(Bloomberg) — Ethiopia’s main opposition grouping disputed a government claim that political opponents of Prime Minister Meles Zenawi’s ruling party are colluding with the country’s arch-enemy, Eritrea. State radio reported yesterday that the opposition is “covertly and overtly” collaborating with neighboring Eritrea ahead of elections on May 23. Ethiopia and Eritrea fought a 1998-2000 border war that left as many as 70,000 people dead and the two countries’ armies remain deployed along their border.
የእምሮና እንተ ዘይደንዚዙ: ሕልናና እንተ ዘይተቐቢሩ፣ ሎሚ ኤርትራ ሕድሪ ስዉኣታ ተጠሊማ፣ ብዕርቃን ግዝኣተ ሕጊ ዝባና ሰምቢሩ፣ ህዝባ ከይዛረብ ኣፉ ተዓቢሱ፣ ከይሰርሕ ተኸልኪሉ፣ ረዲኤት ከይረክብ ተኣጊዱ ብዓጸቦ ዝማስነላ፣ ከም ሓምሊ ቍራዕ ብሽግርን ተስፋ ምቝራጽን ዝበስለላ፣ ደቃ ካብ መኣዲ ትምህርትን ምህናጽ ስድራ ቤትን ተዀሊፎም ኣብ ወፍሪ ወተሃደራዊ ባርነት ተጸሚዶም ዝነብሩላ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ኰይና ምህላዋን፣
A report out of Russia claims Eritrea is in violation of UN arms embargo on war-torn Sudan where over 200-thousand innocent Darfurians have lost their lives. In the meantime, last minute fundraising projects are underway in the West as such activities may soon be banned under new UN sanctions against Eritrean leaders.
Eritrea refugees living in Kampala, Uganda are being pressured by the recently opened Eritrean Consulate to sign a petition opposing the imposition of United Nations (UN) sanctions on their country.
ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሰንበት ዕለት 15/02/2010 ኣብ ናይ ኢትዮጵያውያን ፓል-ታልክ ሩም Ethiopian review.com on line ብኤልያስ ክፍለተመሪሑ፡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያውያን ደገፍትን ወከልትን መንግስቲ ኤርትራ ከም ዶክተር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ካልኦትን ዝተሳተፍዎ ፓል-ታልክ ልዕሊ 200 ሰባት ሰሚዕዎ።
Dear Eritrean National Forces,
ቀንዲ ክጽሕፈሉ ዘንቀለኒ ጉዳይ ነዚ ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ክካየድ፡ ተኣንጎት ተሸብሸብ ዝባሃለሉ ዘሎ ጎዳይ ኣንጻር ባይቶ ጸጥታ ዝቀንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ገለ መነቃቕሒ ወስ ከብል ስለዝደለኹ እዩ።
ደበሳይ ሃብተጼን ዝተባህለ ዓዲ ሰግዶ (ከባቢ ኣስመራ) ዝዓዱ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ካብ ኤርትራ ምስ ጠፍአ ስድራቤቱ ሃለዋቱ ጠፊኡና ተጨኒቕና ስለዘለና፡ ዝኾነ ሓበሬታ እንተልዩኩም ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንሓትት። ኣብ ሽመልባ ዝብል ጽንጽንታ ሰሚዕና ኳ እንተነበርና፡ መረጋገጺ ኣይረኸብናን።
ዶክተር ጊደዎን ከም ምሁር ኤሪትራዊ ብኣኽብሮት ክንሓተካ ? ናይ ምሁራትን ናይ ለባማትን ዘዕግብ መልሲ ክትህበና ብትሕትና ንላበወካ።
ንልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እንሆ ን-ቀዳም ዕለት 13.02.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣባላት ማሕበር „መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ EYC“፡ ካብ San Jose, CL (USA)፡ ኣጋይሽ ናይ (Eritrean room for strong and united opposition) ኮይኖም ከምስዩ፣ „ሌላ ምስ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ (EYC)“፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ከም ዋና ዛዕባ ኣልዒሎም፡ ምስ ህዝቢ ክዛተዩ ዓዲምናዮም አሎና። እዚ (Chat-Room) ዝኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ብርሊን (Berlin) አቖጻጽራ፡ ሰዓት 20፡00 እዩ፡፡ መደረ ጋሻና ዝጅመረሉ ሰዓት 21፡00 ክኸውን እንከሎ፡ ዘተ ዘብቃዓሉ እዋን ከባቢ ሳዓት 01፡00 ክኸውን እዩ። ድሕሪ’ዚ ጋሻና ግዜ ሃሊይዎ፡ ፍቃደኛ እንተ ኾይኑ፡ አብ ለበዋ፤ ርእይቶ፤ ነቐፈታ፤ …ወዘተ… ክንአቱ ኢና።
እቲ ጽዩን ስርዓት ህግደፍ፡ ክሳዱ ኣብ መሸንቆቛ እገዳ ተቐሪባትሉ ኣብ ዘላትሉ ሰዓት፡ ኣብ ወጻኢ ፈቐዳ ጎደናን ገዛን ቶርሞስ ዝብሉ ሃሱሳት ኣዋፊሩ፡ ነቲ ብደምን ረሃጽን ድምጽን ዘረጋገጾ ናጽነት ንድሕሪት ገዲፉ፡ ካብ ዝፈትዋ ሃገሩ ናብ ዓዲ ጓና ዘሳጎጎ ኤርትራዊ ስደተኛ፡ ተመሊሱ፡ “ነዚ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሌና በይኑዎ ዘሎ እገዳ ክትኵንን ናብ ጀኔቫ፡ ኒውዮርክ “ኣዋፍረኒ፡ ኣባዝሓኒ” “ርድኣኒ፡ ርድኡኒ” ኢሉ ‘ከማዓልካ’ ኢሉዎ ንዘይፈልጥ ሰብ ክልምን፡ “ይርዳእካ” ኣብ ዝብሃለሉ ግዜ ኸኣ፡ “ሎሚ ኣብ ሰልፊ ህግደፍ ዘይተሰለፈ፡ ካብ ውራይ ረፈረንደም ከምዝተረፈ” ኢሉ ብዅርምትኻ ዘስሕቕ፡ ዓቕሊ ጽበታዊ ሃተፍተፍ የስምዕ ኣሎ።
ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ተኻታታሊ መግዛእታትን ንልዕሊ 30 ዓመታት ብርቱዕ ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ መዘና ዘየብሉ ከቢድ መስዋእቲ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነቱን ከፊሉ ነጻነቱ አረጋጊጹ።
There is an Italian involved in all the NATO summit. And in a few days will hold talks in Rome on the United States Defence Secretary, Robert Gates. Talk of war with Al Qaeda, to send more soldiers to risk their skin and new threats, from Afghanistan to the Horn of Africa.
ንበል እዚ ታሪኽ’ዚ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ዝኮነ ተረኽቦ’ዩ። እዛ ኩሉ ግዜ ብሰላም ክትናበር ዝጸንሐት ዓዲ፡ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኣጋጠማ። ከም ዓለማ ሕማቕን ንፉዕን፡ ፈራሕን ተባዕን፡ ድኻን ርኹብን ወዘተ… ዝነብሩላ ኮይና እንዳ’ብቅዐት፡ ኣቦይ ኩሉከምድላዩ ዝበሃሉ ሓደ ሃብታም ሓያልን ሰብኣይ ሓደ ካብ መንጎ ነባሮኣ ነበሩ። ንሃብቶምን ጥበቦምን ክእለቶምን ዝመሳሰል ሓውሲ ሳጓ ዝጥዕም ሽም ይንበሮም’እንበር፡ ሓቂ ብሓቂ’ውን ኩሉ ከምድላዩ እዮም ዝነበሩ’ሞ፡ ኣብቲ ዓዲ ሕዙእ ክብረት ኣጥረዩ።
ህዝቢ ኤርትራ ብደው ካብ ዝመውት ድሮ 19 ዓመቱ ኮይንዎ ኣሎ። ህግደፍ እዛ ጭርሖ ዝጥቀሙላ ኩሉጊዜ መሬት ጽብብ ክትብሎም ከላ‘ያ ።ኣብ ጊዜ ሰውራ ብወዲ ዛግር ዝተደርፈት ,ኣብ ጊዜ ወያነ ዝተደግመት,ሕጂ ድማ ኣብ ጊዜ ማዕቀባ ሕ.መ.ዓ. (ሕቡራት መንግስታት ዓለም)። ጉዳይ ጽሑፈይ ኣብ ስዊዘርላንድ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ጉዳይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ብይን እገዳ ሕ.መ.ዓ. ኢዩ ።
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዕለት 23 ታሕሳስ 2009 ብቑጽሪ መዝገብ (ውሳነ) 1907/2009 ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ክጸንዕ ወሲንዎ ዘለዎ እገዳ፡ ብደገፍትን ተቓወምትን እቲ ስርዓት ዝተፈላለየ ግብረ-መልስታት ክወሃቦ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ስርዓትን ደገፍቱን ከምቲ ወትሩ ግዜ ዝገብርዎ፡ ካብ ሓቂ ሓኪሎም፡ ዝጥዕሞምን ክኸውን ዝደልይዎን ትንተናታት ይህቡሉ ከም ዘለዉ ንሰምዕ ኣለና።