ህግደፍን ፈላላዪ ስልቱን! ብገዛኢ ኪዳነ ጸላእቲ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላለየ ተንኮላዊ ስልትታት ተጠቒሞም ንሓድነቱ ክፈታተንዎ ምጽናሖም ታሪኽ ይምህረና’ዩ። ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ውሽጢ ሕብረተስብ ኤርትራ ኣትዮም ንገሊኡ ብሽመት ንገሊኡን ገንዘብ እናዓደሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነንሕድሕዱ ከም ዝፈራራሕን ዝጣለምን ገይሮም ዕድመ ስልጣኖም ንምንዋሕ ዘይገበርዎ ርኹስ ተግባር ኣይነበረን። ኣብ
ህግደፍን ፈላላዪ ስልቱን! ብገዛኢ ኪዳነ ጸላእቲ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላለየ ተንኮላዊ ስልትታት ተጠቒሞም ንሓድነቱ ክፈታተንዎ ምጽናሖም ታሪኽ ይምህረና’ዩ። ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ውሽጢ ሕብረተስብ ኤርትራ ኣትዮም ንገሊኡ ብሽመት ንገሊኡን ገንዘብ እናዓደሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነንሕድሕዱ ከም ዝፈራራሕን ዝጣለምን ገይሮም ዕድመ ስልጣኖም ንምንዋሕ ዘይገበርዎ ርኹስ ተግባር ኣይነበረን። ኣብ
The last article invited few people to comment on the question of RECCONCILLATION and here is the collective input. Wedimahta: “The absence of reconciliation process right after independence has partly played a vital role to the regimes transformation into a total brutal dictatorship. A struggle for
The last two years, Eritreans have been involved in active demonstration against the dictator in the diaspora and even people inside Eritrean have been expressing their dissatisfaction through different means. And 2012 and 2013 have been unique in Eritrea and Eritreans in diaspora for active
ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ 22 ሓምለ፡እዚ ዝስዕብ ጥቕስታት ነልሰን ማንዴላ ኣስፊራ። ትምህርቲ ዓለም ክትቅየረሉ ትኽእል ሓያል መሳርሒ ኢዩ። ናጽነት ማለት ብመቑሕ ዘይምእሳር ዘይኮነስ ናይ ካልኦት ሓርነት ምሕላውን ምኽባርን ማለት ኢዩ። ስም ንኽትፈጥር ምስ ጸላኢኻ ሓቢርካ ምስራሕ ክትክእል ኣሎካ ሻቡ ሽርክነት ትምስርት። ንግዜ ብብልሒ ክንጥቀመሉ ክንክእል ኣሎና፡ቅኑዕ ነገር ክትሰርሓሉ ግዜ ወትሩ
http://www.youtube.com/watch?v=D4PdKoCSPSw&width=200&height=200
By Ashish Kumar Sen The Washington Times Sunday, July 21, 2013 Egypt’s lawless Sinai Peninsula is a living hell for thousands of refugees from sub-Saharan Africa who are being kidnapped and tortured by a network of rapacious human traffickers. Most of the refugees are Eritrean Christians; others are from
ብመጀመርያ ንኩሎም ደላይቲ ለውጥን ፍትሕን ሰላምታይ ይብጻሕኩም፡ ቀጺለ ኣኣብ ዘሎኹሞ ናይ ቓልሲ ባይታ ድማ ዓወት እንዳተመነኽልኩም መገዲ ፍትሒ ሒዝኩም ክብረትኩምን ክብረት ህዝብኩምን ንምምላስ ዝትበገሰኩም ኣገናዕ እብለኩም፤ ካብዚ ቀጽለ ድማ መዘኻኸሪ ርእይቶ ወይ ሓሳባት ምሃብ ነቶም ካብ ቓልሲ ርሒቖም ዘሎው መንእሰያት ሃገርና ግቡእ እመስለኒ። ዝሓለፈ ወለዶታት ኣብ
ደማሒን ማሕለኻታቱን! ሳልሳይ ክፋል፥ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም፡ ነዛ ወትሩ ዝሽቅጠላ፡ ኣፍ ብዙሓት ንምዕባስ ዘገልገለቶ ኣወናዋኒት ሓረግ፡ ማለት፥ ‘ዕላማና ኣውታርኪ (ርእስኻ ምኽኣል) እዩ!’ እትብል ስነ ሓሳብ ብምጉልባብ፡ ‘ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻን ዘሎ ጋግ ምጽባብን፡ ኣብ መንጎ ከተማን ገጠርን ዘሎ ፍልልይ ምምዕርራይን’ዩ ሓገራና (ትልምና፡ ውጥንና)!’ እኳ
ERITREA’S MISSING $1 BILLION There is over 1 billion dollar missing from the revenue of the Bisha gold mine since 2011. Where did all that money go? Who is managing the nations finance and how? It is public finance but it seems it’s on the hands
ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ሰባት እዩ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ዘምጽእ። ቀንዲ ምንጪ ፍልጠት ድማ ትምህርቲ ኢዩ። ናይ መጀመርያን መወዳእታን ደረት ፍልጠት ግን ኣይኮነን። ንከባቢኻን ሕብረተሰብካን ብግቡእ እንተንቢብካዮ ርእሱ ዝኸኣለ ዓቢይ መጽሓፍ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወት እዉን መስተዉዓሊ፣ ንፉዕ ሰማዒን ትኩር ጠማትን ብምዃን ንህይወትካ ብኣወንታ ዘማእዝንን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Eritrea_attempts.pdf"]
ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ - 7ይን መወዳእታን ብዛዕባ ጽቡቕ ምዝራብ ዕላል ኢዩ። ብዛዕባ ሕማቕ ምዝራብ ግን ትምህርቲ ኢዩ። ኣብዚ ናይ 30 ዓመታት ቃልሲ ዘማዕበልናዮ ነቲ ሓቂ ከይንፈልጥ ጎልቢቡ ሒዙና ዘሎ ኣተሓሳስባታታት ኣሎ። ሓደ ካብኡ ከኣ እቲ መበገሲ (Motive) ናይ ምግዳልና ኢዩ። መበገሲ ናይ ቃልስኻ ወይ
TOMAS: “ERITREAN SOLUTIONS FOR ERITREAN PROBLEMS”… DO MORE HARM TO THE CAUSE THAN GOOD ______________________________ For the last two decades Eritreans seem desperate failing to build a “New Eritrea“after waging their blood to their “miraculous independence”. The most significant value of the struggle: “Everything is possible; nothing
ካልኣይ ዳግመ-ርኽክብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ሓምለ 12/ 2013 ክሳብ ሓምለ 14/2013፡ ካልኣይ ዳግመ-ርኽክብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣትላንታ(ጆርጂያ) ብዓወት ተዛዚሙ። መሰረታ ዊ ዕላማታት ዳግመ-ርኽክብ ተ.ሓ.ኤ.፡ ናይ ሓባር ተመኩሮ ንምዝካርን ንምኽባርን፡ ተመኩሮታት ንምምዛን ፡ ሓበራዊ ማሕበራውን ባህላውን ርብሓታት ንምዕቃብን ንምምዕባልን ኢዩ። ነዚ ሽቶታት`ዚ ንምዕዋት፡
ቀዳማይ ክፋል ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቓልሲ የዓውታ’ዶ? ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተው ዓመታት ውድብ ምስራሕ ከም ተራ ዱኳን ተቖጺሩ ውድባት ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ክንጫጭሓን ብዘይ ገለ ገደብ ክባዛሓን ኣባይታ ዝረኣናዮን ዘሎን ዝተጨበጠ ሓቂ ኢዩ፡፡ምርባሕ ውድባት ትርጉም የብሉን ክብሉ ዝጸንሑ ከይተረፉ ውድብ ክሰርሑን ክፍንጥሑን
Cairo, Egypt - When Mohamed Ahmed Mohamed first started receiving calls on his mobile phone from an unknown number telling him to leave Egypt, he ignored them. But when the threats against the Sudanese asylum-seeker increased and he began to receive emails and Facebook posts with the
The International Management Development Association (IMDA) in the TWENTY SECOND WORLD BUSINESS CONGRESS, which was held in National Taipei University in Taipei, Republic of China (Taiwan) from June 25-29, 2013 has awarded the Research Fellow to Desalegn Abraha Gebrekidan in recognition of research contributions and
ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን ሕቶን ርእይቶን ብምቕራብ “ዘይውዳእ ኣገልግሎት ጥራይ መኣስ ኮይኑ ስለምንታይ ከ
ኣነ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ዓሰብ ደንከል ምኻደይ፡ ውሳኔ ኣ.ኣበባ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ስለዘይሓለወ ምቅዋመይ፡ ርኢቶ ምሃበይ፡አለፍቲ ሓለፍ ስጉምቲ ምውሳደይ፡ ይኾርዓሉ እምበር፡ ኣይጭነቐሉን ኢየ ንታሪኽ ይኸውን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Bitew2.pdf"]
For any movement to succeed in its mission, it needs to stay one step ahead of its opponent; it needs to identify, develop, prioritize and execute strategic tactics of resistance based on full understanding of the situation, the barriers and opportunities. Despite the fact that
The Sinai peninsula is becoming Hell on earth to the Eritrean Migrants & refugees, In addition Israel and Egypt imprison those who escaped the terrible ordeal who already faced a trauma in the hands of the Arab bedouins in the Sinai,who inturn kidnapped these victms
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር-- ዞባ ሱዳን ኣገዳሲ መግለጺ ናብ ተቓለስቲ መንእሰያት:- ኣብ መንጎ ሃገራዊ ጉዳይና ካብ ልክዕ ንላዕሊ ኣብ ዝተሓላለኸ ልዑል ደረጃ በጺሕሉ ዘሎ ህሞት: ማእከልነት ሱዳን ካብ 02-05 ሓምለ 2013 ኣኼባ ኣካይድና:: መሪሕነት ዞባ ሱዳን ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት በዲህናን ክሳብ ዲሞክራስያዊ ለውጢ
17 July, 2013 Eritrea (MNN/ODM) ― Open Doors USA recently learned about the death of another Christian in an Eritrean prison. Yosief Kebedom Gelai, a recently converted single Christian, died in Medefera July 5. Sources told Open Doors that Yosief, 41, had been sick for a long time,
By Maya Paley and Stephen Slater Open letter to Michael Oren, Israel’s ambassador to the United States We are deeply concerned that Israel is about to return Eritrean asylum seekers before allowing for an appropriate refugee status determination process to take place. According to those detained in the
By Louis Charbonneau UNITED NATIONS (Reuters) - Eritrea is undermining stability in conflict-ravaged Somalia by paying political agents and a warlord linked to Islamist militants to influence the Mogadishu government, U.N. sanctions experts said in a confidential report. The Eritrean government has long denied playing any negative
ክሳብ 2006 ከባቢ እቲ ብተቓወምቲ ዝካየድ ዝነበረ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ድልዱልን ንመንግስቲ ዘስግእነ ኔሩ እንተኾነ እናተዳኸመ ከደ። ኣብ 2006-2007 ግን መራሕቲ ተቓውሞ ነቲ ሰራዊቶም ኪዱ በሉ ስራሕ ድለዩ ክንደልየኩም ከለና ክንጽውዓኩም ኢና ኢሎም ኣፋንዮሞም። ስለምንታይ? ገንዘብ ስለዝስኣኑሎም ድዩ? ብድሕረዚ ድማ ኣብ
http://www.youtube.com/watch?v=yg3alS-gDaU&width=200&height=200
ሕጻን ይውለድ፡ ብናይ ሓገዝ ወለዱ ብጽቡቅ ቶኾስኩሱ ዪዓቢ፡ እቲ ሰናይ ድሌት ወለዲ ሰናይ ግብሮምን ሓልዮቶምን ምስ ዝህልዎ ጥራሕ እዩ … ወዶም ሰብ ዝበጽሖ ክበጽሕ እንተ ነፊዑ …ኣብ ዓለም መርኣያ ኣብነት ኮይኑ ዘይሃስስ ታሪኽ ዝገብር። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/George.pdf"]
ኣብዚ እዋን ሓጋይ፡ ገለ ካብቶም ህቡባት ደረፍቲ ሃገርና፡ ዜነብ በሽር፡ ዳዊት ተኽለሰንበት (ዳዊት ሽላን)፡ መለኪን ኣቶንበን ዮውሃንስ ትካቦን ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ መጺኦም፡ ንደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ብምዝንጋዕን ብምልሃይን፡ እቲ ስርዓት ሞራላዊ፡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ደገፍ ከም ዝረክብ ይገብሩ ኣለዉ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/PFDJ_singers.pdf"]
By Fetsum Abraham I believe this article articulates the issue of RECONCILLATION in Eritrea from the perspectives of the young and the old. Can an important social agenda in one generation expire without a solution in terms of a new generation’s priorities? Has the significance of
PRESS RELEASE Human Rights Watch (Washington DC) Israeli authorities are using new procedures to pressure at least 1,400 Eritrean and Sudanese asylum seekers, some detained for over a year, to return to their countries, Human Rights Watch said. Under international law, asylum seekers should be detained only
(Reuters) - Israel has launched a forced repatriation of Eritrean migrants that amounts to a grave violation of their human rights because of the risk of persecution in their reclusive homeland, an advocacy group said on Monday. Israeli authorities have been trying to curb an influx of Africans
http://www.youtube.com/watch?v=VwQi-spMMZA&width=200&height=200
ደማሒን ማሕለኻታቱን! ካልኣይ ክፋል፥ ቀዳማይ ማሕለኻ ደማሒ (መላኺ)፥ ንኹሉ ድኻ ይኹን ሃብታም ኤርትራዊ ብኩፖን ምቁጽጻር’ዩ። በዚ መሰረት ከኣ ሃብታምን ድኻን ከይፈለየ፡ ንኹሉ ኩፖን ብምዕዳል፡ ነቲ ቅድሚ ናጽነት ኣብ በረኻታት ሳሕል ኮይኑ፡ በታ ሽዑ ልክዕ ከምቲ ዓዃይ ነቲ ኣብ ሰርቢ ደበና ዘሎ ዝናብ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ፡ ኤርትራውያንውን ናጽነት ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ከም ዝነበረት፡ ብሃረርታ እንጽበያ ዝነበርና
This information comes from sources with direct contact with people living in Eritrea. It gives a unique picture of life under a regime that tolerates no independent media coverage – national or international. Note: the unofficial exchange rate is 70 – 75 Nakfa to the
ናይ ሓዘን መግለጺ ካብ ሚሲሳጋ ንነብሲሔር ሰሚራ ፍቃዱ 07/11/2013 ሰሚራ ማርያም ሚሲሳጋ እዝጊ ዝሓረያ ብኣጋ ለዋህ ኣደ ፈታው ዓጽመስጋ ማሲናወ፣ ብሕማም ኣሪጋ ኔራ ሰሚዐ'ወ ዓጽሚ ብዘይስጋ ኣምላኽ ኣንቢሩላ ናቱ ጸጋ ንበይና ጼራቶ ነቲ ዋጋ፣ ኣምላኽ ይቐበላ ላዕላይ ሰማይ መቓብርኪ ይፈልፍሎ 'ቲ ማይ ራሕሲ ግደፍልና ስኒት ሰናይ ጽንዓት ይሃብ ንስድራኺ ጽንዓት ይሃብ ንፈተውትኺ ኣብ ጽርሃ ኣርያም ኣምላኽ ይቐበልኪ፣ ከይደ ከይበልክና ካብ
ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክሰርሑ ዝጸንሑ ልዑል ብቕዓት ዘለዎም ኣርባዕተ ምኩራት ናይ ኣየር ተክኒሻናት ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ እስራኤል ዑቕባ ሓቲቶም። እዞም ካብ 9 ክሳብ 20 ዓመታት ኣብ መንገዲ ኣየር ከገልግሉ ዝጸንሑ ስርዓት ህግደፍ ንዝለዓለ ትምህርቲ ናብ እስራኤል ዝለኣኾም ካብ ዕለት 31 ግንቦት ክሳብ 4 ሓምለ ብ
ምዕጻው ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ፡መኸተምታ ሓደ ምዕራፍ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኤርትራ ኖርወይን ከምዝኾነ ምንጭታት ገሊጾም።ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኖርወይን ኤርትራን ቅድሚ 20 ዓመት ተመስሪቱ።እንተኾነ ኣብ 70ታትን 80ታትን ህዝባዊ ግንባር ካብ መንግስቲ ኖርወይ ዝተፈላለየ ሓገዛት ይምጠወሉ ከምዝነበረ ሰነዳት የመልክቱ። ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ ጥዕና፡ትምህርቲ፡ ምዕቃብ ኣካባብ ሕርሻን
ተቐማጦ ኣስመራ ብምቁራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ ከቢድ ጸገም የጋጥሞም ከምዘሎ ካብታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ሳሕቲ ዝቐርብ ኣገልግሎት ኤለትሪክ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰዓት ስለዘይጸንሕ እኽሊ ንምጥሓን መስርዕ ተጸቢኻ ከምዘይሰልጥን እቶም ብኤለትሪክ መጎጎ ዝገልገሉ ዝነበሩ ድማ ኣብቲ ብዕንጸይቲ ዝግልገል መጎጎ ንኽጥቀሙ መስርዕ ክገብሩ ከምዝግደዱ ተፈሊጡ። ብሰንኪዚ