ብዕለት 14 ግንቦት 2011 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ።
ኣብ ኖርወይ፡ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ክምስረት መጀመርያኡ ኣይኮነን። ናይ ሎሚ 25 ዓመት፡ በቶም ውሑዳት ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተመስሪቱ ኔሩ ኢዩ።
ብዕለት 14 ግንቦት 2011 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ሓድሽን ነጻን ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ተመስሪቱ።
ኣብ ኖርወይ፡ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ክምስረት መጀመርያኡ ኣይኮነን። ናይ ሎሚ 25 ዓመት፡ በቶም ውሑዳት ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን ዝቕመጡ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተመስሪቱ ኔሩ ኢዩ።
ስርዓት ህግደፍ ሕጋውነት ካብ ዘጥፍእ ዓመታት ኣሕሊፉ’ዩ። ሕጋውነት ኣጥፊኡ ክንብል ከለና፡ ብሕጊ መጺኡ ማለት ኣይኮነን። ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ኣንቢሩሉ ዝነበረ እምነት ኣባኺኑዎ እዩ ማለትና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ወዲቑ፡ ኣብ ቃሬዛ ለጥ ኢሉ እዩ ዝመርሕ ዘሎ።
ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊስን፣ ጀርመንን፣ ጣልያንን፣ ፈረንሳን፣ከምኡ’ውን ካልኦት ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዕለት 25.03.2011 ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምኻኖም ክንሕበር ንፈቱ።
On 11 March 2011, interested Eritreans and their friends from all over Europe are requested to take part in a demonstration in front of the UN Headquarters in Geneva
ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ።
ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ።
ዓመት መጸ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ምፍጣጥ ንታሽዓይ ዓመቱ ሎሚ ዘመን’ውን ከምቲ ልሙድ ኣብቲ ብሳዕብቲ’ቲ ጨፍላቒ ስርዓት ዝተመርጸ ቦታ ተገይሩ።
ኮምሽን ንዝተዋህቦ ናይ ጊዜ ሕጽረትን ሰሌዳን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብዕቱብ ስርሑ እናሰላሰለ፡ እንሆ ኣብ ሰላሳ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ዑደታት፡ 30 ህዝባዊ ሽማግለታት ብምቛም ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ።
…..ጌና ዒሺል … ሒንጢት እየ ኔረ እዋኑ እዋን ልክዕ ከምዚ እዋን እዩ ኔሩ፡ መንእሰያት ክስደዱ ብቢዚሒ ካብ ከባቢ ገዛውትና ኪሃሱ እንከለዉ ከም ወግወግታ ዳኣሉ እንበር ቅሩብሲ ቲዝ ይብለኒ አዩ…. ሲለ ምንታይን ናበይን ከምዘበሉ ግን ወላ ይስቆረኒ ኣይነበረን፡፡
Let me start by saying Merry Christmas and happy New year for you and the entire Eritreans at home and in the Diaspora.
እቲ ብስም ማሕበር መንእሰያት ዝፍለጥ http://www.ypfdj.com/ ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም፡፡