ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ።
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ27 ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣሰና ‘ውን ነቲ ኩነታት ኣረጋጊጻቶ ኣላ።
ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ እምቢ ንምልኪ ዝብሉ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ይዕንብቡ ኣለዉ ።
ሰላም ! ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኤርትራውያን ደቂ ዓደይ ሰላም ! ኣብዚ ከባቢና ኣንጠልጢሉ ዘሎ ግመ፣ ነጎዳ፣ በርቂ፣ ኣካይድኡ ካበይ ናበይዩ ዘየፍልጠ ናይ ምዝላል ጠባይ የርኢ’ሎ ካብ ገዛና ኣብ ሓሙሻይ ጎረቤት ቱኒስ ጀሚሩ ኣብ ሳልሳይ ጎረቤት መስር በጺሑ’ሎ፣
ንምክልኻል ሕይልታት ተጸግዕዎ
ናይ ለውጢ ሓይሊ ክከውን ሕተትዎ
ንለውጢ እጃሙ ከበርክት ኣባራትዕዎ
ታሓባቢርኩም ንህዝቢ ክተድሕንዎ
ሽሕ ኪሎመተር ብሓደ ክትዓምዎ
ለውጢ ክራጋገጽ ህዝብና ክርህዎ።
ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤
ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤
ፕሮፓጋንደኛ ህግደፍ ተስፋንኪኤል ገራህቱ፡
{mpg width=”350″}gerahtu{/mpg}
“ሕጂ ኣብ ቲ ዝሓየለ ደረጃ በጺሕና ዘለና ኤርትራዊት ስድራቤት ስለዘሐየልና ኢና” ይብል።
Los Angeles residents have hosted a warm welcome diner party to the Eritrean refugee who arrived from Refugee camp Shimbela in northern Tigray Ethiopia on Jan 17-01-2011 at Eritrean restaurant.
Now that Nevsun Resources’ (NSU) Bisha Gold Mine has successfully reached the production stage, investors have turned their sights toward another emerging gold company in Eritrea, Africa – Sunridge Gold (SGC.TSXV).
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እቲ ንኹሉ ኣንጻር ምልክን ዕብለላን ስቅያትን ዝቃለስ ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ ዘሰንበደ ተርእዮ ውልቃዊ ሓበሬታ ኣብ ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፋ ሽድሽተ ደቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሓርነት ዶት ኦርግ
ኣብ’ዚ ሰሙናት`ዚ ዝወጸ ”ብስም ዝተኣረመ ጸብጻባት ዋዕላ” ዝብል ዝርዝር ጸብጻባት ናይ ሰባትን ጸለመታትን ዝሓዘ እዩ ። እዚ ዘቃልዖ ነገራት እንተሃልዩ ንተኻፈልቲ ዋዕላ ዘይኮነስ ንኣካይዳ ሰልፊ ህዝቢ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ደረጃ በጺሑ ምህላዉ እዩ ዝገልጽ።
መንእሰይ ከይኮነ ዝዓበየ ሰብ የልቦን። ገለ ግን ኣለዉ ስድራኦም ብንእስነቶም ሓላፍነት የሰክሙዎም እሞ፡ ንእስነት ከይረኣዩ ዚዓብዩ። ኩሉ ጸጽሕፍቶኡ ኣለዎ።
ንምልካውያን ፈተውቲ ስላጣን፡ ካብቶም ሓደ ዝገብርዎም ረቛሒታት ክግለጽ ተኾይኑ፡ ፍቕሪ ስልጣን፡ ብሕታዊ ሃብቲን ህቡብነት ምጥራይን እዮም። ህዝቢ ከምልኾምን ክፈርሖምን ድሕሪ ሞት ድማ ክዝከሩ ዓቢ ሃረርታ ናይ ምልካውያን እዩ።
እቲ ህዝባዊ እምነት ኣጥፊኡ፡ ንስለያዊ መሓውር ከም ኣማራጺ መጻንሒ ስርዓቱ ዝጥቀመሉ ዘሎ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ቺካጎ፡ ሃሱሳዊ ስርሓት ከካይዱሉ ካብ ዘዋፈሮም ሰለይቲ ተቓሊዖም።
ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጽሑፋት ኣሰና ካብ ኢንተርነት ብምሕታም ናብ ካልኦት ሰባት ኣመሓላሊፍኩም ብዝብል ምኽንያት፡ ንኽልተ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣብ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ኣሲሩዎም ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
እቲ ሸውዓተ ወርሒ ኣቢሉ ተሪፍዎ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ እንታይ ንግበር ወይ ነሰላስል ዝብል ኣርእስቲ ቀንዲ ናይቲ ኣኼባ ትሕዝቶ ዝነበረ ቅድሚ ምጅማሩ ሽማግለ ፖለቲካ ኣቶ ኣለም ዘቢብ ብዛዕባ ህልዊ ኵነታት ኤርትራን ህዝባን ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ድሕሪ ምሃቡ፡ ቀጺሉ ኣቶ ሰዓድ መ/ሙሳ ኣባል ሃገራዊ ኮሙሽን ብወገኑ ብዛዕባ ሃገራዊ ኮሙሽን ኣልዒሉ ስራሓትን እንታይ ከምዝተሰላሰለን ኣብሪሁ።
ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንሰሓሓበሉ ግዜ ኣይኮነን።
ኩነታት እተን ማዕበል ህዝቢ ሓፍ ኮፍ ዘብለን ዘለዋ ሃገራት፡ ኣብ ማዕከናት ዜና ክቃላሕ ክንርእዮን ክንሰምዖን እንከሎና፡ እዚ ዓመጽ እዚ ድኣ ሽም ሃገር ስለዝቐየረ እዩ እምበር፡ ዝያዳ ኣብ ሃገርና ጎሊሑ ዝርኣ ዘሎ እንድዩ ንብል።
By Tesfa-Alem Tekle
February 3, 2011 (ADDIS ABABA) – In fresh accusations, Ethiopia has laid fresh accusations against arch-foe Eritrea for conspiring to perform bomb attacks during the Africa Union (AU) summit held last week in the capital, Addis Ababa.
Whether to engage or isolate Eritrea as a spoiler was what the quint group addressed. Germany reported not being encouraged by its efforts to engage with Eritrea and noted that the German government had decided to freeze its support for the Bisha mining project, which he predicted would paralyze the project.
ዝኸበርካ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ከም ዝተኸታተልካዮ ነቶም ኣብ ሃገረ ግብጺ ተዋጢሮም ዓለም ክንዲ ዑንቂ ጸቢባቶም ንዘለው ኤርትራውያን ንምሕጋዝ ዝተገብረ ገንዘብ ናይ ምውጻእ ዕማም ብዓወት ተዛዚሙ ኢልና ኣበሲርናካ ኔርና።
ቅድሚ ኩሉ እንቓዕ ነዚ ኹሉ ዝግበር ዘሎ ጉያ ጉያን፤ ሓዞን ኣርክብን ጥራይ ከይኮነስ ርድኣዮን ርድኣናን ናይሓሶትን ናይ ሓቅን ጥርዓን ካብ ኩሉ ኩርናዕ ብሓባር ክንሰምዕን ክንርእይን ኣብጽሓና።
ብቀዳም ዕለት 18.12.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብ መደብ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ንኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ዙሪክን ከባቢኣን መግለጺ ተዋሂቡ።
ቀኒእኩም ዶ ደቂ ዓደይ ብቕያ ህዝብታት ቱኒዝያን ግብጽን? ከመይ ዘይትቐንኡ ኣይ ከይፈተኻ እንድዩ ሕጅስ ብኻ ቱኒዝያዊ ኮይነ ወይ ግብጻዊ ኮይነ ንኽትብል ዘደናድነካ።
ሎሚ ቅነ ይሃምምን ይነጉድን ኣሎ። ስለናይቲ ደመናን ሰርብን ሓርየት ይሽትት ኣሎ። እሞ’ኸ ድኣ እዚ ኣዝመራ ይምልከተና ድዩ? እሂናይ ድኣ ከመይ ዘይምልከተና። ኣይ ንሕና እንዲና ግዳ ንጥላለት ፍትሒ ልዕሊ ዝኾነት ሃገር መስዋእትነት ዝኸፈልና።
ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ።
ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ።
Passed to the Telegraph by WikiLeaks 9:30PM GMT 31 Jan 2011
ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ፈጺሙ ከይቃላሕ ንሚኒስትሪ ዜና ተሪር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና
ኣብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥሪ መደብ ራድዮ ድምጺ ኣሰና፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝርአ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞን መስርሕ ለውጥን፡ ጽልውኡን ኣስተምህሮኡን ንዓና ንኤርትራውያን እንታይ ምዃኑ ንምድህሳስ ምስ ክልተ ኤርትራውያን ምሁራት: ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ዶ/ር ኣንገሶም ኣጽብሃን ዘካየድናዮ ዘተ ከነቕርበልኩም ምዃና እናዘኻኸርና ምክትታልኩም ንዕድም።
ኦ! ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ!
ካብ ጀነራል ክሳብ ኮፕራል፣ ተጋዳላይን ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎትን፤ ብዝተፈላለየ ማዕረግን ሓላፍነትን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዕድመ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣብ ምድልዳልን፣ ስቅያት ገዛእ ርእስኻን ህዝብኻን ኣብ ምንዋሕን ብዘይ ድሌትካ ተዕወንውን ዘለኻ ጅግና ኤርትራዊ!
መጀመርያ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ንኣብ ደገ ኮይኖም ግዘይኦምን፤ ገንዘቦምን፤ ሓንገሎም ዘወፍዩ ዘለዉ ተባዓት ተቃለስቲ ኤርትራውያን ብስም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ሰላምታይ ከቅርበሎም ይደሊ።
አብዚ አብከባቢና ዘለዋ ሃገራት ዐቢ ጩራ ለውጢ ዝቐላቀለሉ ዘሎ እዋን ወላ ን አይተ ኩሉ ባዕሉ አየቕሰኖን አሎ። ከመይ ኢሉ ሞ ክቀስን;፡ እቲ ዘይምቅሳን ካአ ሕማቅ አሎ ጽቡቅ ናብ ቀጠር ብስራሕ ምክንያት( ማዓንጣ ምስ ተዘርገ) ኢዩ ዘንቅሳቅሶ። እዚ መገሻታት እዚ ክልተ ትርጉም ኢዩ ዘለዎ፡
It goes without saying that there are many nationalists serving the regime humbly for they have no alternative. In fact, they are between the devil and the deep blue sea.