Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ብህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ክረጋገጸሉ ዘልዕሎ ግሁድን ዘይግሁዱን ተቃውሞን መረረን፡ “ኣብ ዝበጽሖ የብሉን” ኢሉ ስለዝንዕቆን ብጭካነ ይምልሰሉ ስለዘሎን፡ ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜ ህግደፍ ወትሩ እዉጅ ኣይኮነን። ብኣንጻሩ፡ ካብ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ክሳብ ክንደይ ተነጺሉ ከምዘሎ ዝግንዘቦ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ

READ MORE

ሓበሬታ፣ ዓመታዊ ንግደት በዓል ማርያም ደዓሪ ኣብ ከተማ ቱቢንገን ሃገረ ጀርመን። „ዝክረ በዓለ ማርያም“ ህልውና እምነተ-ክርስትና፣ እቲ ዘለዓለማዊ ቃል-እግዚኣብሔር፣ ብስራሕ ሓይሊ መንፈስ-ቅዱስ፣ ኣብ ከርሲ ንጽህቲ ድንግል-ማርያም ተጸኒሱ፣ ትስብእትነት ክለብስ ብምርካብ‘ዩ መሰረቱ ከጠጥሕ ዝተረኽበ። በዚ ኸዓ‘ዩ፣ እቲ ንድንግል-ማርያም ኣደ ክርስቶስ ምዃና ዘይቅበል-ሰብ፣ ንጽሑፍ ሓዲሽ-ኪዳን ዘይኣምን ሰብ‘ዩ ዝበሃል። ነቲ ንድንግል-ማርያም

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ዓለም ሕቆኡ ሂቡና ፤ ኣብ 20 ክፍለ-ዘመን ክረኤ ብዘይትጽበዮ  ናይ ምዕራብን ምብራቅን ምሽራው ብ MIGን F15ን  ንድብደብ ኣብ ዝነበርናሉ ተካል እዋን፤ ካብቶም ኣብ ጎንና ደው ዝበሉን ንስውራ ህዝቢ ኤርትራ ዘዔንገሉን ውሑዳት ሓደ  ህዝቢ ሶርያ`ዩ። ኣብ 2011 ከምቲ ብዙሓት መናእሰይ ዓረብ ንለውጢ ሓፍ ዝበሉ፤ መንእሰይ

READ MORE

ብጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 20/07/15   ተንስእ ተበራበር እናበለ ዝንቁ ደርሆ ኣብ ጥዑም ድቃሰይ ጋሕጋሕ ንግሆ ኣይሰማዕክዎን ሎሚ ረፋድ ካብ ጉዩይ ምዓል ምሓዝ-ክሳድ፣   ግህዶዩ  ኣይኮነን ሕልሚ ነጻ ወጽየ ማለትዩ ሎሚ ኣቲ ነብሰይ ክሓዲ እመኒ ሞቑሐይ በቲኸዮ እመስለኒ፣   ክብል ይደሊኣሎኹ እሱር ብጻይ ነጻ ክወጸለይ ካብ ተጻይ ብዘይ ገበን ብዘይ ፍርዲ ዝተሓየረ ኣብ ናይ ዓመጽ ዕርዲ፣   ካብ ስቓይ ክመሓር እቲ ብሕልናኡ ዝመሃር ስለዝበለ መሰል ንሰብ! ተሓይሩ

READ MORE

ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር” ኣብ ዕለት 11/02/2014 “መን ኢዩ ወዲ ዓሊ? ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ስማይ ዝወረደ ንቢይ ድዩ?” ብዝብል ኣርእስቲ ብኣቶ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ (ወዲ ብዓታይ)፡ ዝረ ዝመበገሲኡ ፖለቲካዊ ኣልቦ ትሕዝቶ ጽሑፍ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ሪእየ። ትሕዝትኡ ነቲ ኣነ ብዕለት 06/02/2014

READ MORE

29.12.2013 ኣገዳሲ ሓበሬታ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 11.01.2014 ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብዛዕባ ህሉው ኹነታት ኤርትራን ዝምድናና ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተን ኽትዕን ንዕድም፡፡ አኼባ ዝግበረሉ ቦታን ሰዓትን፣ ኣብ ከተማ ከለን (ጀርመን) ሰዓት 16፡30 Bürgerzentrum Turmstr 3 Köln-Nippes   ተስፋይ ተምነዎ

READ MORE

ሰላምታይ ድሕሪ ምቕራብ እዚ ዝስዕብ ሓሳባት ከካፍለኩም ኣፍቅዱለይ። ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ኣብ’ቲ ኣድማሳዊ ካርታ ዓለም ጉቡእ ቦትኣ ንኽትውንን፡ ካብ ንእስነቶም  ኣትሒዞም  ኣብ በረኻታት ኤርትራ  ከርተት ካብ ዝበሉ ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም።  ስለዚ ከኣ ከም ኩሉ ብሃገሩ ዝሕበንን ዝግደስን ሃገራዊ እቲ ንናጽነት ኤርትራ

READ MORE

ካብ ጉሁይ ኣባል ማሕበረኮም- መ. ተስፋጽዮን               ብዛዕባ ንምንታይ ማሕበረኮማት የድልያና ንዝብል ዳርጋ ኩላትና ብሳላ ሕሱም ተምክሮታት ስደትና ኣዕሪና ዝተገንዘብናዮ ይመስለኒ። ቀደም’ሲ ንደቅና ቃንቃኦምን ባህሎምን ብዓቢኡ ድማ ኤርትራዊ መንነቶም ከነውርሶም ዝብል ኣተሓሳስባ ጥራሕ ከም ቀንዲ ምኽንያት ኣድላይነት ምትእኽኻብና ገይርና ክንወስዶ ድጸናሕና ይምስልኒ። እዚ ድማ ካብቲ ካብ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና፡ ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ኣትሒዝኩም ኩም፡ ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኣሰና ንምርካብ ኮነ ንምስምዑ ክትጽገሙ ክምዝጸናሕኩም ብቴለፎንን ኢመይልን ክትሕብሩና ጸኒሕኩም ኣለኹም። ኣሰና ነቲ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ንምቅላል፡ ርእሱ ዝኸኣለ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ከምዝህሉ ብምግባር ነቲ ሕጽረት ክተቃልሎ ፈቲና ኣላ። ነዚ ሓድሽ ገጽ

READ MORE

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ።ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን።ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ።ሓቂ ክትሽፈን

READ MORE

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን። ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ። ሓቂ ክትሽፈን

READ MORE