መዘኻኸሪ ንበጻሕቲ demo.archive.assenna.com
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ demo.archive.assenna.com ፡ መርበብ ሓበሬታ demo.archive.assenna.com ብዘይጸገም ግቡእ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ትርከብ ኣላ። ብፍላይ እቶም ብመንገዲ ሊንክ ናይ ዓዋተን መስከረምን ን demo.archive.assenna.com ከተንብቡዋ እትፍትኑ በቲ መንገዲ ‘ቲ እንተዘይረኸብኩማ ኣይትሻቐሉ። ጉድለት demo.archive.assenna.com ኣይኮነን፡ ጉድለትኩም ‘ውን ኣይኮነን። ብኡ ኣቢልኩም ክትኣትዉዋ ዘይከኣልኩሙሉ ምኽንያት ክልቲኦም ዌብሳይታት ዓዋተ ኮነ መስከረም URL ኣድራሻ demo.archive.assenna.com ብጌጋ ጽሒፎሞ ስለዘለዉ እዩ።
ዝኸበርኩም ካህን፡ ኣብቲ ግሉጽ መልእኽቲ ሕርሚ ንኩሎም ጳጳሳት ዝብል ኣብ www.tewahdo.org ኣብ audio ስብከት ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ዝሃብክሞ ረዚን መልእኽቲ ሰሚዐዮ ደጋጊመ ከኣ ይሰምዖ ኣሎኹ።እቲ መልእኽቲ ካብ መንፈሳዊ ትሕዝትኡ ይኹን፡ ካብ ኣቀራርብኡ፡ ልብኻ ዝመስጥ፡ ይበል ዘብል እዩ።ክብደቱ ይትረፍ ንገበርቱ ንሰማዕቱ ዘርዕድን ዘንቀጥቅጥን እዩ።








Birmingham, UK – Zersenay Tadese of Eritrea is the favourite to win the global road running title for a fourth consecutive year at the IAAF / EDF Energy World Half Marathon Championships which take place in Birmingham on Sunday 11 October 2009.
California’s fastest half-marathon lived up to its billing Sunday as American Meb Keflezighi set a new U.S. 20k record and bettered his personal best by 25 seconds winning the Rock ‘n’ Roll Half Marathon in a time of 1:01:00. Keflezighi’s 20k split of 57:52 broke Ryan Hall’s standing 20K record of 57:54 set in 2006.
ጠንቂ ስደት ዘይቅሳነት ፍርሂ ጭቆና ኣብ ገሊኡ ከኣ ጸገም ጥሜት ዘምጸኦ ኢዩ።ሃጼ ኃይለስላሴ ኤርትራ ኣድኪኻ ናይ ምግዛእን ኤርትራውያን፡ካብ ዝኾነ ሃገራዊ ምትእኽኻብ ክርሕቑ ብጥበብ ንማእከል ሃገር ክስደዱ ገይሩ።ነዚ ቅርጡው ጥበብዚ፡ካብ ገዛእትን ካብ ራሰይቲ ዝተረፈ ትካላት ኤርትራ ቦርቒቑ ንማእከል ሃገር ብምግዓዝን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ይኹን ምዕባለ ከይረአ ንኤርትራ ሓኒቑ ሒዙዋ።ሃገራዊ ስሚዒትን ምትእኽካብን ኣብ ማእከል ሃገር ኣይተረፍ‘ምበር ሚስጢራዊ ጥበብ ምሉእ ንምሉእ ውጺኢት ኣርእዩ ብዙሓት ኤርትራውያን ናብ ማእከል ኢትዮጵያ ተሰዲዶም።
ሃገራት 
