Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃይለ ገብረትንሳኤ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና! መልቀስ ንመምህር ተኸስተ ሃብተ ብዓል ዓዲ ያቕነ፡ መራጉዝ፡ ሰራየ!!!!! ወየ!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ወየ!!!!ኣነ!!!!!ወየ!!!!ኣነ!!!!ወየ!!!ኣነ!!! ለባም ናይ ለባማት መምህር መይቱ መምህር ተኸስተ ወረጃ! ሎሚ ሞይቱ ክስዕመካ ኸሎ ብኽልተ ምዕጉርቱ ኣንታ እዚ ሃገርና ብዙሕ ተዘሚቱ ንስኻ ዘይብሉስ!!! ዓለም!!ከንቱ መንቱ።   መምህር ሽምዓ!!መብራህቲ፡ ሃገርና ሊቅ!  ነርካ፡ ከም መጽሓፍ ብራና ወዲ እዞም ሓገግቲ፡ ለባማት፡ ዓደቦና መምህር ኣለኻ እናተባሃልካስ፡ ቀዲምካና ንስኻ ብቖጸራኻ፡ ንሕናን! ብገርህና።   ወየ!!!!!!!ወየ!!!!!!!ወየ!!!!!! መምህር ተኸስተ ወዲ

READ MORE

እነፍቅሮ ሓውናን ኣቦናን ኣቶ ልጃም መኮነን ከንቲባ ማህደር ኣብ መበል 84 ዕድሚኡ ብድንገት ዓሪፉ ከምዘሎ ብሓዘን እናገለጽና፣ ስነስርዓት ቀብሩ ሓሙስ 2 መጋቢት (March 2017) ኣብ ሽወደን ክፍጸም ስለዝኾነ፣ ኣቃብሩና ይብሉ ስድራቤት። ስነስርዓት ፍትሓት ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስተ ማርያም ኣካላ (Akalla) ካብ ሰዓት 11፣00 – 12፣00 ሓመድ ድበ

READ MORE

ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ዓብዱ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራ-ቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/02/Abdu-Omar-12022017.pdf"]

READ MORE

እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን  ከም ዝኾነ ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ። ኣድራሻ  Koeln, Zollstock Suedfriedhof.             Hoeninger Pl, 25,      

READ MORE

  ሓብናን ኣዴናን ዝኾነትወይዘሮ ሰማይነሽ ኣብርሃም ዓንደማሪያም ታሓሳስ 3, 2016 ብዝተጓነፋ ናይ ማኪና ሓደጋ ብድንገት ስለዝዓረፈት ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ብኸምዚ ዝስዕብ ክፍጸም እዩ። ናይ ፍትሓት ስነ-ስርዓት ታሕሳስ 10, 2016 ካብ ስዓት 11 ናይ ንጉሆ ክሳብ 12(ፍርቂ መዓልቲ) ኣብ 200 West Beardsley Road Phoenix AZ 85204 Memorial Park

READ MORE

እንፈትዎ ኣቦናን ሓውናን ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ፡ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕዱ): ብዝሓደሮ ሕማም ትማሊ ሰንበት 11/06/2016 ኣብ ኢንድያናፖሊስ ዓሪፉ። ናይ ሐዛንን ቀብርን ስነ ስርዓት ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ሓዘን ። ሰሉስ ረቡዕ ሓሙስ 11/8-11/2016 5-9 ድቀ: ዓርቢ 2-10 ድቀ ደብረገነት ኪዳነ-ምህረት ኦርቶዶክስያዊት ቤተ-ክርስትያን 230 W. Morris St. Indianapolis, IN46225 ፍትሓት፡ ቀዳም 11/12/2016 ካብ ሰዓት 1-3 ድቀ ደብረገነት

READ MORE

ሓውናን ብጻይናን ዝዀነ ዑስማን ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን መደበር ከሰላ ሎሚ ዕለት 26-09-2016 ዓ.ም. ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እስምዓና። ብጻይና ዑስማን ኣሕመድ ንነዊሕ እዋን ደኺመ ሓሚመ ከይበለ ኣብዚ መደበር ከሰላ ውጉኣት ሓርነት ብጽንዓትን ትዕግስትን ተኣማንነትን ከገልግል

READ MORE

ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ካብ ግዜ ሕማሙ  ኣትሒዝኩም  ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ሆስፒታል እናተመላለስኩም  ዝበጻሕኩሞ፡  ኣብ ዝዓረፈሉ ሰዓት ተኻፈልቲ ሓዘንና ዝኾንኩም ፡ ከምኡ’ውን ክሳብ ዓዲ ሞንጎቲ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን ኣብ ገዛ ብምምልላስን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ቴሌፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩምና

READ MORE