Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ተንጠልጢሎም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ረዲኤትን ድሕነትን ህጹጽ ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። ርድኡ !

ሓንቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ዝተበገሰት፡ ዝነቐለትሉ ዕለት ዘይተፈልጠ ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ኣህጉራዊ መስመር ምስ በጽሐት ነዳዲ ወዲኣ ጠጠው ኢላ ከምዘላ ‘ሞ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ከምዝርከቡ  ተሳፈርታ ተደጋጋሚ ናይ ረዲኤት ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT