Message to all families who have lost a family member, in the tragedy of 03.10.2013 wishing to send Salma in the country of origin, submit in writing their request to the Italian Embassy in the country where they are, even those that are in Eritrea
Message to all families who have lost a family member, in the tragedy of 03.10.2013 wishing to send Salma in the country of origin, submit in writing their request to the Italian Embassy in the country where they are, even those that are in Eritrea
ኣብ ኣትላንታ ህግደፋውያን ወጋሕ ትበል ለይቲ ደበስዶ ታሕጓስ? ህግደፋውያን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በቶም ከባቢ 400 ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝጠፍኡ ደቁ ኣብ መሪር ሓዘንን ብኽያትን ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ እቶም ንርእሶም ሃገራውያን፣ ካልእ ከዳዕ ጠላም፣ ወያኔ፣ ሲኣይኤ ብዝብል ዜግነት ክዕድሉ ዝውዕሉ፣ ሓንቲ ልቦም (ልቢ ኢሳያስ) ህግደፋውያን ብበዓል ዳዊት
ኣገዳሲሓበሬታ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ኤርትራውን መሓዙት ኤርትራውያንን ተቀማጦ ካስልን ከባቢኣን ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13 ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት) ካብ ልብያ ዝተበገሰት ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ስለ እቶም ሂወቶም ዝሓላፉ
Eritreans in Durban Mourn for the Loss of their loved once … Eritreans residing in Durban/South Africa assembled at the Durban St Mary Orthodox church on 06/10/2013 to pay their last tribute and commemorate the loss of more than 300 Eritreans in the Mediterranean sea. The
የዒንትና ጥራይ ዘይኮነ ልብና ውን ደም ነቢዑ!! ኣንቱም ኣሕዋት በቃ ጽሕፍቶና ንሞትን ከልበትበትን ስደትን ኮይኑ፡፡ ኤርትራዊ በቃ ንሞት ብዕጭኡ ተረቲዑ፡፡ እንታይ ኢዩ ኣበሳና᎒ ኣብ ክንዲ ቦኽርን ሕሳስልደን ንስለ ናጽነት ስለ ኤርትራውነት በጃ ዝኸፈልና፡፡ ኣብ ክንዲ ኣደ ሓሙሽተ ኣርባዕተ ወላድ መኻን ዝኾነት፡፡
http://www.youtube.com/watch?v=VOAHGaPNjs8&width=200&height=200 http://www.youtube.com/watch?v=TZSQ4ZK88Mw&width=200&height=200
እቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ማይ ዓይኒ ዝጀመረ ናዕቢ ስደተኛታት ትማሊ ኣብ ዓዲ ሓርሽ ተኸሲቱ ድሕሪ ምውዓሉ፣ ሎሚ ውን እንደገና ኣብ ማይ ዓይኒ ከምዝቐጸለን ቶኽሲ ‘ውን ከምዝተሰምዐ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ዓዲ ሓርሽ ዝወዓለ ናዕቢ፣ ዛጊት ፈሊጥናዮ ከምዘለና
ላምፐዱዛ ደስየት ቃንዛ ላመፐዱዛ… ቃንዛ ኣደታትን ኣቦታትን ኤርትራ፡፡ ላመፐዱዛ ክብል ከሎኹ ክልተ ነገራት ይርኣያኒ 1- ካብ 300 ሚእቲ ንላዕሊ አርትራውያን ዝሃለቑላ ቦታ፡ 2- ነቲ ኢ ሰብኣዊ ባህርያት ናይቶም ንሕናን መንግስትናን ዝብሉ (ኤርትራውያን ድዮም ወይስ ኢሳያሳውያን) ኣብ ከተማታት ኣውሮጳ ብፍላይ ክኣ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ሰባት ፡ ብጽሑፍ
ሓበሬታ ተቐማጦ ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚኒትይ ላስቬጋስ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 10/08/2013 ነቶም ሓንቲ ከይረኣዩ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ብዘሰቕቅ ሓደጋ ዝጠፋኡ መንእሰያት ህጻናት ዓበይቲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ (ዝኽሪ) ክንገብረሎም ምኻና ።ንብምላኦም ተቐማጦ ላስቬጋስ ንሕብር። ንገብረሉ ቦታ … FLAMINGO AND JONES PARKING ኤርትራውያን ኣመሪካን ኮሚነትይ ላስቬጋስ
ጽንዓት ይሃብኪ ሃገርና-ኤርትራ። 06-10-13። “ዘክረ-ሰማእታት“
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Birmgham_LM.jpg"]
ህጹጽ ጻውዒት ብስም ኤርትራውያን ግዳያት መቕዘፍቲ ባሕሪ ላምፐዱዛ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም እንርከብ ኤርትራውያን በዚ ኣብ ባሕሪ ላምፐዱዛ ወሪዱና ዘሎ መሪር ሃገራዊ ሓዘን ህልቂት ኣማኢት ዜጋታትና፣ ከም ሃገራውያን ኤርትራውያን፣ ተቓወምትን ደገፍትን ተባሃሂልና ከይተፈላለና፣ ያታናን ልምድናን ብዝፈቕዶ መሰረት፣ ሬሳታት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ከም ንቡር ሓመድ
Light A Candle For Our Loved Ones: Although it is hard to find the right words in expressing sympathy during such particular bereavement caused by the horrific accident off the coast of Sicily in Italy over the past week in which over 135 Eritreans vanished (number
ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ፣ ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ዘጋጠመ መቕዘፍቲ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘስዓቦ ሓዘንን ሕርቃንን ናብ ናዕቢ ድሕሪ ምስግጋሩ ፖሊስ ቶኽሲ ብምኽፋቶም ናይ 4 ስደተኛታት መውጋእቲ ከምዘጋጠመ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቲ ትማሊ 6 ጥቅምቲ ማይ ዓይኒ ኣብ ዝተባህለ መዓስከር
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Coffins_Lampedusa.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/sopravvissuti_lampedusa.pdf"]
ህ.ግ.ደ.ፋውያን ንምዃኑ ኸ ሰብ ዲኹም? ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኩሉ ግዜ ኣብ ፈቐድኡ መናድቕ ጎደናታት ሳንፍራንሲኮ ዝርእዮ፡ ታሪኻዊ ሙራል ካህን ኤል ሳልቫዶር ዝነበረ ኣሎ። ሓደ ካብቶም ሙራል ፋዘር ኦስካር ሪሞሮ፡ ጎረቤቱ ንሓውና ኣቶ ጸጋይ ኣሰፋው (ወዲ ብላታ) ፍትሓት ዝግበረሉ ዝነበረ ቦታ ተቐቢኡ ይርአ። መዓልቱ ትማሊ ቀዳም ኮይኑ ኣብ ፍትሓት
LAMPEDUSA, Italy October 6, 2013 (AP) By LUCA BRUNO Associated Press An Italian government minister born in Africa watched wordlessly Sunday as soldiers wearing face masks carried body bags containing migrants from her continent who perished when a fishing boat sank within sight of the tiny island
ልበይ እንክነብዕ፤ ንሕዘነሎም ንግዳያት ውቅያኖስ ባሕሪ ንንባዓሎም ንናይ መጻኢ ሕድሪ በዚ ዘይሓዝን ዓገብ ንበሎ ነውሪ። ቀላያት ኣይኮኑን ተውሳኺቱ ባሕሪ ህግደፍዩ ህግደፍ ሓዊ መሳወሪ ደቁ ሓቚፉ ንኻልኦት መባረሪ። ፍታሕ መሲሉዎ ስደት ዝመረጸ ንሞት ዘማዕደዋ ካብ ቤቱ ከይወጸ ጉዕዞኡ ይጅምር ኣብ ብልሒ መላጸ። ሕጂ ኣብ ባርነት፡ ጽባሕ ኣብ ሕልፈት ሞት ክነብር ዘይመረጸ ኣብ ሕስረት ኣብ ውርደት ዝረኸበ ይርከበኒ ኮይና
http://www.youtube.com/watch?v=7Y4n9cyYBIM&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=OeZv_IT1ovY&width=200&height=200
Italy's coast guard has denied that it was slow to respond to the sinking of a boat carrying African migrants off the island of Lampedusa on Thursday. The accusations were made by a fisherman who took part in the rescue and a local newspaper. So far, 111
CNN ኣብ ጽባሕ ሓደጋ ጃልባ ስደተኛታት፣ መንግስቲ ጥልያን ሎሚ ዓርቢ 4 ጥቅምቲ ሃገራዊ መዓልቲ ሓዘን ኮይና ክትውዕል ኣዊጁ። ገለ ካብቶም ዝደሓኑ ስደተኛታት ከም ንወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበሩዎ፣ ሞተረ ናይታ ጃልባ ሃንደበት ምስራሕ ምስ ኣቍረጸ፣ እቶም ስደተኛታት ኣቓልቦ ክረኽቡ ኳ እንተተስፈዉ፣ ብከባቢኦም ዝሓልፉ ዝነበሩ ገፈፍቲ ዓሳ ኣይሓግዙዎምን።
Press Release It is with profound sadness that we received the news of our dear brothers and sisters from the cost of Italy this week. We take this opportunity to extend our heart felt condolences to our beloved nation of Eritrea and its people. Accordingly, we call
ንሰንበት ዕለት 6.10.13 ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ጥሕሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ክም`ውን ደቅና፡ ኣብ ኦስሎን ከባቢኡን ንርከብ ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ዝጥዕሞ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ`ቲ ቦታ ክርከብ እዕደም ኣሎ። ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት
http://www.youtube.com/watch?v=B1fSVlpr4CY&width=200&height=200
Italians are aghast at the scale of the tragedy that unfolded on Thursday, Italy's worst ever migrant shipwreck, the BBC's Alan Johnston says. A day of mourning was declared on Friday, with flags flying at half-mast and a minute of silence observed in all Italian schools. BBC
Eritreans in the UK plan to hold candlelight vigil tomorrow, Saturday Oct 5, 4:30 pm, at Hyde Park Corner, London, in memory of the Eritrean victims of the recent Lampedusa tragedy. Join us to express your sympathy to the victims and show a united support for
ይኣክል ጥፍኣት ይኣክል ሞት ቀለብ ዓሳ ኮይኖም መሳኪን ዕሸላት ክብዶም ብጥሙዩ ተፋንዮም ውጹዓት ከብዶም ተሐቑኑ ኣቦታት ኣደታት [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Kedija_poem.pdf"]
EMDHR Press Statement EMDHR Mourns the Loss of Eritreans in the Lampedusa Tragedy The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) in South Africa expresses its shock and profound sorrow at the loss of hundreds of our Eritrean citizens in the Lampedusa tragedy on 2nd of
ጠፊኡና ብልሓቱ እንታይኹን ንምሸቱ ተስፋማርያም ወ/ጊኦርጊስ 05/10/2013 Norway ብናተዮም ዝበሎም ምስተዋረደ ዝፈትዋ ዓዱ ገዲፉ ንሞት ተፈርደ ቀለብ ዓሳ ኮነ ዘይተጸበዮ ዝገደደ ጉድምበር ረኺባ ኤሪትራዊት ኣደ ባሕርን ህግደፍን ኣጽኒቶሙና ብጃምላ ከም ኣራዊት ተጓሒፍና እምብዛ በዚሑ ምሒር ደንጽዩና መርገም ድዩስ እንታይ ክንብሊና ዝወለደት ማህጸን ታይኮን ትብላላ ደቃ ዘፋነወት ካብ ህግደፍ ከዋዊላ ሰላም ምስ ሳኣኑ ምስ ጸበባ ዓቕላ ንጀነራታት ሸፋቱ ዝኸፈለት ከፊላ መስኪ ኣቦኸ
ዕለት 04.10.13 ዓዲ ጸልሚታ፡ ብሸፋቱ ተበትቢታ፡ ህዝብና ሲኢኑ ዋልታ፡ ኩላ ናብ ስደት ተጓቲታ። ጓል ኣብ ዓዳ ትድፈር ፡ መንእሰይ ብበትሪ ይድከር፡ ሄሊኮብተር ኣዳሰር ይእሰር፡ ተፈሪድዎ ኣብ በረኻ ክሰፍር። እነተ ቐጺሉ ከምዚ’ሉ፡ መናእስይ ብሂወት ኣለና ኣይትበሉ፡ ወይ ጅግንነት ፈጽሙ ወላ ተማህለሉ፡ እዛ ሃገር ግን ኣይትግደፍዋ ንዓዋሉ። መፍትሒ ሃለዋትና እንታይ ይኹን፡ ኩሉ ገንዘብና ናብ ሸፋቱ ይባኽን፡ ይመስለና ኣሎ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ነድሕን፡ ፍታሕ ግን
ባሕሪ! ግደፍ’ባ ባሕሪ ሎምስ ይኣኽለካ ህይወት ኤርትራውያን ጌርካዮ ቀለብካ *ዓዳይት ኣይተምክን ውላዳ ቀዚፍካ *ኣረሓሒቓ እትወልድ ሰበይቲ ዓቐኑ ከይጎድል ኪትዕቅብ ምልኣትካ ብንብዓት ኣደታት ወሓይዝ ፈጢርካ! ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ለውጢ ከየምጽእ ምልኪ ዚቐሰቦ ናብ ስደት ኪወጽእ ኣብ ፈቖዶ በረኻ ምድረ በዳ ኣጻምእ *ዕንደ ዝደበዮ ከም እሾኽ ዚወግእ *ሑጻ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ ብኾንቱ ከጠፍእ መስኪን ኤርትራዊ ስኢኑ መዋጽእ! ዜጋታት’ዛ ሃገር ሰብኣይ ምስ
The Odyssey of the Desperados Eritrean youth fleeing the PFDJ’s Tyranny During the rule of the Ethiopian DERG in Eritrea in the seventies, at least we had some shelter in the Field, either on the South West or the North and North East of the Liberated
Introduction An exploratory meeting of a group of concerned Eritrean academics and civic association leaders was held on August 16 and 17, 2013 at the Marriott Hotel (1700 Jefferson Davis Highway), in Arlington, Virginia. The purpose of the meeting was underscored by the necessity and urgency