ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ መበል 20 ክፋል መ ደ ም ደ ም ታ – ኣ ለ ና March 9, 2011 4:14 pmኣለናassenna00 SHARE መደምደምታ ዘይብሉ ጉዳይ የለን’ሞ፣ እዚ መበል 20 ክፋል ጽሑፍ’ዚ መደምደምታ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ክኸውን ኢዩ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ጉያ ኣብ ዘድልየሉ ዘሎ ወሳኒ ናይ ለውጢ ግዜ፣ ዝቕጽሉ ጽሑፋት ኣለና፦ “ዋዜማ፣ ዘመነ- ቅብጸት ኢሳይያስ!” ብዝብል ኣርእስቲ ክትክኡ ኢዮም። Continue reading POST TAGS: ለመመበልምታትልሚ፣ናንዘርኢኣክርዳድክፋልደ
ሓትነይ ብሪ ለካሚትና (ብ 2000 ዓ.ም ዝተገጥመ) November 15, 2010 1:42 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ከመይ’ላ ከሪማ ሓትነይ ብሪ ዘረብኣ መቀያየሚ መቃሓሓሪ ቃላታ ናይ ሰብ ጓሶት ናይ ሰብ በትሪ ኣካለ ስንኩላን ኣይትብል ሰብ እግሪ ንዝተቓወማ ብጥይት ትኣሪ ከም ዘየኽበርናያ ከም ልዑል ፈጣሪ ሎሚካ ፈኾሰት ከም ታኒካ ባሕሪ። Continue reading POST TAGS: 2000ለካሚትናሓትነይምብብሪዓዝተገጥመ
ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ዓ.ም 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም March 15, 2010 9:49 pmNewsassenna00 SHARE ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ኣብ ዘሎ ግዜ ጥራሕ 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሱዳን ዝኣተው 1523 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 15232010ለካቲትመጋቢትምሱዳንስደተኛታትናብኣትዮምኤርትራውያንካብክሳብዓ
ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ዓ.ም 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም March 15, 2010 9:49 pmNewsassenna00 SHARE ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ኣብ ዘሎ ግዜ ጥራሕ 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሱዳን ዝኣተው 1523 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 15232010ለካቲትመጋቢትምሱዳንስደተኛታትናብኣትዮምኤርትራውያንካብክሳብዓ
” ኢሳያስ በትሪ ገይሩ ክሰላልዖ ርእየ……….” – መ.ም ተስፉ ዘውደ November 24, 2009 6:58 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ታሪኽ ሃገርና ይኹን ታሪኽ ናይ ዝኾኑ ኣህዛብን ማሕበረሰባትን፡ከከም ኩነታቱን ከከም ደስ ዝበለካን ዝተራእየካን ዝለዋወጥ ወይ ዝማዛበል ተርእዮ ኣይኮነን። ታሪኽ ታሪኽዩ ነናቱ ኣሉታውን ኣውንታውን ጎድንታትን በሰላን ሓድግን ገዲፉ ድማ ይምርሽ። ደስ ስለዘይበለካ ወይውን ዊን ኢሉካ ኣብ ኣፍካ ከከምዝመጽልካ ንታሪኽ ምጽብባቕ ወይውን ምንእኣስ፡ ኣብ ልዒሊ ህዝብኻን ሰዓባይ ወለዶን ምድንጋር ምፍጣርን ገበንውን እዩ እንተተባህለ ኣይተጋነነን። Continue reading POST TAGS: መምርእየበትሪተስፉኢሳያስክሰላልዖዘውደገይሩ
ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ – ቦስቶን – ብኣካየዲት ቦርድ ማ.ም.ኤ ቦስቶን February 24, 2009 4:57 pmቁሉዕ ደብዳበassenna01 SHARE ኣብዚ ዝሐለፈ ሳምንታት ዝተፈላለየ ጸለመ ኣንጻር ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን (ማ.ም.ኤ) – ቦስቶን፡ ብህግደፋውያን ክጽሓፍ ቀንዩ። ምኽንያቱ ኸኣ፡ ንዝተፈላለያ ብሄራት ኢትዮጵያ ዝውክላ ማሕበራት፡ ነቲ ኣዳራሽ ማ.ም.ኤ ተኻሬን ክጥቀማሉ ስለዝተፈቕደ። Continue reading POST TAGS: ህማምቅልዕቲብኣካየዲትቦርድቦስቶንናብኤደደብዳቤጉጂለግፍ
ናይ ደገፍ መልኽቲ ናብ ተካፈልቲ ጉባኤ ኤ.ም.ዲ.ሰ.መ 2007 August 10, 2007 11:57 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ዴሞክራስን ንኽሰፍን፡ ነቲ ንህዝብና ዓፊኑ ሒዙ ዘሎ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ ብዴሞክራሳዊ ኣገባብ ንምልዋጥ እትገብሮዎ ዘተይተሓለለ ቃልሲ ብልቢ ንንእድ፡፡ ካብ ፓልቶክ (Paltak), ..ኣዳራሽ ” Eritrean room for strong and united opposition “ Continue reading POST TAGS: 2007መመልኽቲምሰተካፈልቲናብናይኤደገፍዲጉባኤ