Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሓለዋ ባሕሪ ማልታ ዝደሓኑ 106 ዳርጋ ኹሎም ኤርትራውያን ምዃ’ኖም ዝእመነሎም ስደተኛታት ማልታ ኣትዮም ከምዘለዉ ብዝተፈላያ ማዕከናት ዜና ማልታ ተረጋጊጹ። – ቪድዮ

ኣብ ማያዊ ክሊ ማልታ ናይ ሞት ሓደጋ ኣንጻላልዩዎም ዝነበረ ‘ሞ ብሓለዋ ባሕሪ ማልታ ዝደሓኑ 106 ዳርጋ ኹሎም ኤርትራውያን  ምዃ’ኖም ዝእመነሎም ስደተኛታት ማልታ ኣትዮም ከምዘለዉ ብዝተፈላያ ማዕከናት ዜና ማልታ ተረጋጊጹ። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ ታሕቲ ተመልክቱ።

ኣብ ማያዊ ክሊ ማልታ ናይ ሞት ሓደጋ ኣንጻላልዩዎም ዝነበረ ‘ሞ ብሓለዋ ባሕሪ ማልታ ዝደሓኑ 106 ዳርጋ ኹሎም ኤርትራውያን  ምዃ’ኖም ዝእመነሎም ስደተኛታት ማልታ ኣትዮም ከምዘለዉ ብዝተፈላያ ማዕከናት ዜና ማልታ ተረጋጊጹ። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ ታሕቲ ተመልክቱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT