ኢሳያስ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እዚ ንምጽናት ኤርትራዊ ዘርኢ ዝፍጸም ዘሎ ገበን፡ ብዕምቀት ንምፍላጡን ንመጻኢ'ውን ከም ታሪኽ ምስናዱን ኣገዳሲ ይመስለኒ። ሕጂ ብዛዕብኡ ንምዝርዛር ዘይኮነስ፥ እንታይ ደኣ፥ ስምብራቱን ሃሰያኡን ዓቢ ምዃኑ ንምእንፋትን ተሓታትነት ክህልዎ ከም ዝግባእ ምጽዓርን ኣብ ዝብሉ ዘተኮረ ሓሳባተይ ንምክፋል
ኢሳያስ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እዚ ንምጽናት ኤርትራዊ ዘርኢ ዝፍጸም ዘሎ ገበን፡ ብዕምቀት ንምፍላጡን ንመጻኢ'ውን ከም ታሪኽ ምስናዱን ኣገዳሲ ይመስለኒ። ሕጂ ብዛዕብኡ ንምዝርዛር ዘይኮነስ፥ እንታይ ደኣ፥ ስምብራቱን ሃሰያኡን ዓቢ ምዃኑ ንምእንፋትን ተሓታትነት ክህልዎ ከም ዝግባእ ምጽዓርን ኣብ ዝብሉ ዘተኮረ ሓሳባተይ ንምክፋል
እገዳ ንህግደፍ እምበር ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ እንታዩ ክጎድልና? Tesfamariam Wel. 14/11/2018 Norway Oslo እገዳ ህዝቢና ሎሚ ኣይኮነን ተጀሚሩ ህገደፍዩ ጀሚርዎ እትው ከይበለ እግሩ ንኸይንቅሳቐስ ዘልመሶ ብርኩ መሓውሩ ንከይትንስእ ከይምዕብል ስልቱ ቀያይሩ ጥሪቱን ንብረቱን ዓዱን እናተዘምተ ከይነግድ ከይወጽእ ከይኣቱ እናካላበተ ገፊፉ ከም ኣራዊት ብጃምላ እናጽንተ ዓገብ ምተገብኦ ንጥፍኣት እናሃውተተ ከም ሓላይ ህዝቢ መሲልካ ምውርዛይ መሪሩኒ እናለ በጃኹም ኣእውይለይ እገዳ ዝተሰከፍኩም
https://www.youtube.com/watch?v=Gba3RwUpWZY&feature=youtu.be
ምስ ኢለሪ (Eleri) ኣብ ምብጻሕ እንዳ ሓዘን ኢና በጋጣሚ ተራኺብና። ብዕድመ ክወልዳ ዝኽእል`ኳ እንተኾንኩ፡ ከም ዝተዓዘብኩዋ ምስ ኩሉ ናይ ምልጋብ ጽቡቕ ተውህቦ ስለ ዘለዋ`ያ ቀልጢፋ ዝተላልያትኒ። እዛ ሓታቲት ዑቕባ ዝኾነት ኣልባንያዊት፡ ምስ ብዙሓት ዝኸምኣ ኤርትራውያን ስለ ትራኸብ ንኹሉ ፖለትካዊ ጸገማትና፡ ባህልና፡ ኣነባብራናን ጠባያትናን ዘጽናዓትና`ያ ትመስል። [gview
Dear Members of the Eritrean Community, We would like to warmly invite you to attend event organised by the All-Party Parliamentary Group on Refugees (APPG on Refugees) and supported by the Refugee Council, where we will be discussing findings of the A journey towards safety. A report
Co-Chairs Ask Secretary Pompeo to Press for Human Rights in Eritrea WASHINGTON, D.C. – Congressmen Randy Hultgren and James P. McGovern, Co-Chairs of the bipartisan Tom Lantos Human Rights Commission, wrote to Secretary of State Mike Pompeo asking him to ensure that any reset in diplomatic relations between the United
https://www.youtube.com/watch?v=Dhd7rh4Wiac&feature=youtu.be
Dr. Tesfa G. Gebremedhin, West Virginia University Life is like a journey on a train with its passengers and stations. We are all aboard the train and travel on it until it is time for us to step down from it. The journey on the train
ነዚ ጽሕፍ እቲ ክጽሕፍ ዝደረኸኒ ምኽንያት ሎሚ ቕነ እዞም ኣሕዋትና ደገፍቲ ህግደፍ እቲ ብምኽንያት ጦብሎቕሎቕ ኣብ ጉዳይ ሶማል ኣብ ርእሲ ስርዓት ኢሰያስ ኣጽዋር ውግእ ከይገዝእ ተሓላሊፉ ዝነበረ እገዳ ወይ ማዕቀብ ተላዒሉ ኣሎ ኢሎም ከምዛ ቅዋም ይተግበር ዝበሎምን እሱራት ፈቲሐ ኢሉ ዘበሰሮም፥ መሻኺን ጽቡቕ ዜና ካብ
https://www.youtube.com/watch?v=cCP188V9NQ8&feature=youtu.be
ሕዳር 18/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህዝቢ ናይ ዝዀነት ትኹን ሃገር ሃብትን ሰላማዊ ሂወትን ክህልዎ ዘይደሊ ወይ ዘይትምነ የለን። እንተዀነ ግን ፖለቲካዊ ጥንቃቐ ዘይብሉ ሃብትን ከም ሎቶርያ ዝዕደል ሰላምን ክሳዕ ሕጂ ኣብ ዓለም ኣይተራእየን። በዚ ምኽንያት እዚ ክኣ ፖለቲዊ ክለሳ ሓሳብ (political theory) ኣገዳሲ ይኸውን። ኣብ ዝዀነ ይኹን
ብ14 ሕዳር፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ እንቢርዎ ዝነበረ እገዳ ኣልዒልዎ ምስተባህለ፡ ሓደ ኣብ ምቅባል ስደተኛታት ዝነጥፍ ብቀረባ ዝፈልጦ ኣመሪካዊ ዜጋ ተለፎን ደዊሉ፡ “እንቋዕ ሓጎሰካ፡ ሃገርካ እገዳ ተላዒሉላ፡ ደጊም ኣብ ሃገርኩም ጥሜት የለን” ኢሉ ጽቡቅ ትምኒቱን ሰብኣዊ ርህራሀኡን ገሊጹለይ። ነቲ
BBC World Service interview with Habte Hagos Re the UNSC decision to lift the sanction which had been imposed on Eritrea - Wednesday, November 14, 2018 (Start Listening from 27:00 minutes)
BBC World Service interview with Martin Plaut Re the UNSC decision to lift the sanction that had been imposed on Eritrea - Wednesday, November 14, 2018 (Start Listening from 27:00 minutes)
https://www.youtube.com/watch?v=sB8aim1ZQpg&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=3JErpqZ-y-c&feature=youtu.be
“ ፈሊጡ ዝደቀሰ ሓርማዝ ነቕኒቕካዮ ነይሰምዕ” ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፣
The United Nations has lifted its sanctions on Eritrea, nine years after they were imposed by the international organisation. Wednesday's decision, made during a meeting of the UN Security Council, follows a rapprochement between Eritrea and neighbouring Ethiopia in recent months. The Security Council welcomed the improved relationship between the two countries but added
ብስም ዚግ-ዚግለር ዝፈልጥ ኣመሪካዊ ተዛራባይ ብዛዕባ መኣዝን (Direction) ክዛረብ ከሎ- “ኩላትና 24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ ግዜ ኣሎና። እቲ ሽግር ስእነት ግዜ ዘይምህላው ዘይኮነስ፡ መኣዝን ምስሓት ኢዩ” በለ። ጆን ማክስወል እውን ብዛዕባ ንፉዕ መራሒ ክዛረብ ከሎ “መራሒ ዝበሃል ዝጉዓዘሉ መንገዲ ዝፈልጥን፡ ብኡኡ ዝጉዓዝን ንካልኦት ከኣ ምስኡ
ኣብዛ ንልዕሊ ፍረቂ ዘመን ብፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ኣካይድና ኣእላፍ ዜጋና ሂብና ዘምጻእናያን ዘውሓስናያን ሃገርና ሎሚ ምስ መን ኢና ክንድምር፧መን ኢዩኸ ክድምረና፧ እቲ መልሱ ኣብ በይታ ዘሎ ንማንም እተሰወረ ኣይኮነን።ማለት ሃገርና ኤርትራ ምስ ዓባይ ኢትዮጵያን ህዝባን ደይኮነስ እንታይ ድኣ ሃፀይ ልጅ ኢሰያስ ምስ ገለ ክፋል ሕብረተ
https://www.youtube.com/watch?v=SrAzvC616KQ&feature=youtu.be
I am glad the UN is planning to lift the sanction. But it is important, and timely to ask why the sanction was placed in the first place? And who was responsible? We should not forget the root cause, and the chain effect that followed.
Ms. Bronwayn Bruton-Isaias’ New Lipstick- Just another Useful Idiot By Seyoum Tesfaye Atlanta Georgia May 5, 2015 “A good communist finds use for everything, and nothing is more useful than a useful idiot” Quotation attributed to Lenin “The more repressive and vicious the regime, the more some in the West will
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ዝገበረሉ መዓልቲ ካብ ዝኾነ ኣብ ህይወቱ ዝረኣዮ ፍጻሜታት እንተላይ ካብ ውድቀት ደርግ ወይ ናጽነት ኤርትራ ዝበለጸ ምዃኑ ብዓጽመስጋኡ እናመሓለ ከም እተዛረበ፡ `ምእንቲ ድሕነት ኢትዮጵያ፡ ብውልቀይ ህይወተይ ንምሃብ `ውን ቅሩብ እየ` ከምዝበለ` ኣዲስ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ቻነል ሓቢሩ። እዚ ዘረባ`ዚ
By ELIAS MESERET | November 13, 2018 at 1:23 PM CST - Updated November 13 at 1:28 PM ADDIS ABABA, Ethiopia (AP) — Ethiopia has detained the former head of a large military-run industrial conglomerate, a day after the country's attorney general disclosed that several hundred million dollars was
ከኢትዮጵያዊ ወታደር፡፡ የኢትዮጵያ ወታደር ሁኜ ኤርትራ ውስጥ በነበርኩበት ጊዜ ትግርኛ ብማርም ፡ ጽሑፍ ላይ ሲሆን ግን እጅግም ስላልሆንኩኝ ፡ እርስዎ ደግሞ በበኩልዎ ፡ ኣማርኛን በደምብ የሚያቀላጥፉ እንደመሆንዎ መጠን ፡ መልእክቴን በኣማርኛ ሳስተላልፍ ከይቅርታ ጋር ነው። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/11/1011ES8-01AA.pdf"]
ኢትዮጵያ ነቲ ዝኣተወቶ ናይ መጨረሽታን ቀያድን ዝብል ውዕል ብዘይ ገለ ቅድመ ኩነት ከምዘለዎ ክትቅበሎን ንምርግጋጽ ሰላም ምስ ኤርትራ ቆሪጻ ተላዒላ ከም ዘላ ብወግዒ ምስ ሓበረት፡ ኩላትና ኤርትራውያን ሕሰምናን መከራናን ክቕንጠጥ እዩ፡ ብውሕዱ፡ እቶም ብሰንኪ ሃገር ኣብ ሓደጋ እያ ዘላ ዝብል ዘይርትዓውን ዘይቅብሉን ኣሰራርሓ ጅሆ ተታሒዞም
https://www.youtube.com/watch?v=VPmh_kv-R_Y&feature=youtu.be
መጸዋዕታን ምሕጽንታን ንደገፍቲ ስርዓት-ህግደፍ ብቀዳምነት፡ ከም ደቂ-ሃገረይ መጠን ዝኸበረን ዝዓዘዘን ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ቀጺለ ኣብ ጥዕናኹም ይኹን ዕለታዊ መነባብሮኹም ሰናይ ትምኒተይ ይገልጸልኩም። ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት፡ ምድጋፍን ምቅዋምን ከም ባህርያዊ መባእታዊ መሰል ዜጋታት ንቡር ምዃኑ ኩላትና እንሰማማዓሉ ሓቂ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ፡ ንስርዓት ህግደፍ ምድጋፍኩም ዋላ ዕረ እንዳጠዓመንን
ብውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝምወልን ስልጣኑ ንምንዋሕን ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ንምኽራርን መርዛም ሓበሬታ ኣብ ዘተኣናግደሉን መርበብ ሓበሬታ ፓልቶክ፡ ምሁር ስነ ቁጠባ ዶክተር በርሀ ሃብተገርግስ፡ ኣስተምህሮ ክህብ ምስተዓደመ፡ ኣብ ክንዲ ንስርዓት ህግደፍ ዝምጉስን ክውንነት ዝሓብእን፡ ንብልሹው ምምሕዳርን ቁጠባዊ ድሕረትን እቲ ስርዓት ምስ ኣቃልዐን ምስነቀፈን፡ ደለይቲ ፍትሒ
Irresponsible leader hatched several armed groups against Ethiopia yet praised as a peacemaker : Poor Ethiopia Today many Ethiopians are excited with the coming of Dr. Aby, as well as with the fast democratic processes and the return of many peace activists from various ethnic groups. It
ሎሚ እቶም ብስነ-ጥበባውያን ዝርቁሑ ሰባት በዚሖምስ መፍለዪ ኪግበረሎም ዘገድድ ዘሎ ይመስለኒ። ኣብዚ ድማ መዐቀኒታት ከም ዘድልየና ፍሉጥ ኢዩ። ግዳ ቅድሚ ኹሉ እቲ ስነ-ጥበባዊ ዝብል መጸውዒ ልክዕ ከምቶም ደጊያት፡ ከንቲባ ዝብሉ ኣስማት ብህዝቢ ዝውሃብ እምበር ንባዕልኻ እትስየመሉ ስም ከምዘይኮነን፣ ንሱ’ውን ብውጽኢት ስራሕካ ዝምዘን ስለዝኾነ ካብ ድልየት
11 November 2018 Sanctions on Eritrea UN Security Council Resolution 1907 In 2009 the UN Security Council adopted Resolution 1907, which imposed on Eritrea an arms embargo and targeted sanctions, including travel restrictions and asset freezes. The resolution noted that Eritrea had “provided political, financial and logistical support
The Ethio-Eritrean 2018 Agreement: The Eritrean Tyrant and his Prioritization of Own Vital Interest over the Country’s Vital Needs The Eritrean people, witnessing and hearing explanations from the Ethiopian side about the signed border-crossing agreement, had many unconvincing answers to their many questions that evolved. The
ፖለቲካዊ ርእሰማል ኢሳያስን ዶ/ኣብይን ቃልስናን ሕዳር 10/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) እዛ እንነብረላ ቍጠባዊት ዓለም ብዕዳጋ እትነባበር ዓለም እያ። ወድ-ሰብ ተበላሓትን ኣፍራይን ስለዝዀነ ፍረ ናይ ምብልሓቱ ዝተፈላለየ ሃላኺ ኣቕሓ (ኮሞዲቲ) ናብ ዕዳጋ ኣውሪዱ ሸያጥን ሸማትን ብዃን ናብርኡ ይመርሕ። እዚ ክገብር ናብርኡ ብሰላም ምእንቲ ከሰላስሎ ከከም ደረጃ ምዕባሊኡ ናይ ምሕደራ
ስጋ ሰብ በሊዑ፡ ደም ሰብ ዝጎስዕ፡ ብዘይ ኲናት ዘይነበር መራሒ መገሻ ኢሰያስ ናብ ክሊ ኣምሓራ፡ ንስላም’ዶ ንሰራም ዕላማ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 11/11/2018 ነዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኢሰያስ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝገበሮ ምብጻሕ ምስ ረኣኹ ኢየ። እዚ መገሻ’ዚ ኣቐዲሙ ዝተወጠነ፡ ብመንግስቲ ክሊ ኣምሓራ ወግዓዊ ዕድመ ከም ዝተገብረሉ
ህዝቢ ኤርትራ ንመዋእል ናጽነትን ፍትሕን ዝብሃል ከይረኣየ ድሕሪ ምጽናሕ ምምምሕዳር እንግሊዝ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ክንዲ ናጻ ህዝቢ ዝኸውን፡ ጕዳዩ መጣልዒ ናይ’ተን ዓበይቲ መንግስታት ብምዃን ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ከም ዝቝረን ኮይኑ። ካብ መግዛእቲ ዝኸፍእ ስለ ዘየሎ ካብኡ ናብኡ ኣብዚ ብስም ፈደረሽን ዝጽዋዕ ሓጺር እዋን ህዝብና ቍሩብ
ጉዳይ ዶብን ውዲት ኢሳይያስን፡ 09,11,2018፡ ኣስተውዕል ህዝቢ ኤርትራ! ከምቲ ልሙድ ወዮ ኣብ ማእገርና ዝተኾየጠ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ’ውን በቲ ከምዘደናግረሉ ዝኣምኖ ፖለቲካዊ ህው ተታኡ፡ ንትርጉምን ኣተሓሕዛን ዶብ ትማልን ሎምን ዝሃቦ ዝላደናሉ ኣተረጓጉማ ኣልዒሉ ከኹድደሉን፡ ንጽባሕ ወጢን ዎ ዘሎ ውዲታዊ ውጥንን ሰሚዕካዮ ኣለኻ። ዝገበረ እንተገበረ ግና ትርጉምን ኣገዳስነትን ዶብ
ቃለ መጠይቕ ኢልካ ክትርደኦ ብሓቂ ዘጸግም መደረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልካ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ክብሎ ዝደሊ ቀንዲ ሓሳባት ክትርዳእ ምፍታን "ጸሓይ ብምዕራብ ክትበርቕ ኢያ" ኢልካ ምትስፋው ዝቐልል ይመስለኒ።"ቃለ መጠይቕ" ኢሳያስ ኣፈውርቂ ከይከታተል ካብ ዝውስን ሓይሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። ምኽንያቱ ድማ፥ [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/11/ርእይቶ-ኣብ-ቃለ-መሕትት-ኢሳያስ-ኣፈርወቂ።-1.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=bxmSp98iPnI&feature=youtu.be