Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጎደና ሓርነት ኣስመራ

Enoughነቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝተኸስተ ህዝባዊ ማዕበል ክካታተል እንከለኹ፡ ሓደ ካብቲ ዝገርመኒ ነጥቢ እንተሃልዩ፡ ኩለን እዘን ካብ መግዛእቲ ነጻ ዝወጻ ዓዲ ጭቁናት፡ ጎደና ሓርነት ዝሽሙ ጽርጊያ ከምዘለወን ምፍላጠይ’ዩ።

ምዕራፍ ኣርባዕተ

 ከም’ቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዝገለጽክዎ ናብ’ቲ ስኑድ መዛግብቲ ባዕሉ ንኽዛረብ ኣቐዲመ ገለ ክብል ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽካየድ ዘአንገደቶ ዋዕላ ቅድሚ ምወላ ምክያዳ ካብ 1991 ዝሓለፈቶ ናይ በይና ናይ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ምቁጽጻር ሹኩ-ሹኳ መድርኽ ነይሩ ኢዩ

Is

ኣብ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ መስርሕ ቃልሱ ንናቱ ስልጣን እምበር ንጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ቀዳምነት ይህቦ ከምዘይነበረ ሓቢረ ነይረ፡፡ ካብዚ ድርኺት’ዚ ነቒሉ ሓደ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዚመስረተ ‘ውን ተኸታቲልና፡፡ ኣብ 1977 ዓ.ም. ድማ ሓቅን ፈጠራን ደባሊቑ ነቲ ናይ ሰልፊን ናይ ውድብን ዝሰመዮ ጉባኤታቱ ከምዘካየዶ ርኢና፡፡

isuእቲ ናይ ሽዑ ምኽትል ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ኣብ ምብራቕ ጀርመን ብመንገዲ መራሕቲ ምብራቕ ጀርመን ኤሪክ ሆኒከር . . . ዘካየዶ ዝርርብ ናይቲ ምሉእ ትሕዝቶ ጽሟቕ መግለጺ ኸኣ እዚ ዝስዕብ ነበረ፦

ካብ ህጹጽ ጉባኤ ናይ መስከረም 2007 ንነጀው ዝቐረቡ ጸብጻብ ስርሓትን ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሰልፍን  ብጉባኤ ምስጸደቐ፡ ጉባኤ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ሰለፊ ምምሕያሽ ጌሩ።

ኪዳንኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና።…..    (ሰናይ ንባብ)

ኪዳንኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)