Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመንግስቲ ኤርትራ ን ክልተ ዓመት ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓለፍቲ ማሕበር ሰራሕተኛታት ተፈቲሖም።

ብመንግስቲ ኤርትራ ተኣሲሮም ንልዕሊ ክልተ ዓመት ብዘይፍርዲ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ሰለስተ ሓለፍቲ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኤርትራ፡ ኣቶ ተወልደ ገብረመድህን፡ ምናሰ ዓንደጼን ከምኡ ‘ውን ሃብቶም ወልደሚካኤል ከምዝተፈትሑ ካብ መርበብ ሓበሬታ IUF  ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT