Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከም ኣብ ካልእ ዓለም ዘሎ ስደተኛ መሰል ወግዓዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም፡ ብብዙሕ ሃለኽለኽ ኣብ ዝሕደስ ኢጋማ (ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ስዑድን) ፓስፖርት ስርዓት ኢሳይያስን ተመርኲሶም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሸቚሪሮም ዝነበሩ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዘመሓድሮ ቤትምህርቲ ብዝመሃሩ ደቆም ናይ ጻውዒት ወረቐት እናተላእከሎም፡ ኣብቲ ሎሚ

READ MORE

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ጉባኤን ዓመታዊ ክብረ-በዓልን 40 ዝኾኑ ካህናትን ዲያቆናትን ክምኡ ውን ቡዙሓት ምእመናን ኣብ ዝተሳተፉሉ ኣጋጣሚ፡ ብ 24ን 25ን ሕዳር 2018 ኣብ ቤተክርስቲያን ደብረ-መድሂነኣለም ኦስሎ ኖርወይ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተኸቢሩ ከምዝወዓለ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ርእሲ

READ MORE

ኣብ ቴልኣቪቭ፡ ሲልቫና ጸጋይ ኣብ ልዕሊ ዝተባህለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ ደላይት ዑቕባ ቅትለት ድሕሪ ምፍጻሙ ንዝተሰወረ ቀታሊኣ ፖሊስ እስራኤል ኣብ ምንዳዩ ከምዝርከቡ Jerusalem Post ሓቢሩ። እቲ ተሰዊሩ ዘሎ ቀንዲ ጥርጡር መሓዝኣ ዝነበረ ተስፋብርሃን ተስፋጽየን ዝተባህለ ኤርትራዊ ምዃኑ እቲ ጋዜጣ ብተወሳኺ የረድእ። እታ ቆልዓን ኣዲኣን

READ MORE

ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ፡ ናይ ኣፍሪቃ ደስክ ዳይረክተር ኣስመራ በጺሑ ምስ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ውልቀመላኺ ኢሳይያስን የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ከምእተራኸበ African News ሓቢሩ። መራሒ ናይቲ ልኡኽ፡ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ዕላማ ናይቲ ምብጻሕ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ርክብ ኣብ ክልቲኤን

READ MORE

ኣሰና ፋውንዴሽን ሓድሽ ቦርድ ዳይረክተራት ከምዘቖመ ብሓጎስ ይገልጽ። እቲ ሸሞንተ ኣባላት ዘለዎ ቦርድ፡ እቲ ፋውንዴሽን ኣብ ኤርትራ ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ንምዕንባብ ንዘለዎ ዘይሕለል ተልእኾ ንምዕዋት መሪሕ ተራ ምጽዋት ክቕጽል እዩ። ኣቶ ሃብተ ሓጎስ ኣቦ ወንበር ቦርድ ኣሰና ፋውንዴሽን ኮይኑ ከገልግል ተመሪጹ ኣሎ። ቦርድ ኣሰና ፋውንዴሽን፡ ፕሮፌሰር ኣርኣያ

READ MORE

ውረድ ንዕዳጋ        እዝኒ እንተ ጸመመ ልቢዩ ሰማዒ      ካብ ዓይኒ እንተገለለ መንፈስ ዩ ዝርኢ      ንምንታይ ግን ትሕሱ ተጣቅዕ እንድዒ            ልምዓት እንዳ በለ ሃገር ኮይና ዑና           ዩንቨርስቲ ዓጽዩ ኣብዚሑ ዱጓና            ጻማ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ብመንፈሳውን ባዕሉ ብዘቆሞን ሞራላውን ማሕበራውን ሕጊ እናተመርሐ፡ ብረት ዝዓጠቑ ወተሃደራት ከየድለይዎ ብሰላምን ብዘይኳሕ-ገልጠምን ህይወቱ ዘመሓድር ምንባሩ ዓለም ብምልኡ ዝመስከረሉን ዘድነቖን ክቡር ህዝቢ ኢዩ። እዚ ህዝብዚ ብጽጋብ ዘይብዳዕ፣ ኣንፈቱ ዘይስሕት፣ ብስእነት ዘይጭነቕን ጉልባቡ ዘይቀልዕን ተሓጋጊዙ ዝነብር ዕጉስን ተጻዋርን፡ ዘረባ ሓደ ሰሚዑ ዘይፈርድ፣ ንሓሶትን ጠቐነን

READ MORE

ደላይ ጽቡቕ ሓውና ዶ/ር በርሀ ሃብተገርግስ ነቶም በቲ ናይ ብቐዳማይ ዘረብኡ ሕርኽርኽ ዝበሎም ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምዕባለ ብዙሕ ከይጠቀሰ ንህግደፍ ብዙሕ ከይወቐሰ እታ ብዙሕ ጸጋታት ዘለዋን ኣዝያ ምዕብልቲ ዝነበረትን ኤርትራ ብፍላይ ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ኣዝያ ከምዝተረመሰት ንዕረ ብመዓር ሓዊሱ ብዝወሓጠሎም

READ MORE

ብኣወልኼር  ዓ/ሓፊዝ ጠንቂ ናይ ዘይምርድዳእና ክኸውውን ኣይክእልን`ዩ። ብኣንጻሩ ንምርድዳእን ንተኸባቢርካ ምንባርን ዘውሕስ`ዩ። ምኽንያቱ እቲ ዝህቦ ውሕስነት ካብ`ቲ ሓደ ነዲቁ እቲ ሓደ ዘፍርሶ ደቂ-ሰባት ዘጽድቁዎም ዓለማዊ ሕግታት ዝጸነዔ፤ ደቂ ሰባት ተኸባብሮምን ተረዳድኦምን ክነብሩ ዝገብር ምስ እምነት ዝተቆረነ መሰረት ስለ ዘለዎ። ማዓስ`ዩ ጠንቂ ናይ ዘይምርድዳእ ዝኸውን ?ማዓስ`ዩ ኸ ንምርድዳእን

READ MORE

ገረብ ብእዝና፡ 23,11.2018፡ ብዛዕባ’ዛ ሕልፈት ኣምባሳድሶር ዓንደሚካኤል ዝምልከት ሓበሬታ ብዮሃንስ ስባህቱ ሃብተስላሴ ዝተጻሕፈ ኣንቢበ። ዮሃንስ፡ እቲ ኣርእስቲ ተወንዚፉ ከይተርፍ ምዝኽኻርካ አመስግነካ። እንተኾነስ ውድባት ህግደፍ ብዛዕባ ኣሰዋውኣ ኣም ባሳዶር ከርድኡኻ ትጽበ እንተሊኻ ተጋጊኻ። ምኽንያቱ ንሳቶም ፈቲኖሙኻ እንተኾይኖም’ሞ ዝተዓደሎም ዕዮ ሰልፊ ክ ዝርጉሑ ስለዘለዎም ጥራይ’ዮም። እንተ’ቶም ደመኛታት፡ ደም ከምዘይሰዶም

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ ንህዝቢ ኤርትራ ኣግሊሉ ምስ ኢትዮጵያ ዝፈረሞ ሕቡእ ስምምዕ ሰላም፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ምፍታሕን ምሕረት ምሃብን ብዘይ ፍርዲ ንዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ዜጋታት፡ ምንጋስን ምኽባርን ልዕልና ሕጊ፡ ብቅዋም ምምእዛዝን ምርጫ ምክያድን፡ ንዘተን ዕርቅን ዕድል ምሃብ፡ ኣብ ግዱድ ዕስክርና ንዓመታት ተቆሪኖም

READ MORE

  ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ!     ኢትዮጵያውነት ንህዝቢ ኤርትራ ብምጉዕጻጽ ኣይረጋገጽን!  ኣይኮነን ናይ ኤርትራ ህዝቢ ቁማል ‘ን ስረ የፍትሕ!  ኢትዮጵያዊ ወትሃድር ኮይነ ኣብ ኤርትራ ዉሽጢ ዝንበርኩሉ ግዜ ትግርኛ እንተ ተማሃርኩ ምጽሓፍ ክሳብ ክንድቲ ኣይኮንኩን፡ኣነ ብወገንኩም ንኣምሓርኛ ጽብቅ ዘቃላጥፍ ከም ክኻነይ መጠን ድማ መልእኽተይ ብኣምሓርኛ ምስ ይቅረታይ የማሓላልፍ

READ MORE

ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ምኽፋቱ ዋጋታት ሃለኽቲ ኣዝዩ `ኳ እንተጎደለ፡ ምረት መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይተመሓየሸ፡ ብገለ መዳዩ `ውን መሊሱ ከምዝኸፍአ ካብ ኤርትራ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት`ቲ ሓበሬታ፡ ቀንዲ ምኽንያት ናይ`ቲ ንህዝቢ ኤርትራ ወሪዱዎ ዘሎ ምረት መነባብሮ ፡ ሕጽረት ባጤራ ናቕፋ ኣጋጢሙ ብምህላዉ እዩ። እዚ ጸገም`ዚ ፡ ከም

READ MORE

እቲ ኣንጻር ስደተኛታት ጥሩፍ መርገጺ ዘለዎ የማናዊ መንግስቲ ጥልያን፡ እታ ኣኳርየስ እትብሃል ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስደተኛታት ኣብ ምድሓን እተዋፈረት መርከብ፡ 24 ቶን መርዛም ጓሓፍ ኣብ ወደባት ጥልያን ደርብያ ብዝብል ክሲ ክትተሓዝ ምእዛዙ ኣሾሽይትድ ፕረስ ሓቢሩ። ሓደ ካብቶም ነታ መርከብ ዝተኻረዩዋ  ሓካይም ብዘይ ዶብ ዝብሃል ገባሪ ሰናይ

READ MORE

ኢሳያስ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እዚ ንምጽናት ኤርትራዊ ዘርኢ ዝፍጸም ዘሎ ገበን፡ ብዕምቀት ንምፍላጡን ንመጻኢ'ውን ከም ታሪኽ ምስናዱን ኣገዳሲ ይመስለኒ።   ሕጂ ብዛዕብኡ ንምዝርዛር ዘይኮነስ፥ እንታይ ደኣ፥ ስምብራቱን ሃሰያኡን ዓቢ ምዃኑ ንምእንፋትን ተሓታትነት ክህልዎ ከም ዝግባእ ምጽዓርን ኣብ ዝብሉ ዘተኮረ ሓሳባተይ ንምክፋል

READ MORE

እገዳ ንህግደፍ እምበር ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ እንታዩ ክጎድልና? Tesfamariam Wel. 14/11/2018 Norway Oslo እገዳ ህዝቢና ሎሚ ኣይኮነን ተጀሚሩ ህገደፍዩ ጀሚርዎ እትው ከይበለ እግሩ ንኸይንቅሳቐስ ዘልመሶ ብርኩ መሓውሩ ንከይትንስእ ከይምዕብል ስልቱ ቀያይሩ   ጥሪቱን ንብረቱን ዓዱን እናተዘምተ ከይነግድ ከይወጽእ ከይኣቱ እናካላበተ ገፊፉ ከም ኣራዊት ብጃምላ እናጽንተ ዓገብ ምተገብኦ ንጥፍኣት እናሃውተተ   ከም ሓላይ ህዝቢ መሲልካ ምውርዛይ መሪሩኒ እናለ በጃኹም ኣእውይለይ እገዳ ዝተሰከፍኩም

READ MORE

ምስ ኢለሪ (Eleri) ኣብ ምብጻሕ እንዳ ሓዘን ኢና በጋጣሚ ተራኺብና። ብዕድመ ክወልዳ ዝኽእል`ኳ እንተኾንኩ፡ ከም ዝተዓዘብኩዋ ምስ ኩሉ ናይ ምልጋብ ጽቡቕ ተውህቦ ስለ ዘለዋ`ያ ቀልጢፋ ዝተላልያትኒ። እዛ ሓታቲት ዑቕባ ዝኾነት ኣልባንያዊት፡ ምስ ብዙሓት ዝኸምኣ ኤርትራውያን ስለ ትራኸብ ንኹሉ ፖለትካዊ ጸገማትና፡ ባህልና፡ ኣነባብራናን ጠባያትናን ዘጽናዓትና`ያ ትመስል። [gview

READ MORE

ነዚ ጽሕፍ እቲ ክጽሕፍ ዝደረኸኒ ምኽንያት ሎሚ ቕነ እዞም ኣሕዋትና ደገፍቲ ህግደፍ እቲ ብምኽንያት ጦብሎቕሎቕ ኣብ ጉዳይ ሶማል ኣብ ርእሲ ስርዓት ኢሰያስ ኣጽዋር ውግእ ከይገዝእ ተሓላሊፉ ዝነበረ እገዳ ወይ ማዕቀብ ተላዒሉ ኣሎ ኢሎም ከምዛ ቅዋም ይተግበር ዝበሎምን እሱራት ፈቲሐ ኢሉ ዘበሰሮም፥ መሻኺን ጽቡቕ ዜና ካብ

READ MORE