Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቀርኒ ሓሪሽ እንዳ ኣቦይ ዓንዱ።

ንበል እዚ ታሪኽ’ዚ ኣብ ሓንቲ ዓዲ ዝኮነ ተረኽቦ’ዩ። እዛ ኩሉ ግዜ ብሰላም ክትናበር ዝጸንሐት ዓዲ፡ ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኣጋጠማ። ከም ዓለማ ሕማቕን ንፉዕን፡ ፈራሕን ተባዕን፡ ድኻን ርኹብን ወዘተ… ዝነብሩላ ኮይና እንዳ’ብቅዐት፡ ኣቦይ ኩሉከምድላዩ ዝበሃሉ ሓደ ሃብታም ሓያልን ሰብኣይ ሓደ ካብ መንጎ ነባሮኣ ነበሩ። ንሃብቶምን ጥበቦምን ክእለቶምን ዝመሳሰል ሓውሲ ሳጓ ዝጥዕም ሽም ይንበሮም’እንበር፡ ሓቂ ብሓቂ’ውን ኩሉ ከምድላዩ እዮም ዝነበሩ’ሞ፡ ኣብቲ ዓዲ ሕዙእ ክብረት ኣጥረዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT