ኤርትራ ዘይትርብርብ ኣደ 07/30/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) እዚ ኹሉ መሪሽኪ ንሰላሳ ዓመት ሕጂ’ውን ኣይከደን ኣይሃፈፈን ጥልመት ተሰካሚት ጋዶ ጽዕነት ዘይኸብዳ ኩሉሳዕ ማራቶን መገሻ ልማዳ ወዲ እንተወለድኪ ቃልሲ ትምህርዮ ጽባሕ ዝመጸኪ ስለ ትፈልጥዮ ጓል እንተደገምኪ ጅግና ዘይትሕመ ኣለኹልኩም ትብል ወያ ህጻን ጋመ ኤርትራ ሃገረይ ኣንቲ ፈራይት ላም ስለምንታይ ግና ትሕውሲ ጠላም? ኣብቲ ጻዕዳ እኽሊ ኣብቲ ስገም ስርናይ ለካ ስዓዕ ኣሎ ናይ