One of the writers defending whatever illegal acts of torture the Eritrean government commits is Sophia Tesfamariam. My point here is to expose the fallacy she argues with in attacking an article which is a critique of the definition of nation building in Eritrea written by Prof. Habtu and posted in awate.com.
Old foes Ethiopia and Eritrea insist they aren’t gearing up for war. But experts fear that the signs along the border indicate otherwise.
It is pains me hardly to reflect or contemplate my country name classified under the Axis of Evil. I‘m disappointed to see Eritrea’s name equivalent to the North Korea, Syria, Sudan, Cuba. Congratulation to Libya they have recently cleared their nation from the list state sponsored of terrorism.
ተባሂሉ ክበሃል ዝሰማዕኩዎዩ። ቅድሚ ገለ ዓመታት’ዩ፡ ከምቲ ኣብ ወጻኢ ዝጸንሐ ልሙድ ኣሰራርሓ መግስቲ ኤርትራ ፡ ሓደ ፍሩይ በዓል ስልጣን ንህዝቢ ዓዲሙ ኣኼባ ኣጋቢኡ ወዓለ’ሞ፡ መግለጺታቱ ድሕሪ ምዝዛም’ውን፡ ኣብ ሕቶን ርእይቶን ተሰግረ። ነዚ ዕድል’ዚ ክጥቀመሉ ዝመረጸ ሓደ ዜጋ፡ ግደ ድሕሪ ምርካቡ፡ ብነድሪ፡ “እዚ ኢንተርነት ዝበሃል፡ ጠጠው ዘይተብሉዎ።“ ክብል፡ ንብዓለማ ካን ኩንን ከብላን፡ ካብ እዚ ተባሂሉ ዝብሃል ዘይመቕሰኒ ሓንብን ንሓዋሩን ያኢ ምኸዕርፍ፡ ብዕቱብነት ሓቲቱ ይበሃል።
ሕጂ ግን ኦረማይ! ዝተዓሸናዮ ይኣኽለና። ኤምባሲኹም፣ ህግደፍኩም፣ ፈሲቲቫልኩም ንዓኹም ግበርዎ። ጌጋታትና ክንእርም ኢና። እቲ ፍቕሪ ሃገርና ጌና ምሳና ኣሎ፣ ሕጂውን ኣብቲ ዘምዕረልና ሲቪካዊ ማሕበራት ዲዩ፣ ካልእ ምንቅስቓሳት፣ ኣብዛ ከቢድ መስዋእትን ተጋድሎ ዝተኸፈለላ ሃገርና ኤርትራ፣ ቅዋማዊ ስርዓት ንምትካልን ዴሞክራስን፣ ፍትሕን፣ ርትዕን፣ ሰላምን ንምምጻእ ዝከኣለና ንከነወፊ ምዃና ነረጋግጽ።
ሎሚ ሕዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ውሽጢ ከብዲ ዓዱ ከም ረመጽ ዝሽልቡቦ ዘሎ ሕቶ ቅዋም፡ ሕቶ ነጻ ፕረስ፡ ሕቶ ስራዓተ ሕጊ፡ ሕቶ መሰል፡ ሕቶ ደሞክራሲ፡ ሕቶ ምርጫ፡ ሕቶ ፍትሒ፡ ሕቶ ምዕባለ፡ ሕቶ እሱራት ምፍታሕ፡ ሕቶ ዓመጽ፡ ሕቶ ፖለቲካዊ ምንዝርና፡ ሕቶ ብልሽውና፡ ሕቶ ተሓትትነት፡ ሕቶ ግሉጽነት….. መልሲ ዘቛምተሉ ዘሎ እዋን ኢዩ፡፡
When it comes to Eritrea, the country which once swore to tread at the footsteps of Singapore turned to a war industry. Naturally, wartime changed the face of the country, but PFDJ never saw the potential of the damage, they just campaigned the rhetoric of a short term homework,
ኣብ ጽመዋ ዝቦቐለት ኣውሒ
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ከም መርኣያ ናይቲ እናኣንቆልቆለ ዝኸይድ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናኡ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካሊፎርንያ ዝነበረ ቆንስላዊ ቤትጽሕፈት ኤርትራ ክዕጾ ከምዝኣዘዘ ቢቢሲ ሓቢሩ።
ሳይንስ ዘይኣምን ትምክሕቲ ቀለቡ
ኣብ ኤሪ-ቲቪ ኤዲተር ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ጆኒ ሕሳቡ ናብ ኢትዮጵያ ከምልጥ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ደሃዩ ጠፊኡ ምህላዉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ዝተባህለ ንመሰል ናጽነት ጋዜጠኛታት ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ ሓቢሩ።
Reporters Without Borders voiced concern today about the fate of Johnny Hisabu, an editor with state-owned Eri-TV, who disappeared in late May after trying to flee across the border into Ethiopia. There are unconfirmed reports that he was arrested and has been held ever since in a detention centre in the southwestern town of Barentu.
ዕድመ ኣሰና ንመመሓየሺ ርእይቶን ምኽርን ኣብ ‘ባነርን’ ተነባብነትን።/
ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ማልታ ብምጕሳይ ሓደገኛ ጉዕዞ ዝፈጸሙ ዝበዝሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም 250 ስደተኛታት ኣብ ላምፐድሳ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ታይምስ ዝተባህለ ናይ ማልታ ጋዜጣ ሓቢሩ።
Eritrean independence was born through the blood shed by our heroic brothers and sisters…They shed their blood to give life to our Eritrea. …
….ሎሚ’ውን ሓድሕድ ተኻባቢርና: ሓሳባትና ተሰማሚዕና ንነዊሕ ዝጠመተ ልቦና ዝመልኦ ኣካይዳ ክሳብ ዘየማዕበልና መጻኢና ቀሊል ከምዘይከውንን እዚ ወልቀመላኽነት ከኣ ከምቶም ኣብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተራእዩ ምልክታት ኣብ ሓጺር ጌዜ እንተሓድሓድ ተበላሊዑ እንተ ብሰንኪ ዓንዳሪ ኣካይዱኡ ነዊሕ ከምዘይጸንሕን ክፈራኸስ ምኻኑን ገፋዕቲ ድማ ጽባሕ ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ምኻኖም ደጋጊምና ክንዝክርን ከነዛኻኽሮምን ይግባእ::
ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ዴሞክራስን ንኽሰፍን፡ ነቲ ንህዝብና ዓፊኑ ሒዙ ዘሎ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ ብዴሞክራሳዊ ኣገባብ ንምልዋጥ እትገብሮዎ ዘተይተሓለለ ቃልሲ ብልቢ ንንእድ፡፡ ካብ ፓልቶክ (Paltak), ..ኣዳራሽ ” Eritrean room for strong and united opposition “