ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና ክንለዓል ቃል ንኣቱን ኣለና። እዚ እዋን እዚ ሓፋሽ
ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፣ ነቲ ብሓርበኛታት ስንኩላን ተጋደልቲ ዝተዘርግሐ፣ ሕልና ዝቕስቅስ ነቐፌታ ሓዘል ረዚን መልእኽቲ፣ ታሪኻውን እዋናውን ምዃኑ ከም እንኣምንን ከም እንድግፍን ዝገልጽ መልእኽትና ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ነመሓላልፍን ንድሕነት ሃገርና ክንለዓል ቃል ንኣቱን ኣለና። እዚ እዋን እዚ ሓፋሽ
ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ሻርለት: ሰሜን ካሮላይና : ሮቡዕ: ሰነ 15, 2016 ነቶም ኣብ ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ ቅንያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉን: ነቶም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ዝጠፍኡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን: ነቶም ምእንቲ ሃገሮምን ህዝቦምን በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታትን ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ኣካይዶም:: ኣብቲ ናይ ዝኽሪ መደብ
Tesfamariame Wel. 19/06/2016 Norway ጥሪት ህግደፍ ሕደግ ኣይትዓሹ ንሓቂ ድለያ ስምካ ኣይተባላሹ ሳዕሲዒት ግደፍ ዓደቦኻ ናበሪሱ ክሳብ መዓስ ከተታልል ክትሕሱ? ኣርክብ ኩሉዩ ኣብ ልመቡ ተመሊሱ ዓዲ በጺሕካ ተዛረብ ታይሪኢኻ ኩነታት ህዝብና ከመይ ጸኒሑካ ሓቂ ንገር ጥውይውይ ከይበልካ ኣብ እዝነይ ህግደፍ ከይሰምዓካ ሕሹኽ በለኒ ሕሩም ከይነግረልካ ክፉእ እናሰማዕና ክፉእ እናረአና ቁሩብ ተሪፉ ከተንቁሩዎ ዓይንና ብዓል ኣይስቆሮም መንሽሮ ህዝብና መታሓፍስቲ ዲክታቶር ጨፍላቒና ንዘጽንተና
እንታይ ገዲሽኩም ተሽበድብዱ ካብቲ ናቱ ናትኩም ገዲዱ ሎሚ ዲዩ ህዝቢ ተአጊዱ ገዛኹም አፍሪሱ ገንዘብኩም ወሲዱ ገዛ ገዛ ንሰብ ተዋርዱ ፈርም እንዳበልኩም ተገድዱ ኮሎ ገና ነብስኹም ፍረዱ ከይትሓፍሩ ጊዜ እንተወሲዱ አብ ቅድሚ ህዝብኹም ትዋረዱ። ርብዒ ዘመን ሓሊፉ ብከንቱ ህውከት እምበር እንታይ አበርኪቱ ገምትዎም ዝጠፍኡ ዝሞቱ እቲ ዝተረፈ ተዘሚቱ ብዶላር ገዚኡ ንመሬቱ ዘሕዝነካ ናይቶም ዝመስረቱ ገሊኡ ፈሪሱ ገሊኡ መሪቱ መንግስትና ይብል አብ ስደቱ ብሳንዱቕ
ናብ ኩሎም ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ዑቕባ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዘተዋህበኩም እሞ ናብ ናይ 21 ሰነ ንዓመጽትን ቀተልትን ንምድጋፍ ትብገሱ ዘለኹም ኤርትራውያን ዜጋታት። እዚ ኣንጻር ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምርካብ ዝሃብክሞ ቓል ዝጻረር ስለዝኩነ፣ ውጽኢቱ ናቱ ክኣ ከቢድ ሙኻኑ ትስሕትዎ ኣይንብልን። ኣብዚ ቐረባ እዋናት 7 ኤርትራውያን ንኤርትራ በጺሖም ዝመጹ ብኢሚግሬሽን
https://www.youtube.com/watch?v=tdbGyhASffQ&feature=youtu.be
To Permanent Representatives of Members and Observer States of the UN Human Rights Council Geneva, 20 June 2016 RE: Addressing human rights violations in Eritrea and the UN Commission of Inquiry’s findings Your Excellency, We, the undersigned civil society organisations (CSOs), write to express our grave concern about the Eritrean Government’s
https://soundcloud.com/radiofranceinternationale/eritrean-foreign-minister-osman-saleh
The Committee of Eritrean Unity for Justice welcomes the report from The Commission of Inquiry Report on Human Rights in Eritrea (June 8, 2016). This re-affirms what we Eritreans have known and endured such human rights violations including rape, forced disappearances, torture, and forced labour.
Ertitran martyrs day commemorated in Oasis centre Cardiff. Many Eritreans from Newport and cardff attended the vigel evening. One minute silence have been made to remember heroic Eritreans who lost their lives in securing Eritrea's independence and sovereignty of the nation during the last 25
Network of Eritrean women has sent a letter to all the delegates of member countries of The Human Rights Council. In its letter Network of Eritrean Women appealed to the delegates in the HRC to endorse the findings and recommendations of the Commission of Inquiry. It has
As you know, the Ethiopian and Eritrean people have been victims of reckless and destructive wars that only serve the interests of their leaders at the dire expense of their destruction. War has been a mechanism of staying in power that the two countries religiously
An Eritrean poses near a tank abandoned during the 1998-2000 border war with Ethiopia in Shambuko Town, Eritrea, December 23, 2005. The two countries have been in a "Cold War" scenario since the end of the conflict.ED HARRIS/REUTERS Throughout the country’s 25-year history, Eritrea’s border with
ነቐለ ነቐለ ደላይ ፍትሒ ንጀነቫ ነቐለ ንመርማሪ ኮሚሽን ባይቶ ውድብ ሕ/ሃገራት ኣገናዕ! ተዓወት! ተዓወት! እናበለ ብመናውራ ህግደፍ ከይተደናገረ ህግደፍ ዝፈጸሞ ግፍዒ መሊኡ ከም ዝፈሰሰ ስለ ዝመስከረ ክክሓድ ዘይክእል ሓቂ ከውጽእ ስለ ዝኸኣለ ደላይ ፍትሒ ጀነቫ ውዒሉ ብሓጎስ እናዘለለ ኣገናዕ! ተዓወት! ተዓወት! እናበለ በቲ ዘሕለፎ ሰብራ ዜና ድሕሪ ጸላም ብርሃን ከም ዘሎ ፈሊጥና እናደጋገመ እናዘመረ ክጽበዮ ዝጸንሐ ዓወት
June 17, 2016 • From theTrumpet.com The geopolitical significance of an age-old rivalry BY CALLUM WOOD Tensions between Ethiopia and Eritrea inflamed once again due to cross-border skirmishes. Agence France-Presse (AFP) said the border battle was one of the “worst clashes since the end of a 1998–2000 border
Secretary-General Ban Ki-moon urged Ethiopia and Eritrea on Wednesday "to exercise maximum restraint" following clashes on their disputed border. BY EDITH M. LEDERERA - Associated Press UNITED NATIONS Secretary-General Ban Ki-moon urged Ethiopia and Eritrea on Wednesday "to exercise maximum restraint" following clashes on their disputed border. Eritrea accused
https://www.youtube.com/watch?v=RAVJiPZa3jk&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=17duxo0slMU&feature=youtu.be
ብ 7 ሰነ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ ብሰሜናዊ ቀይሕባሕሪ ብሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእንታዎም ናብ ፖሊስ ሱዳን ዘረከቡዎም 23 ኤርትራውያን ኣብ ቤትማእሰርቲ ፖርት ሱዳን ሰንፈላል ኮይኖም ኣብ ሻቕሎት ከምዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ግዳይ ኮይኖም ዘለዉ ስደተኛታት ፣ 3 ህጻናት ዝርከቡዎም 13 ደቀንስትዮን 10 ደቂ ተባዕትዮን እዮም። እቶም ዘይሕጋውያን
ብስደተኛታት ኣዕለቕሊቐን፣ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ነተን ምንጭን መሰጋገርን ስደተኛታት ዝኾና ከም ኤርትራ፣ ሱዳንን ሊብያን ዝኣመሰላ ሃገራት ብገንዘብ ደሊለን ስደተኛታት ኣብ ምቍጽጻር ክተሓባበራ ድሕሪ ምእማነን፣ ካብ ሊብያን ሱዳንን ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ካብ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን እቶም ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ ዋሕስ ገይሮም
ERITREANS FOR FACILITATING NATIONAL DIALOGUE (EFND) Eritrean Global Solidarity (EGS) Our Unequivocal Support for the United Nations Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea Under difficult circumstances, the United Nations Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea labored hard and issued its correct
QUOTE OF THE MOMENT: We Eritreans have finally caught the evil dictator’s tail successfully closing our humanitarian case against his system; we must now swiftly close the political void by hammering his head through the hard working intellectuals’ Global Initiative GRASSROOTS movement to confidently and
ዋርሳይ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ተደናጊሩ ድዩ ወይስ ሰዲዑ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ብዘየገድስ፡ በብዝመሰሎ ንመበል 25 ዓመት ናይ ናጽነቱ መዓልቲ፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሩዋ ውዒሉ። ገለ ነቲ ቅድሚ 25 ዓመታት ዝነበረ ሕሱም እዋናት እናዘከረ ብናጽነት ሃገሩ ተሓጒሱ፡ ዘሊሉን ጨፊሩን። ገለ`ውን ነቲ 25 ናይ ናጽነት
ብገዛኢ ኪዳነ ጸሓይና ባናኣ የንጸባርቕ ኣሎ ሎሚ'ውን ኣርክብ ብርኪ ሊሎ ቀሪቡ ኢዩ ህግደፍ ክዕሎ ኣጆኻ ጎበዝ ሻምላኻ ኣልዕሎ ናብ ጀነቫ ኢዩ እቲ ንቕሎ። ኣርክብ ኣብቲ ናይ ህግደፍ ቀብሪ ብሕግን ስርዓትን ኣባይ ከነጽሪ ኣጆኻ ጎበዝ በዓል ውልዶ እግሪ ኣብ ከተማ ጀነቭ ዝለል ከም ነብሪ ስለቲ
እቶም ንመበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ንምብዓል ኢሎም ናብ ኤርትራ ከይዶም ዘሎዉ ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያን፡ በቲ ኣብ ዕለተ ሰንበት ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘጋጠመ ኩናት ዝመንቀሊኡ ፍርሕን ራዕድን ተዋሒጦም ትማሊ ሶኑይን ሎሚ ሰሉስን እግረይ ኣውጽእኒ ብዝዓይነቱ ኣገባብ፡ ካብ ሃገር ናይ መውጺኢ ፍቓድ (exit
https://vimeo.com/169860877
ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ድሕሪ ምውሃቦም ናብ ኤርትራ ዝበጽሑ 7 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንግስቲ ስዊዝ ናይ ዑቕባ ወርቓቕቶም ተሓዲጎም ከምዘለዉ ሓደ ናይ ስዊዘርላንድ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ካብ 2015 ኣትሒዞም ክሳብ ሕጂ ንመርዓ ወይ ድማ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ንኽሳተፉ ናብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከይዶም ኣስመራ ዝኣተዉ
https://www.youtube.com/watch?v=QPmF-gkEUww&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=9lmirJsACIo&feature=youtu.be
ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሰንኪ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣዕናዊ ፖሊስታቱ መዓልቲ መዓልቲ ናብ ስደት ዝውሕዝ ዘሎ ህዝብና እናወሰኸ ደኣ እምባር እንዳነከየ ይኸይድ ዘይምህላው ሓደ መርኣያ ናይ ምብትታን ተርእዮ ምዃኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። እዚ ንብዙሕ ናይ ህይወትን
https://www.youtube.com/watch?v=YNRxomXhf2k&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=1U6cc582QUU&feature=youtu.be
ክቡራትን ደለይቲ ለዉጥን ተቓለስትን ኤርትራውያን ከም ዝፍለጥ፡ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይርከቦ መስዋእቲ ተኸፊልዋ፡ ቅድሚ 25 ዓመት ዝተጉዋናጸፈት ሃገርና ኤርትራ፡ ነቲ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ መዝሚዞም፡ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ብዝሓኾሩ ‘መራሕቲ’፡ ተጠሊማ፡ እቶም ውልቀመለኽቲ ደቐይ ኢሉ ዝሓቖፎም ህዝቢ፡ ደም የንብዕዎ ኣለዉ። ነቲ ህዝቢ፡ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱ ምንፋጎም ከይኣክል፡ ሓርኮትኮት
እቲ ትማሊ 12 ሰነ ወጋሕታ ጀሚሩ ንምሸቱ ‘ውን ዝቐጸለ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝተኻየደ ብርቱዕ ውግእ ሎሚ 13 ሰነ ዝግ ኢሉ ኳ እንተሎ ብኽልቲኡ ወገን ከቢድ ምፍጣጥ ምህላዉ ምንጭታት ኣሰና ብኽልቲኡ ወገን ኣረጋጊጾም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምሉእ መዓልቲ ኣጽቂጡ ድሕሪ ምውዓል ኣማስይኡ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 18 ሰነ 2016 ካብ ሰዓት 3:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 7:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ
የማነ ፍሻለ ዑቕባ ግንባር ሓቲቱ፡ 12.06.16፡ ህበይሲ ምስ ድሕረ-ባይታኣ ኣዕብዩ ኣብ ዘርእያ መስተያት ምስ ትቐርብ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ናይ ባዕላ ምንቅስቓን ውቃበን እናረኣየት “ከምዚኣ ዓይነት እኪትን ክፍእትን ፍጥረትከ ኣላ ድያ” ኢላ’ያ ትዕዘም። ኮምሽን ምጽራይ ገበናት ከም ደብዛዝ መስትያት ንየማነ ህበይ ከፊላዊ ምስሉ ስለዘርኣየቶ፡ ንገዛእ መልክዑ እናጓነያ ካን ዓቢዱ። ኢድ ሸናሒት
https://www.youtube.com/watch?v=VsGYSeNSaqs&feature=youtu.be