Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዊ ተቐማጣይ ለንደን ብሓደጋ ኣውቶቡስ ሞይቱ፣

ብዕለት  17 ጥሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጐንደር 46 ገያሾ ሒዛ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረት ኣውቶቡስ ምስ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ወ/ሮ ወርቄ መለስ ዝጓዓዝ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ ጌታቸው የሕደጐ ዑቕባዝጊ ፣  ኣብ ኣጻድፍ ኣባይ  ጥቓ ድልድል

ብዕለት  17 ጥሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጐንደር 46 ገያሾ ሒዛ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረት ኣውቶቡስ ምስ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ወ/ሮ ወርቄ መለስ ዝጓዓዝ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ ጌታቸው የሕደጐ ዑቕባዝጊ ፣  ኣብ ኣጻድፍ ኣባይ  ጥቓ ድልድል ሕዳሴ፣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስ ኣዲኡን 43 መጓዕዝቱን ከምዝሞተ ቤተሰቡ ሓቢሮም።

እታ ኣውቶቡስ ምኽንያቱ  ብዘይተፈልጠ መስመራ ስሒታ ብግምት 80 ሜትሮ ንቁልቁል ድሕሪ ምጽዳፋ ኣብ ልዕሊ ‘ቶም 43 ተሳፈርቲ ናይ ሞት ሓደጋ ከምዘውረደት ኢትዮጵያን ረቬው ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ይገልጽ።

ጌታቸው ዑቕባዝጊ ኣብ 1977 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ ጐንደር ተወሊዱ፣  ኣብ 1999 ዓ.ም.ፈ. ናብ ኤርትራ ድሕር ምስጓጉ፣ ብሞዩኡ ማለት ብህንጻ መሃንዲስነት ኣብ ፖሊስ ኤርትራ ተመዲቡ ግቡኡ ዝፈጸመ፡ ኣብ ከተማ ለንደን ድማ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ኣብ መንጐ ማህበረ ሰቡ ከገልግል ዝጸንሓ ንጡፍ ዜጋ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት መዓልቲ ዝኽሪ መዋቲ ጌታቸው ይሕደጎን ወ/ሮ ወርቄን ክካየድ ምዃኑ ቤተሰብ ይሕብሩ።

ኣሰና ንበዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ሩት መ.ሚካኤልን ንኹሎም ስድራ ቤትን ከምኡ ‘ውን ንኹሎም ቤተሰብ ግዳያት ናይቲ ሓደጋ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
19 COMMENTS
  • wechu February 1, 2012

    who is from Temben Stupid President
    Isayas or gol mendetera

  • hgdef mealta akilu February 1, 2012

    nsdra meweti xnat yhabkum nzimetu dma mengstesemay yewrsom nasena dma bzegatatkum tegediskum btgebruwo xaery kemesgnekum yfetu

  • habtu haile February 1, 2012

    what a pity. may god receive his soul

POST A COMMENT