ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓዱሽ ወተሃደራዊ ስትራተጂ ብምስናዕ፣ እቲ ብናይ ‘ዓረብ ምሕዝነት’ ዝፍለጥ ሓይሊ ንልኡላዊ መሬት፣ ክሊ ኣየርን ማያትን ኤርትራ ተጠቒሙ ነቶም ኣብ የመን ኣንጻር መንግስቲ ዝዋግኡ ዘለዉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ሕቱ ንምጥቃዕ ወተሃደራዊ ዘመተ ከካይድ ከምዘፍቀደሉ፣ እቲ ብመሰረት ተልእኾ ባይቶ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓዱሽ ወተሃደራዊ ስትራተጂ ብምስናዕ፣ እቲ ብናይ ‘ዓረብ ምሕዝነት’ ዝፍለጥ ሓይሊ ንልኡላዊ መሬት፣ ክሊ ኣየርን ማያትን ኤርትራ ተጠቒሙ ነቶም ኣብ የመን ኣንጻር መንግስቲ ዝዋግኡ ዘለዉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ሕቱ ንምጥቃዕ ወተሃደራዊ ዘመተ ከካይድ ከምዘፍቀደሉ፣ እቲ ብመሰረት ተልእኾ ባይቶ
.......Eritrea forged a new strategic military relationship with Saudi Arabia and the United Arab Emirates that involved allowing the Arab coalition to use Eritrean land, airspace and territorial waters in its anti-Houthi military campaign in Yemen. The Monitoring Group understands that, as part of the
A Call for Action to Stop Human Rights Abuses in Eritrea
https://www.youtube.com/watch?v=fCY4-H1YWJw&feature=youtu.be
By JOSEF FEDERMAN, Associated Press JERUSALEM (AP) — The death of an Eritrean migrant who was shot and beaten by a mob that mistakenly believed he was a Palestinian attacker set off a round of soul-searching Monday amid the jittery atmosphere sweeping Israel in a wave
https://www.youtube.com/watch?v=__exzbq9j6g&feature=youtu.be
Eritrean asylum seekers were stunned by reports of Sunday’s lynching of Habtom Zarhum in Be’er Sheva. Videos showing a furious mob kicking and beating the wounded man following a terror attack quickly spread among the community. “The community is in shock,” said Berhana, a 30-year-old Eritrean
ሓበሬታ ብምኽንያት ናይ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም [ ወዲ ቫካሮ] ዕረፍቲ መበል ሓደ ዓመት ንምዝካር ኩላትና ኤርትራውያን ብሓባር ተኣኪብና ክንውዕል ብዓቢ ክብሪ ንዕድም። ዕለት፡ ቀዳም 24 ጥቅምቲ 2015 ቦታ፡ Kista träff , Finlandslokalen ግዜ፡ ካብ ሰዓት 14:00 – 17:00 ብደሓን ምጹ። ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ Stockholm
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Drue-and-Dan-3-1.pdf"]
ሓወይ ቀዚፎሞ!!! ሰብ ግዚ ኮይኖም ሓወይ ቀዚፎሞ! ዘኽታም ኮይኑ! ንበይኑ ሪኦሞ! ኣበይ ሓቲቶሞ? ከንቱ ኣጥፊኦሞ? ዓረብ ከም ዘይኮነ! ከመይ ረሲዖሞ!። ኣበይ ከርክብሉ ትዕቢት በርቲዕዎም ናይ ዓለም ሓገግቲ ኩሉ ባዕሎም ንሰብ! ኒዒቖሞ! ሓታቲ ዘይብሎም ዕቑባ ዝሓተተ!!! ረሺኖም! ረጊጾም ቀዳሞት ስዱዳት ታሪኾም ረሲዕም። ቀዳማይ ምንስተር ሻሚር !!!!!! ተዝህሉ እንታይኮን ምበለ ነይሩ ተቃላስይ ኮይኑ ኣብ ኣስመራ ሰፊሩ ክህደን ብእንግሊዝ እንዳማርያም ሓዲሩ ህዝበይ
ሃገረይ፡ ዘለኽዮ ቦታ ርሒቁኒ ወንጭፍ ዘየርክቦ ዳርባ እምኒ ስግር ባሕሪ ሰፊርኪ ምርኣይኪ ኣጊሙኒ ኣእዳውኪ ስደድለይ መደያይቦ ክኾነኒ፡ ክምለስ’የ ሃገረይ ምሳኺ ክነብር ኣብ ባይቶ ዓደቦ ቃልኪዳን ክኣስር ስድራቤት ክምስርት ክወልድ ክዝምድ ንብዓትኪ ክደርዞ ጓሂኺ ክእብድ፡ ሃገረይ ኣይትንብዒ ክምለስ’የ ዕላልኪ ኣይመነኹን ካባኺ ክፍለ ኣይመረጽኩን ኣይፈተኹን ብጽምዋ ተወሪስኪ ወላድ መኻን ክትኮኒ ኣይጨከንኩን ብዘይካ ንዓኺ ካልእ ኣየፍቀርኩን፡ ሃገረይ፡ ጸልማት ጋሪዱኒ መሬት
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ ንዘለዉ ሰብ ስታላ ካብታ ከተማ ክወጽኡ ብምስግዳድ፣ ነቲ ድሮ ጸንኪሩ ዘሎ ቀረብ ስጋን ጸባን የጋድዶ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ቤትመኻእ ዝርከቡ ሰብ ስታላ፣ “ዓድና እዚ እዩ ናበይ ክንከይድ ደሊኹምና ኢሎም” ምስቲ ስርዓት ይከራኸሩ ከምዘለዉ እቲ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ናይ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኮነ
እቶም ኣሽሓት ኤትራውያን ብምጭዋይ ናብ በደዊን ሲናይ እናሸጡ ህይወት ዜጋታትና ዘባኸኑ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ዶባት ሱዳንን ዝርከቡ ራሻይዳ፣ ገና ሕጂ ‘ውን ነቲ ዘይሕጋውን ኣረሜናውን ንግድ ደቂ-ሰብ ብምቕጻል፣ ሓያለ ኤርትራውያን ጨውዮም ምእንቲ ገንዘብ የጋፍዑ ከምዘለዉ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣሽሓት ዶላራት ብምኽፋል ካብ ኢዶም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/nsebah-tdbs.pdf"]
ኣብ ከተማታት እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ Be’er Sheva ኣብ ዝተባህለ ኸተማ፣ ኣብ መዓርፎ ኣውቶቡስ ሓደ ዓረብ ዝመበቆሉ ኣጥቃዒ ኣብ ልዕሊ ሓደ እስራኤላዊ ወተሃደር ቅትለት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ንሓደ ከም “ኣሸባሪ ጠርጢርናዮ” ዝበሉዎ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ ብጥይት ወቒዖም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ካብ እስራኤል
https://www.youtube.com/watch?v=y2yPKmpxbn4&feature=youtu.be
First to Sudan, then back to Asmara and finally Switzerland, Mehrawi has moved wherever the shifting currents of war, displacement and hope have taken him Geneva: It’s a splendid evening in Geneva: the ultramarine sky, the soft golden light of the evening, the gently flowing Rhône, and
ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11 ኣብ ቤትፍርዲ ክስማዕ ተወሲኑ ከምዘሎን ኣብ ቦትስዋና ዝነብር ጉዳዮም ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/2ይ-ክፋል-ብርዒ-ጀነራል-ቢተወደድ-ኣብራሃ።.pdf"]
13 October 2015 Quebec City, Canada – PEN International’s Assembly of Delegates, meeting at the organisation’s 81st international Congress in Quebec City, Canada this week, have today called for the immediate and unconditional release of two imprisoned writers Raif Badawi and Amanuel Asrat and justice for murdered Honduran
https://www.youtube.com/watch?v=UR1MAjn_9SQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=MQh5ZWh_NDM&feature=youtu.be
ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ
A polar bear who had an unexpected encounter with shocked migrants who climbed aboard his lorry in Calais appears unfazed by his experience, his new owners have said. The bear, called Nissan, was in the back of a truck outside the French town when a group of people managed to
ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ
News coming in from Francistown is that only 14 Eritrean players will be taking their flight home from Gaborone this evening while the other ten have refused and opted to remain in the custody of Kutlwano Police in Francistown. The visiting national team which was supposed
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Petros_poem2015.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=HG_8pBqog4Y
ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ ትምለሶ፡ ጸበባና ነርሁ ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡ ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡ ኣባጊዕና ይብላዓ ኣኽላባት ይነብሑ፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Urgent-Hotel-Notice-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Ogbai_FREEDOM-AND-JUSTICE-IN-ERITREA-2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/The-jungle-library.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=ScBFJD93ymA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2z3cOlr5PcQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=xK2j0KdeGQk&feature=youtu.be
By Oboarada abashawl alias wolde tewolde October 13, 2015 In a matter of one month, three celebrities from Eritrea and Ethiopia have died reportedly by stroke. What is a stroke? Stroke is a collapse of the brain caused mainly by blockage of blood to the brain. There
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/መሰል-1.pdf"]