[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=rbG-FA3I3tI[/youtube]
[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=rbG-FA3I3tI[/youtube]
ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ን14 ዓመት ዝገልገለ ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ንስርዓት ህግደፍ ብርሕራሕ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ካብ ቴለቪዥን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ጋዜጠኛ ሰናይ ኣብ 1998 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኵናት ምስ ተባርዐ ካብቶም ፈለማ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። እንሆ ድማ ሕጂ፡ ብሰንኪ ዕመጸጻ ዲክታተርያዊ
What has prompted me to write under the theme “Re-branding of the opposition” for this article is Mr Mohammed Ismail’s article titled “Be part of the change” The term change has become a practice that has widespread throughout the world- but its relevance has never been
ሰላምታ ብምቅዳም ብዕለት 01/24/12/ ካብ ኣባላት ሲቪካዊ ማሕበር ላስቬጋስ ብዝብል ኣብ ላስቬጋስ ሽግር ከምዘሎን ንምእራሙ ከምዝተደክመን ፋይዳ ከምዘይተረክቦን ዝገልጽ መስደመማዊ መግለጺ ኣብ መስከረም ዳት ኮም ተጻሒፉ ኣሎ። ነዚ ዝወጸ ጹሑፍ ድማ መርገጽን ጽሕፉን ኣባላትን ሲቪክ ላስቭ ቬጋስ ከምዘይኮነ ንፈታዊ ይኩን ጸላኢ ክንገልጽ ንፈቱ። መጀመርያ ካብ ሲቪካዊ ማሕበር
ደሞክራሲ እንታይዩ መንነታ? እስከ ዘርዝሩለይ መንገዳ ስርዓታ ግልጺ ኢዩ ጠባያ: ሓቂ’ውን ቅናታ መፈለምታ ዕርዕር ትብል: ደሓር ግን ዘይምኖ መቐረታ። *** ደሞክራሲ ንኽትውለድ ብዙሕ’ዩ ጠለባ ብስምዒት “ሆ! ምባል ቀሓር ልባ መዕለቢኡ ዘይፍለጥ ጐልጐል ዲዩ እምባ ቁም ነገር ስሒትካ ኰለል ጓል ዘረባ ከምታ ዝተሓቝነ ልኻይ ዘይጽዕየላ ኣልባ። *** ትዕግስቲ ትሓትት ፍጹም ምጽውዋር ሰላም ተስፍን ብስርዓት ምክብባር ባህሊ ሓልዮት ትዅስኵስ
ሃዋርያት ናይ ሓሶት እሕሕ እንተበሉ ከተጣቕዕሎም ኣእዳውኩም ትስሕሉ፡ ስለዚ ንሳቶም እንታይ ዘይገበሩ ጉድለቶም ነቒፍካ ክንዲ ዝመሃሩ ወትሩ *ብንሕዳኹም እናተጠበሩ! *ብከይብሉኒ ዚብል ስክፍታኹም ሓፋሽ እንክውጻዕ ውሑዳት ክትረብሑ ሕደጉ ወደስቲ ስቓይና ኣይተንውሑ ትፈልጡዎ ምስጢር ኣብ እዋኑ *ኣንጒሑ *በልሉ እታ ፍርዲ ከይመጸት ጸላምና ወጊሑ ደሓር ካብ ምጥዓስ ሕጂ ተናስሑ! ሕግን ፍትሕን ተሎ ከምቲ እትብልዎ ህዝቢ ካብ ሃገሩ እንታይ ኣውጺእዎ? ናብ
By Manuel Gamiz Jr., The Morning Call Hagos F. Mezgebo, an African refugee living and working in Allentown, had been out with friends last month celebrating the start of his holidays with a few drinks in a bar at Ninth and Chew streets. Around the same time,
ክቡራት ተኸታተልትና ድሕሪ 3ይ ክፋል ጽሑፍና http://demo.archive.assenna.com መን'ዩ ፈላላዪ? ንንውሕ ዝበለ ጊዜ ኣብ ካልእ እዋናዊ ጉዳያት ተጸሚድና ብምድንጓይና ይቕሬታ እንዳሓተትና 2012 ዓመተ ስኒትን ሓድነትን ክትኮነልና ምምናይ ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ክንሰርሕ ዓቕምን ጽሮትን ይሃበና ብምባል ኣብ ምህለላ ከይተደረትና ንፈላለይትና “በርቂ ይፍለዮም” ኢልና’ውን ኣብ ምርጋም ከይተወሰና ነቲ
ምርድዳእ ማእረ ይገብር التفاهم سوى دان ተማቒልካ'ያ ኣለም ተማቒልካ ንበር ህይወት ሃብ ክበር ኣይትቕበር ንበይንኻ ኣይግበርን ቁምነገር ስራሕ ጃብር ኣይኮነ ዋላ ስራሕ ጋብር። የማነ ጀብረ ሚካኤል ከምዚ ኢሉ፡ "ንፋቐር ንሳነ ንከባበር ንእብየት ብልጽግና ንቑምነገር" እሞ ሕበር ስመር ኣይትከበር ኣይተገድድ ንታሪኽ ናይ ሓባር ኣይትግበር ንበይንኻ ንታሪኽ ማይ ሓባር ራህርህ ለግስ ልቢ ሰብ ኣይትስበር ራህርህ ለግስ ልቢ ምእመናን ኣይትስበር። ያ ኣላህ
ከሳብ ሎሚ ኣብቲ “ለውጢ“ ዝብል ባሕሪ ኣርእስትና ኢና ዘለና ክቡራት ተኸታተልቲ። ኣብ ውሽጢ ለውጢ ድማ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ተኸታቲሎም ቀሪቦም ኢዮም። ዝሓለፈ ቅንያት ብዛዕባ “መንእሰያትን መድረኽ ጃላነትን“ ዝብል ዝጀመርናዮ ትረኻ ንምቕጻል ኣብ ዝተበገስኩሉ እዋን ከኣ ንገለ ካብቲ ዘዳለኹዎ መደብ ማለት ነቲመድረኽ ዝምልከት ቃለ-መሕትት ሰሚዐ። ከምቲ ደጋጊሙ
ኣብ ኣመሪካ ቀንዲ ኣፈኛ ህግደፍ ዝኾና ወ/ሮ ሶፊያ ተፋማርያም ኣብ ሃገር ሽወደን ኣብቲ ህግደፍ ዘዋደዶ ፈቲቫል ተረኺበን ነቲ ባዕለን ሕጽረት ናይ ቋንቋ ኢዩ ይመለኒ፡ መግለጺ ዝብል ስም ዝሃበኦ ሓበረታ፡ ኣብቲ ፈስቲቫል ተሳቲፉ ንዝነበረ ህዝቢ፡ እቲ ንባዕለንን ንመንግስተን ህግደፍን ዘጸባብቕ፡ ንካልኦት መንግስታት ዓለም ዘነውር ሓሶት ከም
ሰለይቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሰበስልጣን ጸጥታ ሱዳን ብምትሕብባር፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ሱዳን ንዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ብምጭዋይ ናብ ኤርትራ ከምዝወሰዱዎም ምንጭታት ሓቢሮም። ነቶም ግዳያት መጭውይቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ዘሎ ዜጋ፡ ምኪኤል ዝብሃል፡ ‘ኣግህድዮ’ ኣብ እትብል ካሴት ናይ ድምጻዊ ተመስገን ያረድ ዝሰርሐ
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 31/01/2012 Norway ኣብ ኖርወይ ተመስሪታ ሓዳሰ ማሕበረ ሰብ ካብ ፖለቲካ ነጻ ዝኾነት ንኹሉ ትስብስብ ባህልናን ንድሕነት መንእሰያትናን ክትሓስብ 28/01/2012 ፈስቲቫል ጸዊዓ ደቃ ክትእክብ ምስ ኣሕዋቶም ኣሓቶም ኣቐዲሞም ክላለዩ ሓቢሮም ክመያየጡ ምእንተ ህዝቦም ክዓዩ ህግደፍ መሰኽላባቶም ዘባላሸውዎ ከዐርዩ ይኣኽለካ ወጊሑዩ ደርሆ ጽባሕና ኖቍዩ ሕጅስ ንዓደይ የብለኒሎ ክብሉዮም ዘምሰዩ ኳይላ ተጀመረ መመረቕታ ሓዳስ ማሕበርና መግለጫ ተሳኢንዎ ሕለሚ
Minister for Immigration, Integration and Asylum Policy Gerd Leers informed the House of Representatives in a letter that the Netherlands will not force anyone to return to Eritrea. Asylum seekers from Eritrea who left without permission of the Eritrean authorities will be able to obtain
ብዕለት 17 ጥሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጐንደር 46 ገያሾ ሒዛ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረት ኣውቶቡስ ምስ ምስ ወላዲት ኣዲኡ ወ/ሮ ወርቄ መለስ ዝጓዓዝ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ ጌታቸው የሕደጐ ዑቕባዝጊ ፣ ኣብ ኣጻድፍ ኣባይ ጥቓ ድልድል ሕዳሴ፣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስ ኣዲኡን 43 መጓዕዝቱን ከምዝሞተ ቤተሰቡ ሓቢሮም። እታ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/Awaj_dHnet.pdf[/embed]
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/Papas-english.pdf[/embed]
To Watch the TV Program Click on this Link: Asylum Seekers from Eritrea Protest Against Money Extortion
ክቡራት ተኸታተልትና፡ ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ኣትሒዝኩም ኩም፡ ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኣሰና ንምርካብ ኮነ ንምስምዑ ክትጽገሙ ክምዝጸናሕኩም ብቴለፎንን ኢመይልን ክትሕብሩና ጸኒሕኩም ኣለኹም። ኣሰና ነቲ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ንምቅላል፡ ርእሱ ዝኸኣለ ፍሉይ ናይ ራድዮ ገጽ ከምዝህሉ ብምግባር ነቲ ሕጽረት ክተቃልሎ ፈቲና ኣላ። ነዚ ሓድሽ ገጽ
ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ጨውዮም ናብ ሲናይ ድሕሪ ምግዓዞም፡ 10 ሽሕ ዶላር ከፊላ
ደር ሽፒግል Der Spiegel ዝተባህለ ኣብ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሕታማት ዝዝርግሕ ዝዓበየ ሰሙናዊ መጽሔት ጀርመን ፡ ንኣባ ሙሴ ዘርኣይ ኣብ ዓመተ 2011፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣፍ ሞት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ፡ ብዘርኣዮ ርሕራሔን ሓልዮትን ቆራጽነትን ኣገልግሎት፡ ,ልኡኽ ፈጣሪ ብግብሪ, Der Macher des Herrn,
ብ ተወልደ ኪዳነማርያም ኣብ ኤውሮፓ ዝርከቡ ብዙሓት መራሕቲ ሃይማኖት ብዝያዳ ከኣ መራህቲ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢና ዝብሉ ኣቐሽቲ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም፡ ንቤተ ክርስትያን መሳልል ውልቃዊ ናብርኦም ገቢሮም ዝነብሩ ከም ዘለው ይፍለጥ፡፡ ሎሚ እዞም ሰባት እዚኦም ስለምንታይ ነዚ ጸይቅታት እዚ የኻይዱ? ኣንጻር ሕልኖኦምን ታቦቶምን ደው ዝበሉሉ ምኽንያት እንታይ
HUNDREDS of mourners gathered in downtown Winnipeg on Sunday night to pay their last respects to a woman slain last week. As many as 300 members of Winnipeg's Eritrean community filled the Medhanie Alem Church on Edmonton Street to sing hymns and pray in memory of
ኣንቱም ሰባት ጉድ’ኮ’ዩ ተረኺቡ ምድርን ሰማይን ክላገቡ ከምዝቐረቡ ኣብ ርእሰይ ደይቡ ዓቕለይ ኣጽቢቡ እና’ፈጸመ ሓሳቡ! ልዋም ዝኸልኣኒ ዛርቲ ድዩ ሒዙኒ! ክንዲ ዓሳ ነባሪ ወዲ ቐይሕ ባሕሪ: ገዚፉ ኸቢዱ እንግድዓይ ጎዚዙ ብትእዛዝ ቀይዱ ብደወይ ኣፍዚዙ ጋሕንት ዕርብ እና’ሓረስኩሉ ግራቱ ዘይግዱ። ብስኽራን ደንዚዙ ኣዒንቱ ዓዝዒዙ፡ ቅጭን ተወንዚፉ ብኢዱ ነጊሱ ማእሱ ብሒቱ ምሕዳሩ ደቂሱ ይገርመኒ መመሊሱ። ሕስብ እንከብሎ ነዚ ናቱ ግብሪ ከም ረመጽ ከም ጓህሪ
አቲ ኩነት ቀዳም 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ እዩ ተኸሲቱ። ብድርኡ ዝሰማዕካዮም ሰባት ጽባሕ ማርያም እዩ ቤትክርስትያን ክንከይድ ኢናሞ፡ ትመጽእ ዲኻ ኢሎም ዕድመ የቕርቡልካ። እወ ወይ አይፋለይ ኢልካ ከይመለስካሎም አበየናይ ቤተ ክርስትያን ኢኻ ትኸይድ ኢሎም ሕቶ ዘስዕቡልካ’ውን ኔሮም። እዋእ እታ ማርያም አስተርእዮ
Working environment The inclusion of Chad, South Sudan and Sudan in the East and Horn of Africa operational subregion as of 2012 will make it one of the largest such areas in which UNHCR operates. There are some 5.5 million people of concern to UNHCR in
ልብና ዝሓስቦ ልሳንና ከድምጾ ሃገርና ዝውክል ባዕልና ክንመርጾ ውግእ ወረ ውግእ ምዕራፉ ክዕጾ መጻኢ ዕድልና ሰሪትና ክንሃንጾ መፍትሕ ኣብ ኢድና’ዩ ነርሕዎ’ቲ ማዕጾ! ብዓይኒ ዝረአ ብኢድካ ዝድህሰስ ብኣፍንጫ ዝሽተት ብልሳን ዝቕመስ ምህርቲ ዘየለ ካብ ዓውዲ ዝሕፈስ ራህዋና ነጊሱ ሕሰምና ከይድምስስ ስቓይና ሓጺሩ ሓዘንና ከይድበስ ኣእዛንና ኣደንቊሩ ሓሳቶም ክንስነስ! እዚ እምነት ኣልቦ ንፍቕሪውን ጓና እንትርፎ ትዕቢት ዘይፈልጥ ትሕትና ምስ ኩሉ
[audio src="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/tdp2-120127-1700.mp3" width="500" height="320" poster="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/Isaias_Ali_Ab.jpg" progress="true"]
By Dr. Wolfgang H. Thome, eTN Uganda | Jan 27, 2012 (eTN) - Eritrea’s dictatorial and radical regime has been fingered by Eritrean opposition groups, Ethiopian, and other international sources for alleged complicity in the recent spate of attacks on foreign tourists and abductions, as Ethiopian
The Legal Struggle against PFDJ-Part One By Seyoum Tesfaye The UNSC has imposed two sanctions: Resolution 1907 (December 2009) and Resolution 2023 (on December 2011) on the Eritrean regime. It more likely, come next December, the UNSC will have to impose a much stringent comprehensive sanction
Syria, Bahrain and Yemen get worst ever rankings “This year’s index sees many changes in the rankings, changes that reflect a year that was incredibly rich in developments, especially in the Arab world,” Reporters Without Borders said today as it released its 10th annual press freedom
[audio src="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/tdp2-120125-1700.mp3" width="500" height="320" poster="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/PFDJ_Assenna.jpg" progress="true"]
Updated: Wed Jan. 25 2012 11:29:28 ctvwinnipeg.ca Winnipeg police have made an arrest in the death of a 34-year-old woman on Jan. 23. Officers and emergency crews were called to the 300 block of Assiniboine Avenue for a report of an assault. A 34-year-old woman was found suffering from
A 34-year-old woman's death late Monday night has left members of Winnipeg's Eritrean community stunned. Emergency officials rushed to a suite at Palmer House, at 372 Assiniboine Ave., at about 10:10 p.m., Monday after an assault was reported. The woman was taken by ambulance in critical
Addis Ababa - Eritrea is using an Ethiopian rebel group as a "surrogate" to deny responsibility for an incident during which five Europeans were killed and two captured last week, Addis Ababa said on Tuesday. Five Europeans trekking on the slopes of the famed Erta Ale
[youtube]http://www.youtube.com/watch?v=JaA55eM93m0[/youtube] Relevant Link: ድኹም ጎስጋስ ሀግደፍ ብ ትብዓት መንአሰያት ትሮንድሐዕም ፈሺሉ!!!!!!! ሰመርርርርርር ርርርርርርርር
[audio src="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/tdp2-120123-1700.mp3" width="500" height="320" poster="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/01/Kibtset_isu_Assenna.jpg"progress="true"]
ኩሉኹም ኤርትራውያን ከምቲ ትፈልጡዎን ከምትሰምዕዎን፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ክሊ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ዓበይቲ ሽግራት ተኸሲቶም ኣሎዉ። ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን ተጠሚርካን ሓቢርካን እምነትካ ኣኽቢርካን፤ ብሓባር ናይ ምጉዓዝ፤ ሓቢርካ ጸገምካ ናይ ምፍታሕን የጸግመና ከም ዘሎ፡ ኣሉ ዘይባሃል ሓቂ‘ዩ። ንሱ ኸኣ ብገለ ውልቀ ሰባት ዝብገስ ሕማቕ ሕማማት፡ ምፍልላይ ስምብራቱ ሕማቕ ንሓደ ህዝቢ፡
By Petros Tesfagiorgis A conference to honour the Achievement of Kassahun Checole. The conference took place in Washington on 18 November 2011. Dr. Araya Debesai one of the organizers and the chair sent me the report of the event and a video to refer to. Dr. Araya