Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Release veteran Eritrean freedom fighters – Mr. Hussein Kelifa and Mr. Abdella Hamdoi Open letter to the Sudanese President   President Omar Hassan Ahmed al-Bashir Office of the President Khartoum, Sudan   Your Excellency, On January 31, 2016, Sudanese security forces detained two prominent veteran freedom fighters - Mr. Hussein Kelifa, chairman of

READ MORE

"ነዳድን  ደምን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ዒራቅ ትባሃል ሃገር ምንባራ ርግጸኛ`የ፤ኣላ ድያ የላን ግና ንዓይ ርጉጽ ነገር ኣይኮነን። ምኽንያቱ ህላዌ ናይ ሓንቲ ሃገር  ናይ ዝተላገበ መሬት ህላዌ ቅድሚ ምዃኑ፤ ናይ ዝተላገበ ቀልብን ናይ ሓባር ጠቅምን ሓልዮትን ስለ ዝኾነ። ብደሴታት ዝተተኽላ ሃገራት`ውን`ኮ ኣለዋ`የን።ልቢ ኣይርሓቅ! ቅድሚ 10 ዓመታት ኣብታ ሃገር ንህዝቢ ዓለምን

READ MORE

"ማይ ምሕቋን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ማይ ምሕቋን፡ንዝኾነ ፍሬ ኣልቦ ተግባር ይኹን ሓሳብ እንገልጸሉ፤ ደሚርካዮ ዘይበዝሕ፤ ኣርቢሕካዮ ዘይረብሕ፤ መቂልካዮ ዘይባጻሕ ባዶ ስሪሒት`ዩ። ካብ ዝተሓቅነ ማይ እዚ ኣልሚጸ እዚ ጸቢሔ ዝብል ከምዘይተራእየን ዘይተሰምዔን ፍሉጥ ክነሱ፤ ባህሊ ምሕቋን ማይ ከም ርስቲ ዓደቦ ክወራረስን ደም ክፋሰሶን ምርኣይ ትንግርቲ`ዩ !!!!! ብምሕቋን ማይ ዝቅየስ ተግባራት

READ MORE

ኣብ ጀርመን ካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለ ከተማ ጀርመን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ 4 ኣዋልድ ዝርከቡዎም 17  ካብ ሊብያ ብጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጀርመን ዝኣተዉ ሓደሽቲ መንእሰያት ስደተኛታት፣ ሓደ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ህይወቱ ክትሓልፍ ከላ፣ እቶም ዝተረፉ ብተዘዋዋሪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ልኡኻት ህግደፍ ይርከቡ

READ MORE

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014 Ministers and officials of the Government of the State of Eritrea; Members of the Diplomatic Corps; Fellow Americans; U.S.

READ MORE

ደልይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ካብ ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ንኣሰና ከዋጽኡ ጀሚሮም   ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ከምቲ ኣብ ኹሉ መዳያት ንፍትሒ ዝገብርዋ ቓልስን ተወፋይነትን ንሬድዮ ኣሰና ንምስሳን ብወልንተኦም  ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ወርሓዊ 10 (ዓሰርተ)ዶላር ንምውጻእ ወሲኖም።   እዞም ደለይቲ ጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ተቐማጦ ላስቬጋስ ነታ ዘይትሕለል ሬድዮ ኣሰና ንምስሳንን

READ MORE

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ኣብ 2012 ዓመተ ምህረት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፣ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፣ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ (ወዲ ልብሱ) ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ንኢሳይያስ

READ MORE

ኣነ 'የ ሞይተ! ፣  ንሎሚ ሰብ ኩኑና ኢሎም፣ ናይ ህዝቢ እንታይ ገደሰና- ምስ ህግደፍ ዕብዳን ይሕሸና? ሕሰም ኣይትርከቡ! ጸሎትና ነዕርጎ ነቲ ዝግብኦ፣ ደብሱና! ይኣክል ንምባል፣ ስኒት፣ እንታይ ንግበር!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Condolence_Poems.pdf"]

READ MORE

ሓበሬታ ተቐማጦ  ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO AND JONES PARKING ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚነትይ ላስቬጋስ

READ MORE

ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ እዕደም ኣሎ። ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት

READ MORE

ኣብዚ እዋን ሓጋይ፡ ገለ ካብቶም ህቡባት ደረፍቲ ሃገርና፡ ዜነብ በሽር፡ ዳዊት ተኽለሰንበት (ዳዊት ሽላን)፡ መለኪን ኣቶንበን ዮውሃንስ ትካቦን ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ መጺኦም፡ ንደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ብምዝንጋዕን ብምልሃይን፡ እቲ ስርዓት ሞራላዊ፡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ደገፍ ከም ዝረክብ ይገብሩ ኣለዉ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/PFDJ_singers.pdf"]

READ MORE

Tuesday, June 25, 2013 His Excellency, Omar Hassan Ahmad Al-Bashir President of the Republic of Sudan Dear Sir, Access to demo.archive.assenna.com, an Eritrean website dedicated to promoting freedom of expression among Eritrean citizens, has been blocked in Sudan for several weeks. Although we received complaints about the lack of access to our

READ MORE

ክሳብ ሕጂ ስርዓት ህግደፍ፡ ብድሌት ወይ ግዴታ ኣብ ውራዩ ክትሳተፉ ኣብ ዘይትኣምንሉ ንጥፈታት ክትዋስኡ ከገድደኩም ጸኒሑ። ንስኹም ከኣ፡ እንተስ ብፍርሒ ወይ ጉርሒ ዝተሓተትኩሞ ክትገብሩ ጸኒሕኩም። ብ2 ሰነ፡ ነቲ ካብ ዲፕሎማስያዊ መዝነቱ ወጻኢ ብምሕላፉ፡ ናይ ካናዳ ሕጊ ብምጥሓሱ ከምኡ ውን ብው.ሕ.ሃ. ዝተበየነ ሕጊ ብምርጋጹ፡ ካብ ካናዳ ዝተጠረዘ

READ MORE

ኣብ ዕለት 05/24/2013 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ደንበ ተቓውሞ ብዘይ ኣፈላላይ ምንቕስቓሳት ናይ መንእሰያት ውድባትን፡ ውልቐሰባትን፡ ምድላዋተን ኣጻፊፈን ኣለዋ። ዕላማ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ወጽዓን ባርነትን መኸራን ናብ ዓለም ኣቤቱታ ንምስማዕ እዩ፡እቲ ንዓመታት ኣብ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ኣብ

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-                                                                     ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።- ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና  ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት

READ MORE