ኣብ ከባቢ ዳህላክ ኣብ ዝርከባ ክልተ ዴሴታት ኤርትራ፡ ዝኾነ ኤርትራዊ ዘይብሎም ብዝሒ ዘለዎም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዓስኪሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቶም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንመዓልታዊ ጠለባቶም ዘድሊ ምሉእ ዕጥቅን ስንቅን ኩሉ ካብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ ከምዝመጽኦም፡ ኣብ ዙርያ ናይተን ንሳቶም ዓስኪሮምለን ዘለዉ ደሴታት ብቐጻሊ
ኣብ ከባቢ ዳህላክ ኣብ ዝርከባ ክልተ ዴሴታት ኤርትራ፡ ዝኾነ ኤርትራዊ ዘይብሎም ብዝሒ ዘለዎም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዓስኪሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቶም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንመዓልታዊ ጠለባቶም ዘድሊ ምሉእ ዕጥቅን ስንቅን ኩሉ ካብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ ከምዝመጽኦም፡ ኣብ ዙርያ ናይተን ንሳቶም ዓስኪሮምለን ዘለዉ ደሴታት ብቐጻሊ
እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ካብ ዝጅምር ናብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ግዜ ዝተመላለሰ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ንምግባር ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ጎንደር ከምዝኣተወ ቴለቭዝን ኢትዮጵያ ብቀጥታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣጋጣሚ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ሰበስልጣን ናይቲ ክልልን ኣብ
The story of Joe Neguse’s family begins in war-torn Eritrea. On Tuesday night, it came of age in the US state of Colorado. The 34-year-old Democrat made history in the Nov. 6 midterm elections by becoming the first black congressman to be elected in the western
ኣገዳሲ ዛዕባ፥ ብፍላይ ኤርትራውያን መናእሰይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ነዚ ጉዳይ ብልዑል ምስትውዓል ፣ ብትኹረት ክትሪኡዎ እላበወኩም ፤ መንእሰይ ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ ብልዑል ትኹረት ክሪኦ እላቦ፤
https://www.youtube.com/watch?v=C5-2sZhXLkA&feature=youtu.be
ሃገርና፡ ብናህሪን ቀጻልን ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ይወርዳ ኣሎ። ኤርትራዊ ሓበንን ንያትን ብሕሱም ክዳሃኽ ስለዝጸንሐን ዘሎን፡ ዜጋታታ ነታ ናይ ኣማኢት ኣሻሓት ከፊሉ ናጽነታ ዝተጋገጸላ ሃገሩ ራሕሪሑ ኣብ ምብትታትን ይርከብ። ኤርትራ፡ ብዘይ ህዝባ፡ ህዝባ ብዘይ ሃገረ ኤርትራ ክብራዊ መንነት ክህልዎም ኣይክእልን። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ ውጽኢት ናይ ነዊሕ ዓመታት እከይ
ቁጠባዊ ውህደትን ምትእስሳርን ኣብ ሞንጎ ዘይማጣጠና መሻርኽቲን ማሕበረ-ቁጠባዊ ሳዕቤናቱን፡ ቁጠባዊ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን ኣብ ቀጻልነት ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገር ዝህልዎ ጽልዋን ማዓልቲ፡ ቀዳም 10 ሕዳር 2018 ሳዓት፡ 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብናይ ኒው ዮርክ ኣቖጻጽራ ቦታ፡ ኤርትራዊ ሕድሪ ጀጋኑና ወግዓዊ ናይ ፓልቶክ ገዛ ኣቕራቢ፡ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) Public Seminar on: Economic Integration
https://www.youtube.com/watch?v=1yhFggHqwGg&feature=youtu.be
My condolences to my Eritrean brothers, and sisters, you expected substantive message, from the arranged PIA interview. It was painful to listen to PIA interview. But it is nothing new. You can go back 10-20 years back, and you hear the same empty spins. He
https://www.youtube.com/watch?v=YAYzmKUcaeA&feature=youtu.be
Lord Alf Dubs will this morning join child refugees to deliver a petition to 10 Downing Street, calling on the Prime Minister to honour the legacy of the Kindertransport by committing to give 10,000 refugee children safe passage to the UK over 10 years. The petition
Based on a request for an urgent appeal, filed on 12 October 2018, ELS has just secured the grant of Provisional Measures, delivered by the African Commission on Human and Peoples’ Rights. The Provisional Measures, set out below, are related to the plight of Mr.
ኩሉ ዕድመ ኣለዎ ዓድታት ኤርትራኸ? ሕዳር 03/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) “ቦ ግዜ ለ ኩሉ” ካህናት ከምዝብልዎ ማለት ካብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ንጉስ ሰለሙን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ዝብል ኢዩ ዝኸውን፡ ትኽክል ዝዀነ ጥቕሲ ኢዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ንኹሉ ዕድመ ኣለዎ’ውን ክንብል ንኽእል ኢና ማለት’ዩ። ቀሊል መረዳእታ እኽሊ ግዜኡ ከይኣኸለ ዝዝራእ ዝበቍል ዝስውት ብጺሑ ዝዕጸድ
https://www.youtube.com/watch?v=7MV9z3_NHW8
ኣማኑኤል ሳህለ ''ተጋዲልና ኢና፡ ይኣኽለና''፡ ዚብል ኣዘራርባ፡ ነቲ ተጋዲለ እየ ዚብል ሰብ ብብዙሕ መገዲ ክብሩ ከውርደሉ ይኽእል እዩ፡ ከመይሲ ምግዳል ወይ ምቅላስ፡ ባህርይ እምበር ብሰብ ዚውሃብ መጸውዒ ወይ ሽመት ወይ መዓርግ ኣይኮነን። ባህርይ ድማ ኣብ ሓደ መድረኽ ዚፍጠር፡ ኣብ ካልእ መድረኽ ድማ ዚጠፍእ ኪኸውን ኣይግባእን። ከምኡ
ኣብዚ ቕንያት ካብቲ ዓማጺ ሥርዓት ኣሥመራ ተላኢኾም ዝመጹ ክልተ ጳጳሳት፡ በቲ ክሕልፍዎን ክገብርዎን ዝቀነዩ ውዱቅ ፕሮፖጋንዳ ንብዙሓት ደቂ ቤተ-ክርስቲያን ኣጉሂዎም ዝቐነየ ዓብይ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ምኽንያቱ ንተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን፡ ወኪልና ኢና መጺና እናበሉ፡ መሳርሒ ናይቲ ሑሱር ሥርዓት ኮይኖም ምርካቦም፡ ንቤተ-ክርስቲያና ምስ ክብራን ዕቤታን ዘይከይድ ኣነዋሪ ኮይኑ
An Eritrean scholar and a Catholic priest, Aba Teklemichael Tewelde, urges the Eritrean government to take its people’s needs into consideration by bringing about fundamental change which he claims is way overdue and that can no longer be deferred, in an annual religious ceremony in October
https://www.youtube.com/watch?v=D3p502yh1PY&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=A6ik_1SyQWc&feature=youtu.be
Where were they all this time? Abei nerom kissab Hiji? Prof. Araya Debessay An out of place Statement The first time I heard a comment such as the above, was when a group of senior Eritrean leaders, known as G-15, stood up against the dictatorial conduct of President
ህዝበይ ኣይንጥለም ሰማእታት፡ ኣይነግድዕ ሓርበኛ ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ሃገር እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ንግደት ቅዱስ ሚካኤል ሰገነይቲ ዝወዓልኩም ኣመንቲ ክርስትና፣ ኣባ ተኽለብርሃንን ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀን፡ ኣሰር ተበዓት ጉጅለ 15፡ ቢተወደድ ኣብርሃ፡ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ወዲ-ዓልን ሓጂ ሙሳን ብምኽታል፡ ድሕነት ሂወቶም ከየገደሶም ድምጽኻ፡ ድምጺ’ቲ ውጽዕ ህዝቦም ኣብ
ንሳቶምሲ ሃይማኖት መጋበሪ ዓለማዊ-ረብሓ’ዩ ዝመስሎም-!! ከይሞተ ዝጸንሐን ከይደቀሰ ዘምሰየን፥ እቲ ብዙሕ ይርኢ እቲ ከኣ ብዙሕ ይሰምዕ ከም-ዝበሃል። ኣብዚ እዋን’ዚ ሕዝብና’ውን፥ ብዙሕ ይርኢ ብዙሕ’ውን ይሰምዕ ኣሎ። ማለት እቲ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ኣባ-ቄርሎስን ኣባ-ሉቃስን፥ ንሃገረ-ኤውሮጳ ዝገብሩዎ ዘለዉ ዑደት ተኸቲሉ ዝበሃል ዘሎ ኩሉ፥ ንሕዝብና ብብዙሕ ዘዛርቦ ኣርእስቲ ኮይኑ ተረኺቡ ምህላዉ፥ ዘይፈልጥ
This paper provides an outline of the proposal to launch Assenna Television (ATV) by Assenna Foundation Ltd (UK). The proposal, which is a significant milestone for Assenna Foundation’s (AF) since its inception in 2007, has been instigated by grassroot movements of Radio Assenna listeners and
https://www.youtube.com/watch?v=jHYAUrtM4aU&feature=youtu.be
As we all know, about 65,000 our Eritrean Brothers and sisters sacrificed their life for the libertarian of Eritrea, and thousands became handicaps. After the liberation of Eritrea, about 19,000 Warsaye has to sacrifice to defend Eritrea from the questionable border war with Ethiopia. Why
ኣብ ኤርትራ ይእወ’ሎ፡ ህይወትን ሃገርን ዘድሕን ይድለ’ሎ “ብዘይ ሃገር ክብረት የለን፡ ብዕራይ ዘይብሉ ሰብ ሓሓሊፉ ይዕሰብ” ክብሃል እንከሎ፡ ኣብ ውሽጡ ረዚን ትርጉም ዝሓዘለ እምበር ከም ተራ ዘረባ ዝውሰድ ኣይኮነን። ሓረስታይ ጽምዲ ብዕራይ ዘይብሉ እንተኾይኑ፡ ኣብ እዋል ትኸል ንቀል ግራቱ ክሓርስን ኣብ ቀውዒ ምህርቲ ክሓፍስን ኣይክእልን’ዩ። ብሓጺሩ
https://www.youtube.com/watch?v=h-Z-uXvkoEA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=_wjillr1mHc&feature=youtu.be
Despite strong GDP growth over the last ten years, Africa has failed to generate economic opportunities for its young population – and that spells trouble for a sustainable future. It’s a key finding of the 2018 Ibrahim Index of African Governance (IIAG), released Monday by
PARIS — French President Emmanuel Macron has expressed support for Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed’s ambitious reforms and diplomatic peace efforts. The 42-year-old African leader was on a working visit Monday to France in his first trip to Europe since taking office in April. In a joint
ኣማኑኤል ሳህለ ጥልመት ናይ ወድሰብ ጥንታውን ደመነፍሳውን ባህርይ እዩ። ክውዕየካ ብማንካ፡ ክዝሕለካ ብኢድካ እተባህለ እኮ ናይ ወድሰብ ጥልመታዊ ባህርያት ንምግላጽ እዩ። ወድሰብ ዘዋጽኦ ንምግባር ድሕር ስለ ዘይብል፡ ንሓዉ ኣይገድፍ፡ ንኣዲኡ ኣይገድፍ፡ ንዓዱ ኣይገድፍ፡ ንህዝቡ ኣይገድፍ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ጠላሚ እዩ። ጥልመት ካብቶም ስሕት ኢሎም በጭቕ ዚብሉዎ ግን
https://www.youtube.com/watch?v=DNCkCZ_IEzs&feature=youtu.be
“ሲሮጡ የታጠቁት ሲሮጡ ይፈታል” እንዳይሆንብህ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር ኣቢይ ስለ ኤርትራው ጉዳይ ኣስብበት!!! የማክበር ሰላምታየን ብማስቀደም፣ብህይወትህ ሰላምና ጤና፡ባለህ ከፍተኛ የስራ ሃላፊነትም የተቃና እንዲሆንልህ ልባዊ ምኞቴን ልገልጽልህ እወዳለሁ።
https://www.youtube.com/watch?v=YRhRTzmKghk&feature=youtu.be
NEW YORK (24 October 2018) – Eritrea’s recent peace deal with Ethiopia is positive for bilateral relations and the region, but much remains to be done on human rights and allowing full participation in rebuilding the country, a UN human rights expert said today. “The Eritrean
26.10.2018 ጉድ ረኺብና እብለኩም። ሎሚ’ውን ነቲ ናይ’ታ እናኣድነቕናያ “ይንበረልና” ክትብል ኣድንቖትና ዝሰበረት ድምጻዊት ጓል መለስ ብዘድምቕ፡ ዕድመ ግዜያዊ ፕረሲደንት ክንዲ ማቱሳላ ክምጠጠሉ ፈጣሪኡ ዝምሕጸን ዜማ ሰማዕናልኩም። ድምጻ ዊ ተኽለ ክፍለማሪያም ወዲ ትኹል ነዊሕ ተወሺቡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣፉ ክኸፍት ተገዲዱ ግዲ “ማዕበል ሰላም” ክብል’ ዩ ንሰማዕቱን ተጸበይቱን
ስማዊ መዓርግ ሚኒስተር ፍትሒ ዘለዋ ፎዝያ ሃሽም: ኣብዛ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ምልካዊ ምሕደራን ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ቅጽል ስም ተዋሂብዋ ዘሎን ቅዋማዊ መንግስቲ ኣብ ዘይብላን መሰል ሰብ ዝግሃሰላን ኤርትራ: ፍትሒ ክነግስን ህዝቢ ኣብ ኮማዊ አብያተ ፍርዲ ጉዳያቱ ከሳልጥን ከምዘለዎ: ንተቀማጦ ኣስመራን ንኣባላት መበል 32 ሃገራዊ