Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንስሓ ተጋዳላይ – ብሰላም

  ንስሓ ተጋዳላይ ኣያታትና ገድሊ ምሂሮምና “ኩንታል በሊዕካ ምጻእ” እናበሉ ሳላ ዘትብዑና… ተዓዊትና ካብ በረኻ ኣቲና ከተማ ንሕና… ዘይከም ኣያታትና ሕድሪ ጠሊምና እሾኽ ምድርቤት ዘሪእና ኣሕዋትና… ደቅና… መለሳ ኣደራዕ ሞት መሪጾም ኣብ ባሕሪ… ኣብ ሲና ሕጅስ ተጣዒሰ ዘኪረ… ስዉኣት ሳሊና ሙዃኑ ኣሚነ እቲኦም ኣንጻር መግዛእቲ እዚኦም ኣንጻር ጭቆና ብሰላም

 

ንስሓ ተጋዳላይ

ኣያታትና

ገድሊ ምሂሮምና

“ኩንታል በሊዕካ ምጻእ” እናበሉ

ሳላ ዘትብዑና… ተዓዊትና

ካብ በረኻ ኣቲና ከተማ

ንሕና… ዘይከም ኣያታትና

ሕድሪ ጠሊምና

እሾኽ ምድርቤት ዘሪእና

ኣሕዋትና… ደቅና…

መለሳ ኣደራዕ

ሞት መሪጾም

ኣብ ባሕሪ… ኣብ ሲና

ሕጅስ ተጣዒሰ

ዘኪረ… ስዉኣት ሳሊና

ሙዃኑ ኣሚነ

እቲኦም ኣንጻር መግዛእቲ

እዚኦም ኣንጻር ጭቆና

ብሰላም

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT