Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርሒት ፈንቅል ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ዝተኽፍለ መስዋእቲ እምበር፡ ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ኣይኮነን

ፈንክል ናይ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ናይ ህግደፍ ኣይኮነንህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን ተኻታታሊ መግዛእታትን ንልዕሊ 30 ዓመታት ብርቱዕ ቃልሲ ድሕሪ ምክያዱ መዘና ዘየብሉ ከቢድ መስዋእቲ ምእንቲ ሃገሩን ሓርነቱን ከፊሉ ነጻነቱ አረጋጊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT