The Obama victory has proved to the world that an American election is more than choosing personalities. It is a mass assertion of the people’s right to choose and dismiss their head of state. After they voted twice for Bush and Dick Cheney who lead them into unpopular war in Iraq they came out in large numbers to vote for the person they believe is going to bring change.
ኣየ ‘ወ እዛ ብሌን-ዓይኒ
ካቡኡ ናቡኡ ኸኣ፡ ንኤርትራውያን ኣሻቒሉ ኣብ ዘሎ ኣርእስቲ ኣትየ ክጽሕፍ እንከለኹ፡ ነቲ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገብሮ ጉዕዞን፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ቺፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፋን ቤንጃንኩዝ፡ ብዕለት 12/10/2008 ዝሃቦ መደረ ምርኩስ ብምግባር፡ ንዘለኒ ሓቤሬታ ንምክፋልን፡ ኣብ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ኩነታት ናይ’ቲ ከባቢ ኣመልኪተ ጹሑፈይ ከቕርብ እንከለኹ፡ ከም ቀንዲ ሕመረት ናይ’ዚ ጹሑፍ ከኣ፡ ነቲ ቃል ብቓሉ፡ “መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና፡ ምቕንጣጥ ኢዩ!!!” ክብል፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ቺፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ቤንጃንኩዝ ኣብ ዝሃቦ ቃል እምነ መሰረት ብምንባር ኢየ።
ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሃገራዊ ባይቶ፡ ነጻ መራኸቢ ብዙሓን፡ ስርዓተ ሕግን ቅዋማዊ ስርዓትን ዝጽይኑሉ እንኮ ምኽንያት እንተልዩ፡ ሽፍትነትን ውዲትን ኣብ ቅድሚ ‘ቶም ናይ ተሓታትነትን ግልጽናን መድረኻት ዝኾኑ ዲሞክራስያዊ ትካላት ኣሳልጦ ክረክብ ዕድል ስለዘይብሉ እዩ።
ፓትርያርክ ህግደፍ ኣባ ዲዮስቁሮስ ኣብ መውዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ እንተ ኮይኑሎምውን ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብሩ ብመንግሥቲ ህግደፍ ተኣዚዞም ኣለዉ;
We call on EDA, all its member organisations and other players in the region to refrain from such use of force, which could easily escalate out of control in this volatile region.
ብምቕጻል በል እሞ ዕላል ካብ ኣንዋሓናስ ካብዛ ኣብዚ ፊትና ክዮስክ ሽጋራ ከምጽእ ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለናዮስ ሽጋራ 1.50 ናቕፋ እዩ በልኮዎ ንሱ ‘ውን ሕራይ በል ግና ኣብ ካልእ ኣይትኺድ ናብታ ኣብታ ፊትና ዘላ ደኣ ይሕሸካ ኣብኡ ከለኻ ኸኣ እቲ ኣብኡ ዝጸንሓካ ሰብ ክትሪኦ መኣታን ይብለኒ።
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ማእሰርቲ የሕቅቖም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ጀጋኑ ሓደ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ እዩ። ቢተወደድ ኣብርሃ ንውልቀመላኽነት ኢሳይያስ ብኣግኡ ስለዝተቓወመ ንልዕሊ 17 ዓመት ዓመታት ኣብ ቤትማእሰርቲ ይሓቅቕ ኣሎ። ነዚ ጸሓይ ናጽነት ኣምጺኡ ጸሃይ ንጽነት ዘይረኣየ መትከላዊ ተጋዳላይ ስርዓት ህግደፍ ክርሳዕ እዩ ዝደልዮ፡ ንሕና ግን ወትሩ ክንዝክሮ ይግባእ።
Ermias Debessai and Senait Debessai were peacefully living in Asmara like everyone else when they were picked up the security services in the middle of the night from their home. That was November 15, 2003 and their whereabouts is unknown, they have not been charged or sentenced, nor have they been seen by anyone.