Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

sebhatephremሓለፍቲ ዞባታት፡ ሓለፍቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ሓለፍቲ ጨናፍር፡ ኣባላት ማእከላይ ቤትጽሕፈት ህግደፍ፡ ከምኡ ‘ውን ‘ዓበይቲ ጸሓፍቲ’ ተባሂሎም ዝእመነሎም ኣባላት ዝርከቡዎም ካድረታት ህግደፍ ውሽጣዊ ተቓውሞ ንምዅላፍ ክግበር ዝኽእል ጽገናታት ንምዝታይ ካብ 28 መጋቢት ኣትሒዞም ኣብ ደንጎሎ ተኣኪቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

Tunisሰላም ! ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኤርትራውያን ደቂ ዓደይ ሰላም ! ኣብዚ ከባቢና ኣንጠልጢሉ ዘሎ ግመ፣ ነጎዳ፣ በርቂ፣ ኣካይድኡ ካበይ ናበይዩ ዘየፍልጠ ናይ ምዝላል ጠባይ የርኢ’ሎ ካብ ገዛና ኣብ ሓሙሻይ ጎረቤት ቱኒስ ጀሚሩ ኣብ ሳልሳይ ጎረቤት  መስር በጺሑ’ሎ፣