Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ሓጺር ቃለመጠየቕ ዝገበረ ወኪል ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ጸዊዑ።

ወከልቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ የአንጋዲ መጻረዪ ሃገራት ኣፍሪቃ ን ዋንጫ ዓለም 2018 ዝኾነ መንግስቲ ቦትስዋና ጸቕጢ ነቶም ተጻወቲ ከረክቦም ቀጻሊ ጸቕጢ የካይዱሉ ከምዘለዉ ይፍለጥ።

እቶም ኤርትራውያን ተጻወቲ ብግዴታ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ኢድ እቲ ግዝኣተ ሕግን ሰብኣውነትን ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት እንተወዲቖም፣ ካልእስ ይትረፍ ነቲ ሕቶ ዑቕባ ብምብጋሶም ጥራይ ‘ኳ ኣብ ሓደጋ ክወድቁ ከምዝኽእሉ ዘማትእ ኣይኮነን።

ስለዚ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን ንድሕነትን መሰል ዑቕባን ‘ዞም ኤርትራውያን ዜጋታት ዘለኩም ደገፍ ንኤምባሲታት ቦትስዋና ብምግላጽ እጃምኩም ከተበርክቱ እዋናዊ ስጉምቲ ክትወስዱ ይግባእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
30 COMMENTS
  • hailu October 15, 2015

    Please use the following address to email and help them.

    Foreign affairs ministry:

    foreignaffairs@gov.bw

    Canberra, Australia, Botswanan High Commissioner:

    botaus-info@gov.bw

  • AHMED SALEH October 15, 2015

    M.Hagos
    Reading yours and Berhe Tensea comments , I do not see any reason
    why you seem offended to react that way .
    If there is misunderstanding With him , better look at the part
    you have played with personal negative remarks .

    • Ugbaldet October 19, 2015

      ኩቡራት ኤርትራውያት እንታይ ንፅበ አሎና ሀገር ካብ እድና ትወጽእ አላ ሀገር ህዝባ ንኸይነብሩላ ኢዩ ዝግበር ዘሎ
      በጃኹም ሐደ እድ ንኹን ብሓቂ ርሕራሔ ህዝብና እንተሎና ንበገስ ሀገር ነድህን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝኸፍእ እዩ መንግስቲ እዩ ዘሎ አነ ግን መንግስቲ እለ እይስምዮን እየ ስም ስእነሉ ሽም ሀቡኒ

  • AHMED SALEH October 15, 2015

    We appreciate to get information about the address of Botswana authority .
    Now it is up all concerned citizens to write a letter on behalf their
    safety from falling at the hands of oppressors inside our country .
    We witnessed enough not to stay quite while many lives had thrown into
    darkness of HGDF dungeons and containers .
    Unfortunately to wish them go back is to sentence them for unknown fate .
    Nowadays only a fool play politics on Eritreans reality particularly the
    forgotten youngsters future and their well beings .

  • Mahta October 15, 2015

    I wonder sometimes…while we were very much impressed by the determination of General Bitweded, for sacrifing his life for sake of his people. Indirect or directly we seemed to encourage the youth to flee the country. eti jegna embi belu eyu ilkum…hedemu aybelkumen!!!!!i dont think we know how we gonna bring a change to our country, we run out of ideas!!!

    • AHMED SALEH October 15, 2015

      Mahta
      If their leaders became corrupted and cowards , we can’t expect nothing
      from powerless little men . The current situation didn’t come suddenly
      for our surprise . Maltreatment , intimidation and injustices had been part
      of Eritreans way of living at extended period where people start to give up
      and flee the country .
      We can not do nothing except to give a little moral support than use stupid
      politics at their expense . The blame goes to where it belong not to those
      who share their sufferings . And we might have ideas contrary powerful men
      with ammunition in hand .
      The solution lies on influential forces desire to stop nonsense activities.

  • Negusse October 15, 2015

    ሕዝቢ እንተጸሊኡኽን ፈንፊኑኻን ካብኡ ዝኸፍእ ክሳራን ተነጽሎን የለን።

    ናይ ሰብ ከይአክል ለንቕነ ዕስለ ሐመማ ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን (ከርቱም) ዓሲሎም ( ኢዶም ሂቦም) እቲ ተጸዋዒ ሚኒስቴር ናይ በረርትን ነፈርትን እንስሳታት ” እንዲታዩ ሽግርኹም “? ኢሉ ምስሐተቶም አቶም ሐመማ ድማ ህግደፍ ” ንስኻትኹም አይትጠቕሙን ኢኹም በበሊዕኩም ምሕራእ ጥራሕ ንህቢ ግን መዓር እዩ ዝሐርእ ስለዚ ከም ንህቢ ዘይተፍርዩ እንተኾንኹም ጉዳይኹም አብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ተራእዩ ዝግበአኹም መቕጻዕቲ ክወሀበኹም እዩ ” ስለዝበለና ንሕና ድማ ከም ሐመማ አምበር ከም ንህቢ ስለዘይተፈጠርና ፍሉይ ቤት ፍርዲ ድማ ፈራዶ ናይ ሕጊ ትምህርቲ ዘይብሎም መውኸሲ ወይ መኸራኸሪ ዓንቐጽ የለ ዝኸራኸረልኻን ብሕጊ ዘረዳአልኻን ጠበቓ አይፍቐደኻ ይግባይ አይፍቐደኻ ኻን በቓ መሕረድ ከብቲ ( ማቸሎ) ስለዝኾነ ኸይንሕረድ ኢልና ኢና ሀዲምና መጺና ” ምስበልዎ እቲ ናይ እንስሳታት ተጸዋዒ” ሎምስ እምበአር ናይ ሰብ ተወዲእዎምሲ ናብ እንስሳታት ሐሊፍም ” አየ እዛ ኤርትራስ ጎረቤትና ተደይትኸውን ክንደይ ሰላም ምረኸብና ጉድ ረኺብኹም ሕቶኹም ተቐቢልናዮ አለና ምስ በሎም :” እሞ አብቲ ናይ ንውዮርኽ ሰላማዊ ሰልፊ ተረኺብና ሽግርና ከነርፕድእኸ ይፍቐደልና ድዩ ? ኢሎም ምድሐተትዎ ብዓጀባ አምበር ሕጅስ ህግደፍ ጥርሑ ውጺኡ ኢሉ ተፉንይዎም ንብለኹም።ከም ህግደፍ አብ ዓለም ጭኻናትን ቐጥፍትን ከሕድትን ግፍዓኟታትን የለን።
    ንህግደፍ ን ኾራኹሩን አንታይ ኢልኻ ከምትጸርፎም እዩ ዝጠፍአኻ።
    ሐመማ ዓድናውን አብ ኒውዮርኽ ክንረኽቦም ኢና። በሰላም የራክበና። አሜን።

  • weynay October 16, 2015

    Those who live abroad you know what is the sitiuation of Eu and US most of refuge are suffering and living in a difficult World.

POST A COMMENT