Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተደዊሉ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) June 29, 2016   ወዮ ደወል እምበር ተደዊሉ ህዝቢ ዓለም ኩሉ ዘትዩሉ ጅገና መንእሰይና ኣምበልቢሉ ዓቢ ደወል-ደወል ናይ ኤርትራ ዓለም ዝነቓንቕ ኣውያት ስድራ ናይቲ ኩሉ ሓሳረ መከራ   ለጠቕ ’ተልካ ዳንጋ ተወጢሩ ክብ እንተልካ ቅልጽም ተገቲሩ መንእሰይ ደው ኢሉ ንሃገሩ ኣየ ኣጸዓዕና ኣየ ውድን ብየማነ-ጸጋም ጓልን ወድን ደብተር ተገነጸልካስ ሕግን ፍርድን   ኣርብዓን ኣርባዕተን ከርበ ህበይ ተፈልፊሉ ብዂርማጅ መንእሰይ ኣይ

READ MORE

    በኣሽሓት ክመጹ ተጸቢዮም ጥቓ 2000 እዮም ተቖጺሮም Tesfamariam Wel, 28/06/ Norway   ካብ ተላዕለ ደላይ ፍትሒ ህዝብና ገና ገና ተጸኒሕናስ ካልእ ክንሪኢና ንዓመጽቲ ብሓንቲ ገመድ ሓኒቕና ብሓደ ምስ  ኣኽላባት ክንቀብሮም ኢና   ሎምስ ክዉሕዱ ጉልሓይ ግዲ ኣትዩዎም ኣማዕዲኻ ክትሪኦም ተዳሂሎም ዎጅሆም ብኸይብሉኒ ሕድሕዶም ብፍርሒ ሪዒዶም ብገጾም ይፍለጡ ከም ዝመጹ ተወጢጦም   ኣምሓርኦም ኦሮሞም ሶማሊኦም ህግደፎም ግንቦት 7 ህዝቢ ብጥምዩ ህገደፍ ዝቕልቦም ኣንድነት

READ MORE

ኣደይ ኣደ ቁንጺ፡ . . . . .!  29.06.16፡ በዚ ናይ ጀነቫ ናዕቢ ዝፈጠሮ ኢዩ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካብዛ ዕድመኡ ሙሉእ ዝበለየላ ሃገር ዘውጽኦ ድርኺት ትእዛ ዝ ሕ/ሃገራት እንተመጺእዎ ብሂወቱ ክሓልፈላ’ምበር ከዲዕዋ ክኸይድ ወይ ካብኣ ትሓይሽ በዓቲ ስለዘይረክብ ክብዕዳ ስ ለዘይደሊ፡ ንሕልፈቱ ተዳልዩላ ከምዘ ሎ እሙናት ዜናታት

READ MORE

ብገዛኢ ኪዳነ ከምቲ ወለድና ዝምስልዎ ኢዩ፣ ሓሶትን ስንቅን እናሓደረ ይፈኩስ ከም ዝብሃል፣ ጃንዳ ህግደፍ ዋላ'ኳ ከም'ቲ ባዕልዕም ዝብልዎ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ኢትዮጵያውያን ሓዊሶም ኣብ ጀነቭ ሰልፊ ኣካይድና እንተበሉ፣ ሓሶቶም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ዝያዳ ካዕቢቱ ኢዩ ተራእዩ። ብዕለት 23 06 2016 ብደለይቲ ፍትሒ ኣንጻር ጃንዳ ህግደፍ ዝተኻየደ

READ MORE

እምነ እምነ ጸጽብቁ እምነ ሰላም ክረከብ ብፍትሒ ክዳነ ብምሽቁራር ከይስጉም ደኒነ ኣብ ገዛእ መሬተይ ክድቅስ ቀሲነ። ብልቢ እምነ ኣብ መሬተይ ብኽብረት ክነብር ክወልድ ክዝምድ ከምቲ ንቡር ምስ ሞዛኖይ ብንእስነተይ ክዕንድር ንሰላም ክዝምር ወግዒ ሃገረይ ከስተማቅር።   እምነ ዓዲ ዝወዓሉ ወለደይ ክጥውሮም ዓስቦም ክኸፍሎም ፍረ ጻዕሮም ኣለኹልኩም ክብሎም ኣብ ሕማም እርጋኖም ብንጥፈት ክዋሳእ ኣብ ሓዘን ሓጎሶም። እምነ ብዙሕ’የ ዝምነ ግዱዕ ክሕግዝ

READ MORE

23.06.16፡ ከምዝመስለኒ፡ እንሆ ኣብ ታሪኽና ካብ ዝተሰነደ ሎሚ’ውን ን5ይ ግዜ ናብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንቐርብ እነና። ህዝቢ ኤርትራ ብዝውንኖ ሓይልን ሕጋውነትን ዝተፈልጠ ምዃኑ እቶም ክብሉዎ ዘይደልዩ ከይተረፈ ይኣምኑሉ ኢዮም ። ሓያል ኢዩ፡ ምኽንያቱ ብዘይ ናጻነት ክነብር ስለዘይ ደሊ። ሕጋዊ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ሕጋውነት መሰረት ናጽነ ትን ሰላምን ምዃኑ

READ MORE

እዚ ቅድሚ ትማሊ ሓሙስ፣ 23 ሰነ 2016 ጎደናታት ከተማ ጀኔቫ ሰንጢቑ ብምውሓዝ ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተኻየደ ካብ መላእ ኤውሮጳ፣ ካብ ካናዳን ኣመሪካን ከይተረፈ ኣሽሓት ማይላት ተጓዒዞም ዝመጽኡ ልዕሊ 12 ሽሕ ውፉያት ዝተዋስኡሉ ደርማስ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ሎሚ ሓሙስ 23 ሰነ 2016 ካብ መላእ ኤውሮጳ እንተላይ ካብ ኣመሪካን ካናዳን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 12 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቲ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ዘሕለፎ ውሳኔ ብምድጋፍን ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልኪ ተዓፊኑ ዘሎ ዉጹዕ ህዝቢ

READ MORE

ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና ክንለዓል ቃል ንኣቱን ኣለና። እዚ እዋን እዚ ሓፋሽ

READ MORE

  ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ሻርለት: ሰሜን ካሮላይና : ሮቡዕ:  ሰነ 15, 2016 ነቶም ኣብ ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ ቅንያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉን:  ነቶም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ዝጠፍኡ  ኤርትራውያን ስደተኛታትን: ነቶም ምእንቲ ሃገሮምን ህዝቦምን በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታትን ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ኣካይዶም:: ኣብቲ ናይ ዝኽሪ መደብ

READ MORE