.jpg)
The irony is that, apart from all his heinous crimes, his allowing for the constitution to be drafted may well become one of President Isaias’s noblest gifts to Eritreans. It will be something Eritreans can begin their lives upon, in the new day, and new beginning. But most of all, right now, the calling for its implementation can serve as a unifying cause, a galvanizing force, and as a means to bury the President in the hole he dug in himself.





ፍረደሪክ ማልም ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ሽወደን፡ "እቶም ንዲፕሎማስያዊ ስራሕ ፍቓድ ዝተዋህቦም ኣባላት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ንዝቕመጡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ሽወደናውያን ግብሪ የኽፍሉ እንተሃልዮም፡ ዲፕሎማስያዊ መዝነቶም ክቕንጠጡ እዮም። ኣብ ሽወደን፡ ግብሪ ናይ ምእካብ ስራሕ ናይ ሃገረ-ሽወደን ዕማም ጥራይ እዩ" ክብል ከምዘጠንቀቐ፡
ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝተላእከ ስቱር ደብዳቤ ብዘቕረቦ ናይ “ወርሒ ጥቅምቲ-ሕዳር-ታሕሳስ 2008፡ ርብዒ-ዓመታዊ ጸብጻብ“ መሰረት፡ ኣብዘን ዝተጠቕሳ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ፡ ብጥሜትን ፈውሲ ነቐዝ ተነስኒስዎ ዝተበላሸወ እኽሊ ብምብላዕን፡ ኣብ ኤርትራ ሃገርና፡ 2173 ሰባት ከምዝሞቱ ምንጭታትና ካብ ከርሲ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሓቢሮም።

Here, a migrant who previously survived the same treacherous sea crossing to Italy describes his life-threatening voyage. The unnamed migrant, from Eritrea, was speaking to the BBC World Service. He explains the mindset which drives Africans to undertake the perilous journey to Europe.
ሽማግለ ኤ.ደ.መ.ዘ. ቦስቶንን ከባብን ኣብዚ ኩነታት ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ኣብ ዝኸፈአ ጥርዚ በጺሑሉ ዘሎ ተኣፋፊ እዋን: ኣብቲ ዘይጋነነን ታሪኽ ውፉይነት ቦስቶንን ከባብን ጸግዒ እምነት ብምግባር፣ በዚ ዝስዕብ ኣርእስታት ክንዝትን ክንውስንን ንኹሉ ኤርትራዊ/ት ብትሕትና ንዕድም።
ይትረፍዶ ነቲ ኣብ ሜዳ ዘይነበረ፡ ነቲ ኣብ ህ.ግ ተሰሊፉ ከብቅዕ፡ ግን ኣባል ናይ’ቲ ምስጢራዊ ስርርዕ፡ “ኤርትራዊ ህዝባዊ ሰውራዊ ሰልፊ“ ዘይነበረ ኤርትራዊ‘ውን እንተኾነ ነቲ ረቂንቕን ሕልኽልኽ ዝበለን አገባብ አሰራርሓ ናይቲ ውድብ ክርድኦ ቀሊል አይኰነን፡፡ ንኣሰራርሓ ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ምፍላጥ፣ ነቲ ናይ’ዚ ሕጂ ዘሎ መንግስቲ ኣገባብ ኣካይድኡ ንምርዳእ ክሕግዝ ይኽእል ይኸውን ኢለ ስለዝኣምን እንሆ ንምብርሁ ወሲነ ኣለኹ፡፡ ንኣንባቢ ከይስልችዎ መታን ድማ ጽሑፈይ ብኽፋላት ከቕርቦ ክፍትን እየ፡፡
ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን ብምውህሃድ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ካብ 2001 ኣትሒዙ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ዳጕኑዎ ዘሎ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክፈትሖ ብምጽዋዕ ሰፊሕ ጎዘመተ ጀሚረን።
WORTHINGTON — When Aida Simon thinks of her native Eritrea in east Africa, she thinks of tears. Tears shed by a little girl who was always on the run, hiding in homes of family members … tears shed by a mother who watched as innocent victims were gunned down in the streets … tears shed for a homeland at war with neighboring Ethiopia.