ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ: ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ኣካላቱ ሰሪዑምስ ኩሎም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኣብ ደገን ዘለዉ ዲሞክራስያዉያን ኣካላት ተወሃሂዱ ክሰርሕ ወሲኑ፡፡
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ: ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ኣካላቱ ሰሪዑምስ ኩሎም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኣብ ደገን ዘለዉ ዲሞክራስያዉያን ኣካላት ተወሃሂዱ ክሰርሕ ወሲኑ፡፡
Reporters Without Borders today voiced its deep distress at the murder yesterday of Abdullahi Omar Gedi, aged 25, a journalist on Radio Daljir in Galkayo, capital of the semi-autonomous Puntland region of Somalia.
HERE’S an honesty test: who knew anything about the potash market before BHP Billiton’s tilt for Canadian big kahuna Potash Corp?
ልክዕ ቅድሚ 49 ዓመታት ከምዛ ሎም እታ ንፓለቲካዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ: ናብ ብረታዊ ገድሊ ዘሰጋገረት ቀዳመይቲ ንጣር ቁልዒ ሓዊ: ካብታ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እትምራሕ ቀዳመይቲ ጋንታ ሓርነት: አብ እምባ አዳል ተተኮሰት::
ሕቶ ዋዕላ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት ኤርትራውያን ኣገዳሲ ቦታ ሒዙ ከምዘሎ ክከሓድ ዝኽእል ኣይኮነን።
ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣
ADDIS ABABA, 30 August 2010 (IRIN) – Kibrom Sebhatu, 45, is among hundreds of Eritreans expected to benefit from a recent Ethiopian government ruling allowing Eritrean refugees to live outside the camps.
እቲ ንኽነቅፍ መሰል ዘለዎ። ንኽሕግዝ ከኣ ልቢ ኣለዎ፣ ስለ ዝኾነ
ከይወዓሉ ይወዓዓሉ። ከይተኣማመኑ ኸኣ ይመሓሓሉ፣
By Petros Tesfagiorgis
First I would like to express my thanks to the Ethiopian Government for giving the necessary logistical support to NCDC to successfully hold the conference, and for the decision to help the Eritrean refugees.
A number of
Written by Gregory R. Copley Thursday, 26 August 2010 13:56
Major new energy issues are about to transform still further the strategic balance of the Horn of Africa and the Red Sea, with foreseeable consequences for the global energy market over the coming decade. Soon-to-be-evident new wealth in the Red
(CNN) — Somali Islamist fighters on Saturday claimed they captured the largest
By Tesfa-Alem Tekle
August 28, 2010 (
Written by Gregory R. Copley
Major new energy issues are about to transform still further the strategic balance of the Horn of Africa and the Red Sea, with foreseeable consequences for the global energy market over the coming decade.
Reporters Without Borders alerts the international community to the collapse of the security situation in
ብመንጽር ክብደት ምዕዋት ሃገራዊ ጕባኤን ሕልኽልኻቱን፣ ብመንጽር ኤርትራዊ ሻቑሎትን ፈታኒ ጸገማቱን ወዘተ… ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝዀንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ንዝዀነ ዓይነት ምትዅታኻት (provacations) ዋጋ ከይዋሃቦን ከይትምልሱሉን ብትሕትና እሐተኩም፡፡
A handful of human rights activists gathered outside the
እቲ ንኽነቅፍ መሰል ዘለዎ። ንኽሕግዝ ከኣ ልቢ ኣለዎ፣
ስለ ዝኾነ
ከይወዓሉ ይወዓዓሉ። ከይተኣማመኑ ኸኣ ይመሓሓሉ፣
ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ዋዕላ፡ ኣብ ትሕቲ እዚ ኣርእስቲ ከኣ ተሓታትነት ወይ ከኣ ሓላፍነት ኮሚሽን ዋዕላ ዝምልከት’ዩ። እዚ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ፡ እንታይ ዓይነት ቅርጽን ኣካይዳን’ዩ ክሕዝ ምዃኑ እዩ ዘይተፈልጠ’ምበር ትሕዝትኡ እንታይ ምዃኑ ይውሓድ ይብዛሕ ፍሉጥ ‘ዩ ዝነበረ።
By Jonathan Manthorpe, Vancouver Sun
ኣብዚ “ኤርትራዊ መንእሰይ ርእሰ ኩናት ሰላም” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብ EYGM ዝካየድ ዘሎ ሲምፖዝዮም ራኢና ክንካፈል ንዝገበርኩሙልና ዕድመ ብስም ኩሎም ኣባላት ኤርትራዊያን መእሰያት ንለዉጢ ነመስግነኩም።
At the end of the National Conference for Democratic Change (NCDC), some participants gave us a glowing assessment of the conference. A casual observer can discover only one participant who complained in public about the way the NCDC was conducted (Togoruba.org, “2010 Eritrean National Conference for Democratic Change” Amare G/Mariam).
Abrar Osman offered
ነጸረ ተወልደመድህን – ለንደን – 23-08-10
ኩሉ’ቲ ካብ ንሁር ስምዒታት ዝነቐለ ናይ ዋዕዋዕ ደሮና ዝግ ምስ በለ፣ ሕጂ ኸ ናበይ ዝብሉ ስዒቦም ዝመጽኡ ፈተንቲ ሕቶታት ክቀላቐሉ ናይ ግድን እዩ።
ሎም ዘመን ኩሎም ጸረ ህግደፍ ኤርትራውያን ትንፋስ ወሲኾም ፉሕፉሕ እንክብሉ ህግደፍን ሰዓብቶምን ግና ትንፋስ ሓጺርዎም ብሓይሊ ኢንፉዥን እዮም ትልኽ ዝብሉ ዘለው።
መንእስይ እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ወለዶታት ዘሎ ድንድል መላግቦ ናይ ሓደ ሕብረተስብ ኢዩ። ነቲ ዘሎን ዝመጽእን፡ ናይ ሎምን ጽባሕን ጠሚሩ ዘየቋርጽ ህላወ ወለዶታት ዘውሕስ፡ ንሰንሰለታዊ ምውርራስ ምዕራፋት ታሪኽ ዘማዕቁብ ወለዶ’ዩ።
(ትዕዝብቲ ቁጽሪ 1)
ጉዕዞይ ሃንደበታውን ሓጺርን ኳ እንተነበረ ብኡ መጠን ገለ ኣፍርዩ ክኸውን እትስፎ።
ዝኸበርካ አምባቢ ከምኡ ውን
ዝኸበርካ ተስፋማሪያም ሓጎስ
መቸም ሳይበር ኢንተርነት ክበሃል ከሎ መራኸቢ ቡዙሃን አብ መላእ ዓለም ሓበረታ መለዋወጢ ነዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም መቀላጠፍን ሓሳብ ንሓሳብ መለዋወጥን ስለዝኾነ ኣብዚ ሙዕቡል ሕብረተሰብ ብጣዒሚ አገዳስነት አለዎ።
ብዕለት 6 ነሓሰ 2010 ብተስፋማርያም ሓጎስ (ቁኑዕ ሽሙ ይኹን ናይ ብርዒ ሽሙ ብዘየገድስ) አብ ኣለናልኪ.ኮም ዝተጻሕፈ “ምስ ወያነ ዝወገኑን ብአውራጃ