Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ክልተ ኣገደስቲ ካብ ደልይቲ ፍትሒ ክዉሰድ ዝግበኦ ስጉምቲ

  1'   ኤዉሮፓ ሕብረት ንህገደፍ ዚገበሮ ዘሎ ምድንጋጽ እዚ መግለጺ ዘድልዮ ዘይኮነ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረእይ ዘሎ ሲደት ኤርትራዉያን ቀንዲ ዋንኡ ህገደፍ ክነሱ ኤዉሮጳ ሕብረት በየናይ ሞራል እዩ ምስ ህገደፍ ኪደናገጽ ዝገርም እዩ እቲ ዝገርም ከም ደለይቲ ፍትሒ ዋላሓንቲ ስጉምቲ

 

1′   ኤዉሮፓ ሕብረት ንህገደፍ ዚገበሮ ዘሎ ምድንጋጽ

እዚ መግለጺ ዘድልዮ ዘይኮነ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረእይ ዘሎ ሲደት ኤርትራዉያን

ቀንዲ ዋንኡ ህገደፍ ክነሱ ኤዉሮጳ ሕብረት በየናይ ሞራል እዩ ምስ ህገደፍ ኪደናገጽ

ዝገርም እዩ

እቲ ዝገርም ከም ደለይቲ ፍትሒ ዋላሓንቲ ስጉምቲ ዘይምዉሳድና ኢዩ ብሕልፊ

እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለና ኤርትራዉያን ከሙኡ ድማ እዘን ወከልቲ ሕዝቢ

ዝብሃላ ዉድባትን ማሕበራት—-ወዘተ

 

2′ ኣብ ሱዳን ንነዊሕ ግዜ ከም ደለይቲ ፍትሒ ኮይኖም ክቃለሱ ዝጸንሑ ደቂ ህዝቢ

ሓዉ ሑሴን ከሊፋን ከሙኡዉን ሓዉ ዓብደላ ሳልሕ ሓምዳይ ተኣሲሮም ኣለዉ

ኣዚ ዉን ሰሚዕና ሱቕ ዲና ኪንብል

እዚ ክንዲዚን ዚኣመሰለ ዓመጽ ክንቃለስ ወይ ድማ ድምጺ ክንኮኖም እንተዘይኪኢልና

ኣበይ ኣሎ እቲ ቃልሲ

ኣበይ ኣለዋ ዉድባትና ኣበይ ኣለዋ ማሕበራትና ነዚ ዘይመርሓ ዘይግደሳን

 

ናይ እዚ ኩሉ ግብረ መልሲ እንተወሓደ ሰላማዊ ሰልፊ እዩ ዝግባእ

ናይ እዚ ኩሉ ግብረ መልሲ እቶም ተወዲብና ዘለና ንዉድባትና ክንሓትት ይግባእ

 

ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ

ካብ ግዱስ ደላይ ፍትሒ

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde February 10, 2016

    The tyrant is testing us.This is his way to prove the world what we are all about.The one thing that terrifies him is the insurgency of ELF, he is driving the last nail in the coffin,so he thinks.

  • Yiakel February 10, 2016

    ዘየታሐድር ኣየማሲ

    why can’t you please give up and let the poor Eritrean people try themselves to deal with the dictator by their way. That I don`t understand for this movement is everybody waits things and the problem to go away by itself. Way are you complaining Europa? They gave you enough time to move forward but now they release you are just cowards “great talkers little doers. No action at all as you know” action talks more than words” we are not getting Eritrea by words. As we all now if your policy is depending av talk then automatically your expectation is help from white people. of course they chose him, he show them he is better, he even can kill anyone he want by distance. He is doing his jobb your words never stop him. He knows he have experience words can’t lead him to anywhere. ንዘይትሕግዝዎም አይትደፋፍእዎም
    አብዝኸድና ዮ እሾኽ እንዳዘርኣልና
    ኣብ ንፈልጦ ዐድና እሾኽ ክንዘርአሉ አይክአልናን
    እንታይ ድአ ለምለም ገዲፍናሉ ንሀድም
    በጃኹም ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ሕማም ኣይትወስኽዎ
    ዝገብር ነዲኡ ነይነግር

POST A COMMENT