Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Swisብቀዳም ዕለት 18.12.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብ መደብ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ንኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ዙሪክን ከባቢኣን መግለጺ ተዋሂቡ።

Sandiagoእቲ ንዓመታት ብምስምስ ሃገራዊ ክተትን መኸተን ካልእ ውዲታዊ ወፈራታትን፡ ግዜኡን ገንዘቡን እናመዝመዙ ኣብ ነንሕድሕዱ ከይራኸብን ከይዋሳእን ከኣ ብወገንን ሃይማኖትን ፈላልዮም ኣኣብ ገዝኡ ተወሲኑ ክነብር ተገይሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ከተማ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ትማሊ ቀዳም 9 ጥቅምቲ 2010 ብጉዳይ ሃገሩ ንኽላዘብ ልዕሊ 7 ሰዓታት ዝወድኤ ኣኼባ ገይሩ ውዒሉ።

minሕጊ 90 ደቂቕ ኣብ 1567 ብሎሚ ብልክዕ ቅድሚ 943 ዓመታት ዝጀመረ ሕጊ’ዩ። እዚ ሕጊ 90 ደቒቕ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣህጉራዊ ሕጊ ማዕቢሉ፡ እንዳተመሓየሸ ዝመጸ እንተዀነ፡ እቲ ነቲ ዝፈላልዮ ናይ ምዕባለ መስርሕ፡ ኣገባብ፡ ዓይነት ግን ብሕጊ ዝተወሰነ’ዩ።