Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ድምጺ ኣሰናን ድምጺ መድረኽን ካብ ጽባሕ ዓርቢ 1 ሕዳር ኣትሒዘን፣ ኣብ ‘ናይል ሳት’ መዓልታዊ፣ ናይ 24 ሰዓታት ፈነወ ሳተላይት (ዲሽ) ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ክጅምራ እየን።  ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ፈነወታት  ብ ‘ኦን ላይን ስትሪሚን’ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (demo.archive.assenna.com) ክከታተሉዎ ንዕድም። መዓልታት ፈነወ ናይዘን

READ MORE

ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባር ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንኹንን!  ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ዚ ናይ ላምፐዱሳ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ሓዘንን መልቀስን ይርከብ ኣሎ። ልብኻ ዝትንክፍ ገዓርን ብኽያትን ኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣሕዋት፡ ኣሓትን፡ ቤተሰብን መሓዙትን ናይቶም ዝተጎድኡ ዜጋታትና ኣብ ኩሉ ዓለም ይስማዕ ኣሎ። ደረፍቲ ኤርትራ ግን ኣይግድን! ኣብ ልዕሊ ሬሳ ኣሕዋትኩም ጓይላ ተኺልኩም ክትላሃዩ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፣ እቲ ብ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ኣሰቃቒ መቕዘፍቲ ናይ 357 ዜጋታትና ንኹልና ኤርትራውያን መሪር ሓዘኑ ገና ኣይወጽኣልናን። እቲ ሓዘን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑዎ ‘ኳ እንተሎ፣ ካብኡ ናብኡ፣ እቶም ተጻዒሮም ዝወለዱ፣ ሓርኮትኮት ኢሎም ዘዕበዩ ወለዶም፣ ዳርጋ ወርሒ መመላእታ ሞቶምን ህላዊኦምን ጠፊኡዎም

READ MORE

ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ከነጽሮ ዝደሊ፡ ህግድፍ ኢለ ኣብ ዝጽሕፈሉ፡ ነቶም ንሓርነት ኤርትራ ዝበለዩን ሎሚ ብዘይድሌቶም ከም መባዝሒ ኣብ ደፋትር ህግድፍ ዘለዉ ኣይምልከትን እዩ። ንዓዶም ካብ ዝግበኣ ንላዕሊ ኣበርኪቶም እዮም። ብተቃወምቲ ‘ውን ክዝለፉ የብሎምን። ነብሶምን ሓዳሮምን ዝመነዩ ብናይ ሎሚ ቛንቛ ክግለጹ ዘይከኣሉ ‘ዮም። ናታቶም ግዜን ወለዶን ክድገምን

READ MORE

ላምፔዱሳ፡ ጸገምና ዝምድናና እምበር ዕላማና ኣይኮነን ቀዳማይ ክፋል መራሕቲ ኣፍሪቃ ነቶም ብዕለት 3 ኣብ ላምፔዱሳ ዝሃለቑ ዜጋታትና ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም ኣለዉ። እቲ ህልቂት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምንባሩ ከኣ ሓደ መርኣያ ኢዩ። ከም ኤርትራውያን ነብስና ንክንፍትሽ ዝድርኽ ዓቢ፡ ግን ከኣ መሪር፡ ምልክት ረኺብና ኣለና። ሬሳታት ናይዞም ኣብ

READ MORE

ብኣቦወንበር ፈጻሚ ኣካል  ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ዝተዘርገሐ መግለጺ ዘለና መርገጺ     30/10/2013 ኣብዚ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ህዝቢና ዘሕልፎ ዘሎ ኣዚዩ ኣሰቃቒን ዘስካሕክሕን ኩነታት፡ እቲ ቀንዲ በቲ ጨቛኒ ስርዓት ዝሳቐን ወጽዓ ዝበጽሖን ዘሎ ኣካል መንእሰይ ወለዶ ብምዃኑ፡ መንእሰያት ካብቲ ጋህነማዊ ስርዓት ብምህዳም ኣብ ውሕስነት ክኾኖም

READ MORE

November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government Addis Ababa, 21 October 2013 - November 3 has been declared

READ MORE

ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ ኣብቲ ውልቃዊ ሓርነትካ ኣውጅካ ብሰላም ትነብረሉ ሃገር ንሓንቲ

READ MORE

ነጸብራቓዊ ሓተታ ደንቨር- ኮሎራዶ- ተበጊሶም!! ኤርትራውያን ተቐማጦ ኮሎራዶ፡  ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ንምድሓን ግዴና ነበርክት! ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ፍናን ጥቅምቲ 20 2013  ኣኼባ ኣካይዶም። ኣኼባ፡ ብርክት ዝበሉ ህዝቢ ዝተሳተፍዎን፡ ምክብባርን ኤርትራዊ መንፈስ ዝዓዘዞን ነይሩ። ጽማቝ ትሕዝቶ ኣኼባ፡ ሃገርና ኤርትራ፡ ካብ መዋጥር ናብ መዋጣር እናተሳጋገረት፡ ኣብ`ቲ ዝለዓለ ናይ ውድቀት ሓደጋ

READ MORE

ነጻነት ኤርትራ ብከቢድ መስዋእቲ ምስተረጋገጸ፡ኣብ 1991 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ጊዚያዊ መንግስቲከም ዘቖመ ዝዝከር’ዩ። እቲ ቀንዲን ፈላምን ዕላማ ቅዋማዊመንግስቲንምቛም ስለዝነበረ፡ ኣብ 1991 ጊዚያዊ ሃገራዊ ባይቶኤርትራከም ዝቐውምተገይሩ። ዕማም ናይቲ ባይቶ ንቅዋማዊመንግስቲ መሰረት ዝኸውን ርእሲ ኩሉ ሕጊ ዝኾነ ቁዋማዊ ሕጊ ንምንዳፍን ንምጽዳቕንኢዩ ነይሩ።ስለዝኾነ ድማ ጊዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ

READ MORE

ቀዳሞት ወልድና፡ ሓረስቶት ብምንባሮም፡ ኣብቲ ዝነበሮም ልቦና ተመሪኩሶም፡ ምስ ሕርሻን፡ ምስ መጓሰን፡ ምስ ገረብን ዝተታሓሓዘ ምስላታት ገዲፎምልና ከይዶም። ብብብአዚ መሰረት ብምግባር ድማ ጥበበኛታት፡ መላቐስቲ፡ ማሰኛታት፡ ኣዝመርቲ በቲ ጥዑም ዜማኦምን፡ ቃላቶምን ይነግሩናን የስሙዑናን። እኽሊ ኣብ ዓውዲ ክሕፈስ እንከሎ ጸሎት ጌርካ፡ ንጥዕና፡ ንፍቕርን ንሰላም፡ ግበረልና ፍርያት ኣብዝሓልና በረከት ሃበና

READ MORE

ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ቀዳማይ ክፋል) ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን! ኣሜን!!! ከም ዝፍለጥ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት፡ ብድሕሪ’ቲ ልዕሊ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝቐዘፈ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱዛ፡ ኣብቲ ካልኦት ኣሻሓት ኣሕዋትና ኤርትራውያን ተዓቚቦሙሉ ዘለዉ መዓስከር ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን (ኢትዮጵያ) እውን ህይወት ሓደ ዜጋ ዝቐዘፈ ዕግርግር ተፈጢሩ

READ MORE

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ብዕለት 19 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ኦስሎ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካዪዱ። ተጋባእቲ ጸብጻብ ናይ ግዝያዊ ኣወሃሃዲ ኮሚቴ ድሕሪ ምስማዕ ጉባኤ እትመርሕ ሰክረታርያ መሪጾም። ንኣቃውማን ውሽጣዊ ሕግታትን ዝምልከት ዓንቀጻት ብዕቱብ ተኻቲዖም ድሕሪ ምጽዳቕ ድማ ክልተ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦ 14 ዝኣባላቱ ካብ ውድባትን ማሕበራትን ዝተወከሉ

READ MORE

ውጻእ መዓት ዓዲ ኣቤቶ መእተዊ እዛ ሓጻር ዛንታ ናይ'ቲ ኣብ'ዚ ግዝያት ልክዕ ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት፡ ብዕለት 4, 11, 2004 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘጋጠመ ፍጻመ ምርኲስ ብምግባር ብመልክዕ ሓጺር ዛንታ ዝተጻሕፈት ኢያ። እዛ ዛንታ ንገለ ገጽታ ናይ`ቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ብኣሽሓት ዝቊጸሩ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘዉረዶ

READ MORE

ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ከምእትሓብር ምግባር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ብምሓዝ ክሰርሓሉ ከምዝጸንሐን ሕጂ`ዉን ይሰርሓሉ ከምዘሎን ኣብርሃም ያየህ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይ'ቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ዉድብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ንዉድቡ ብምዉካል ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ኣሜሪካ ንዘለዋ ብፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመርሓ ቤተ ክርስቲያን ንኸፍርሱ፣ ዮፍታሄ ድሜጥሮስ ዝመርሖም ልኡኻት ናብ ኣመሪካ ኣበጊሱ ኣሎ። ዮፍታሄ ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ኣብ ኤርትራ፣ ነቶም ኣብ ደሴት ላምፓዱዛ ዝሃለቑ ንጹሃት ዜጋታት ጸሎት ፍትሓት ከይግበር ትእዛዝ ሂቡ ኣሎ። የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፣ ብግልጺ

READ MORE

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ

READ MORE

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፣ ብረቡዕ 23 ጥቅምቲ 2013፡ ብምኽንያት ህልቂት ላምፐዱዛን ናብኡ ዘብጸሐ ምልካውን አዕናውን ኣካይዳ ስርዓት ኢሳይያስን፡ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ፡ ተሓታቲ ናይቲ ጥፍኣት ስርዓት ኢሳይያስን ጉጅልኡን ሙዃኖም ብምርግጋጽ ነቲ ስርዓት ኣጥቢቖም ኮኒኖሞ። እዞም ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ኣብቲ ህዝባዊ ግንባር ዝመርሖ ዝነበረ ሃገራዊ

READ MORE

ሲቪካዊ ባህላዊ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራውያን ተባሂሉ ዝፍለጥ ብህግደፍ ዝዝወር ኣብ ኦክላንድ ዝርከብ ማሕበር፣ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ከላህዩዎም ዓዲሞሞም ዝነበሩ ከዋኽብቲ፣ ኣርቲስት ዮሃንስ ትኳቦ (ወዲ ትኳቦ) ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ነቲ ን26 ጥቅምቲ ከካይዶ መዲቡዎ ዝነበረ መደብ ሳዕስዒትን ዳንኬራን ከምዝሰረዞ በወግዒ  ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንምስራዝ

READ MORE

ህግድፍ፡ ኣኽብሮትና ኣበርዒንዎ፥ ስልጣኑ ንህዝቢ የረክብ! (ትርጉም ናይታ ብእንግሊዘኛ ብዕለት 10/23/13 ኣብ ኣስና ዝወጽኣት) ቅድሚ ክልተ ሰሙናት ኣቢሉ ሓንቲ To the unknown soul እትብል ቴማ ጽሒፈ ኔረ። እታ ቴማ ብሰንኪ እቲ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ህልቂት ኤርትራውያን ዝተሰመዓኒ ዘናውጽ ሓዘን ንምፍኳስ ጽሒፈያ። ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ 24/5/1991

READ MORE

ብሰናይ ምምሕዳር ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ሞ ኢብራሂም ብቑዕ መራሒ ኣይረኸበን፡ ኤርትራ ዝኸፍአ ምሕደራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ==================================== ብእንግሊዛዊ-ሱዳናዊ ዶክተር ሞ ኢብራሂም ብሰናይ ምሕደራ ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ብቑዕ መራሒ ስለዘይረኸበ ንኻልኣይ ዓመት ከይተዋህበ ሰጊሩ። እዚ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራቶም ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራውን ዘመዝግብዎ ዓወታትን ንደቀንስትዮን መንእሰያትን ንምምዕባል ዝገብርዎ

READ MORE

  ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ። እቲ ትሕዝቶ ሓደን ተኣሳሲሩ ክኸይድ ዘለዎን ስለ ዝኾነን፣ ኣንባባይ ዝተኣሳሰረ

READ MORE