ናይቶም ኣብቲ ወጥሪ ዘለዎ ንሰሜንን ደቡብን ሱዳን ዘዋስን ከባቢ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝነበሩ ‘ሞ ብሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ተገዲዶም ካብቲ ቦታ ዝለቐቑ 7 ሽሕ ሲቭል ሱዳናውያን ከምዘሻቀሎ ምግላጹ ኣሾሼይትድ ፕረስ ሓቢሩ።

statedepartመንግስቲ ኣመሪካ ሰብኣዊ ምስግጋር ( human trafficking ) ኣብ ምቁጽጻር ፍሽለት ኣርእየን ብምባል ናይ ዝፈጠሮ ጸሊም መዝገብ (ብላክ ሊስት) ዝርዝር ኣስማት ሃገራት ከምዘስፍሖ ተፈሊጡ።

Airlinesውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊ ኩባናያታት ጸቕጢ ብምግባር ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ካብ ምምስራት ከም ዝዓንቀጸቶ ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣማሪሩ።

ኣብ ሱዑዲ ዓረብያ ሰፊሕ ኣኼባታት ክትገብር ብመንግስቲ ፍቑድ ዘይምዃኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። ኣብቲ ብተመሳሳሊ ብነጻ ክትዛረበሉ ዘይፍቐዶ ኤርትራዊ መሰላትን ሓርነትን ዘይኽበረሉ ቀጽሪ ህግደፍ ልዕሊ 600 ኣባል ማሕበር ዝተኣኸበሉ መድረኽ፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ሓለፍቲ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈትን ውፉያት መጋበርያ ህግደፍ ኣባላት ማሕበረ-ኮምን ብሓደ ጸግዒ ኮፍ ኢሎም ነበሩ።

ኣብ ዝሓለፈ፡ ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ኣቢሉ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ፡ ነቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስላም ኤርትራውያን ዘሎ ድኽመታት ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ጀበርቲ ዘሎ ሉሕሉሕ ሓድነት፡ ምእንቲ ህዝቢ ክማሃረሉ፡ ኣብቲ ጉዳይ ጥራይ ምድሃብ ይሓይሽ ብምባል፡ ኣስማት ውልቀሰባት ብዘይ ምጥቃስ ጹሑፋተይ ኣቕሪበ ነበርኩ።

እቲ ‘’ጉዕዞ ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ፡ ዝርርብ ኣብ ቅዋማዊ ጉዳያት” ብዝብል ቴማ ካብ ቀዳም 25/06/2011 ክሳብ ሰንበት 26/05/2011 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኢዩ ተወዲቡን ኣዋሃሂዱን። 

martyrቀዳም 18 ሰነ 2011 እቶም ሕድሪ ንስለ ሕድሪ ጀጋኑ እምበር ንመሸቀጢ ከምዘይኮነ ዝኣምኑን፥ ኣሚኖሙሉ ዝቃለሱን ኤርትራውያን 3.5 ማይል ወይውን ኣስታት 6 ኪ.ሜ ዝርሕቀቱ ናይ እግሪ ጉዕዞ ጌሮም። እቲ ጉዕዞ ካብ ሌክ ሜሪት ዝርከብ ናይ ህዝቢ ላይብረሪ ተበጊሱ ነታ ምጭውቲ ቀላይ ሌክ ሜሪት ዜርካ ምምጻእ እዩ ኔሩ።

EyGMሎም መዓልቲ፡ ዕስራ ሰነ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እቶም ምእንቲ ናጽነት እታ ጠርናፊትን ሓቛፊትን ኩልና ዝኾነት ኣደ መሬት ህይወቶም ዝሃቡ ጀጋኑ፡ መዓልቲ ዝኽሪ እተን ኣብ ጥሙይ ከብደንን ዕሩቕ ዝባነን ዕረን ዓንዴልን መሪሩና ከይበላ በጃ ሓርነት ህዝቢ ትንፋሰን ዝሃባ ሰማእታት ኤርትራ እያ።