Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኤርትራ ይእወ’ሎ፡ ህይወትን ሃገርን ዘድሕን ይድለ’ሎ “ብዘይ ሃገር ክብረት የለን፡ ብዕራይ ዘይብሉ ሰብ ሓሓሊፉ ይዕሰብ” ክብሃል እንከሎ፡ ኣብ ውሽጡ ረዚን ትርጉም ዝሓዘለ እምበር ከም ተራ ዘረባ ዝውሰድ ኣይኮነን። ሓረስታይ ጽምዲ ብዕራይ ዘይብሉ እንተኾይኑ፡ ኣብ እዋል ትኸል ንቀል ግራቱ ክሓርስን ኣብ ቀውዒ ምህርቲ ክሓፍስን ኣይክእልን’ዩ። ብሓጺሩ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ጥልመት ናይ ወድሰብ ጥንታውን ደመነፍሳውን ባህርይ እዩ። ክውዕየካ ብማንካ፡ ክዝሕለካ ብኢድካ እተባህለ እኮ ናይ ወድሰብ ጥልመታዊ ባህርያት ንምግላጽ እዩ። ወድሰብ ዘዋጽኦ ንምግባር ድሕር ስለ ዘይብል፡ ንሓዉ ኣይገድፍ፡ ንኣዲኡ ኣይገድፍ፡ ንዓዱ ኣይገድፍ፡ ንህዝቡ ኣይገድፍ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ጠላሚ እዩ። ጥልመት ካብቶም ስሕት ኢሎም በጭቕ ዚብሉዎ ግን

READ MORE

ጨላይ ንዓ ሃባ ጥቅምቲ 27 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ኣነ መጀመርያ ሓረስታይን ህድሞን ዝረኣኹሉ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ እንዳ’ቦይ ብርሃነ ዝበሃል ኢዩ ነይሩ። ዝረኣኹሉ ክብል ከለኹ ዝዝከረኒ ማለት ኣይኰነን። ብድሕሪኡ ግን ምዝካር ጀሚረ ኣብ እንዳ’ቦይ ቀሺ ዓንድክኤል ዝበሃሉ ደረት መንገዲ ተኻሪና ክጻወት ከለኹ ይዝከረኒ።   ኣቦይ ብርሃነ ብዕድሚኦም ንዓይ ክንዲ ኣባሓጎታተይ ኢዮም

READ MORE

“ሲሮጡ የታጠቁት ሲሮጡ ይፈታል” እንዳይሆንብህ                ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር ኣቢይ ስለ ኤርትራው ጉዳይ ኣስብበት!!! የማክበር ሰላምታየን ብማስቀደም፣ብህይወትህ ሰላምና ጤና፡ባለህ ከፍተኛ የስራ ሃላፊነትም የተቃና እንዲሆንልህ ልባዊ ምኞቴን ልገልጽልህ እወዳለሁ።                                        

READ MORE

26.10.2018 ጉድ ረኺብና እብለኩም። ሎሚ’ውን ነቲ ናይ’ታ እናኣድነቕናያ “ይንበረልና” ክትብል ኣድንቖትና ዝሰበረት ድምጻዊት ጓል መለስ ብዘድምቕ፡ ዕድመ ግዜያዊ ፕረሲደንት ክንዲ ማቱሳላ ክምጠጠሉ ፈጣሪኡ ዝምሕጸን ዜማ ሰማዕናልኩም። ድምጻ ዊ ተኽለ ክፍለማሪያም ወዲ ትኹል ነዊሕ ተወሺቡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣፉ ክኸፍት ተገዲዱ ግዲ “ማዕበል ሰላም” ክብል’ ዩ ንሰማዕቱን ተጸበይቱን

READ MORE

ስማዊ መዓርግ ሚኒስተር ፍትሒ ዘለዋ ፎዝያ ሃሽም: ኣብዛ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ምልካዊ ምሕደራን ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ቅጽል ስም ተዋሂብዋ ዘሎን ቅዋማዊ መንግስቲ ኣብ ዘይብላን መሰል ሰብ ዝግሃሰላን ኤርትራ: ፍትሒ ክነግስን ህዝቢ ኣብ ኮማዊ አብያተ ፍርዲ ጉዳያቱ ከሳልጥን ከምዘለዎ: ንተቀማጦ ኣስመራን ንኣባላት መበል 32 ሃገራዊ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ዓለም እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ምዃና ቅድሚ ትማሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘ ጋርድያን ቅድሚ ትማሊ 22 ጥቅምቲ ኣብ ዓምዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝወጽአ ዓንቀጽ ጠቒሱ። ዘ ጋርድያን ን ስታትስቲካዊ መጽናዕቲ ኣህጉራዊ ማሕበር መራኸቢታት (ICU) ብምጥቃስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ 98.8 ሚእታዊት ህዝቢ ኣይስላንድ ኣገልግሎት

READ MORE

ኣባት ነገርን ኣቦይ ፈራይን ትቅምቲ 13/2018 ረድኢ ክፍለ ባሻይ ቅድሚ ናብ ኣርእስተይ ምእታወይ ካብዚ ዘለናዮ መሪር መድረኽ ናይ መለኽቲ ሓራ ንምውጻእ፡ ትጽሕፉን ትምድሩን፡ ትጭርሑን ሰላማዊ ሰልፍታት እንዳገበርኩም ንህዝብና ተበራብሩን፡ ንህዝቢ ዓለምን ዝሰምዑ እንተተረኽቡ ክኣ መንግስታቶምን ተቃልሑ ዘለኹም ይንእድ። ነዚ ኹሉ ኣዋህሊልኩም ክኣ ለይትን ምዓልትን ጥርዓን ኤርትራውያን  ናብ ህዝቢ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መባህረር (nightmare) ተበራበር ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ ዝጅመር ነዊሕ እዋን ዝገበረን ዝቕጽልን ዘሎ ምኳኑ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን፡ ብብዝሒ ተዘሪቡሉን ተሰሪሑሉን፡ ክሳራታት ዘጓነፎን ዓወታት ተሓፊሱሉን ዝሓለፈ መስርሕ ከምቲ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ብረታዊ ቃልሲ መጻኢ ኤርትራ ስርዓተ ሕጊ ዝኽተል ደሞክራሲ ዘንግስ ብሕገ መንግስቲ እትምሓደር ምዕብልቲ ሃገር

READ MORE

በዚ ሕጽር ዝበለ ውልቃዊ ገምጋም ከቕርቦ ዝደሊ ሓሳባት ናይ ውልቀይ እምበር፤ ንኻልእ ኣካል፤ ብብዝሒ ንዝተጠርነፉ ውልቀሰባት ኮነ ውድባት ወይ ብሽም ዝተፈላልየ መጸዋዕታ ዝፍለጣ ማሕበር ዝምልከት ጹሑፍ ኣይኮነን። ቀንዲ ዕላማኡ ነቲ ዝሓለፈን፣ ሎሚ ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ ዝርከብ መቐጸልታ ናይ ትማሊ ቃልሲ መርሚርና፣ ከመይ ንሃገርናን፣ ህዝብናን ጥቕሚ፣

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ EDF ቁጽሪ ሰሌዳ ዘለዋ መኪና ሓይልታት ምክልኻል፡ ብሰራዊት ሱዳን ድሕሪ ምምራኻ ድሕሪ ሓደ ለይትን ሓደ መዓልትን ናብ ኤርትራ ምስ ሰራዊታ ናብ ኤርትራ ከምእተመልሰት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት

READ MORE

ጥቅምቲ 18/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)              ሻማ ንበል ’ዛ ግራት ንዕመማ              ጽሓይ ከይዓረበት ንቐድማ ደቂ ሃገር ንበል ሻማ-ሻማ ከምቲ ናይ ብኣምሆይ ናይ ፈለማ ህልም ክብል ጽንጽያ ምሰ ቃርማ     ኣጻብዕና ንዕሞኰን ንኹለን     ከይተፈለጠና ፋሕ-ፋሕ ኢለን     ኣብዛ ዓለም ዘይዝንግዕ ሰብ የለን              ሻማ በል ምንእሰይ ብዓል ሚዶ              ተፈራሂ ካብ ርሑቕ ካብ ማዕዶ በሰላና ምእንቲ

READ MORE

ሱዋር ኣዳሃብ ን ፕረዚደንት ሱዳን ጃዕፈር ኣልኑሜሪ ኣብ 1985 ብዕልዋ ቅድሚ ምዕላዉ ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዝነበረ ክኸውን ከሎ፡ ብድሕሪኡ ንዝተወሰነ እዋን መሰጋገሪ ፕረዚደንት ኮይኑ ካብ ስልጣን ባዕሉ ዝተኣለየ ጀነራል እዩ። ሱዋር ኣዳሃብ፡ ልዑል ሞራልን ስነምግባርን፡ ሃገራዊ ስምዒትን ዝነበሮ ሱዳናዊ ጀነራል ምንባሩ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሱና ንመዛንኡ

READ MORE

   SUPPORTER /DONOR   COUNTRY/CITY   AMOUNT/YEAR   AMOUNT/MONTH   NOTE 1. Enda Berhane USA $365.00 PayPal 2. Mohamednur Idris USA £30.00 PayPal 3. Iskias Naizghi & Aster Mengsteab Detroit, USA £180.00 PayPal Existing 4. Seltene Brhane USA £365.00 PayPal 5. Adonai Reda $15.00 Patreon 6. Amanuel Estifanos $10.00 Patreon 7. Asgedom Berhane $10.00 Patreon 8. Kiflom Beyene Swiss $20.00 Patreon 9. Samson Yemane $30.00 Patreon 10. Samuel Paulos $10.00 Patreon 11. Semone Kifle $50.00 Patreon  12. Solomon Fessehaie $30.00  Patreon  13. Tesfa Haile $30.00  Patreon  14.  Mussie Ghebrehiwet $30.00  Patreon  15.  Henok Gebru $30.00  Patreon  16.  Simon Abraham  $30.00  Patreon  17.  Anonymous  Canada  $100.00  PayPal  18.  Paulos  $10.00  Patreon  19.  Neima Ahmed  $10.00  Patreon  20  Anonymous  Africa  £367.53  PayPal  21  Abel Berhe  £22.05  Paypal  22.  ብስም ንፍትሒ ዝተኣሰሩ ጉጅለ 15ን ብጾቶምን  ኣንጎላ  $3600.00  ናይ 10 ሰብ ናይ ዓመት ወፈያ ሸፈነ  23.  ብስም ሓርበኛ ቢተወደድ ኣብርሃ  ኣንጎላ  $500.00  24  ብስም ሓርበኛ በራኺ ገ/ስላሰን ብዓልቲ ቤቱ ስውእቲ ምሕረት ኢዮብን  ኣንጎላ  $700.00  25.  ብስም

READ MORE

ዝኸበርኩም ዶር. ኣብይ ኣሕመድ ኣቐዲመ በቲ ኣብ ኣዋሳ ዝተኻየደ መበል 11 ጉባአ ኢ.ህ.ኣ.ደ.ግ ብምሉእ ድምጺ ጉባኤኛታት ክትምረጹ ምብቃዕኩም እንቋዕ ደስ በለኩም ክብል ኣፍቅዱለይ። እዚ ዝረኸብኩሞ ልዑል እምነት መረጽቲ፡ ውጽኢት ናይቲ ኣብ ስልጣን ካብ እትመጹ 4 ወርሒ ኣብ ዘይመልእ እዋን ዝወሰድኩሙዎ ፍትሓውን ሰላማውን ተበግሶ፣ ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡

READ MORE

ህዝባዊ ምልክታ ኤሃባደለ-ሰ/ኣ ዞባዊ ጉባኤ ኣብ ደንቨር ኮሎራዶ ንምግባር ይሸባሸብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ሰሜን ኣሜሪካ ኩሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ መሰረታት ባይቶ ኣለዓዒሉ፣ ናብቲ ዝዓበየ ናይ 2ይ ሃገራዊ ባይቶ ጉባኤ ተሳተፍቲ መሪጹ ንምስዳድ፣ ካብ ታሕሳስ 1-2, 2018 ኣብ ዓባይ ከተማ ደንቨር ኮሎራዶ

READ MORE

ዘመነ ስድነትን ሞራል-ኣልቦነትን ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዛ ዓለም ኣብ ምዕባለ ሕብረተሰብ ሓድሽ ነገር የልቦን፡ ሓድሽ ኣገባብ ግን ኣሎ። ኩሉ ኣቐዲሙ ዝነበረ እዩ፡ ኪደጋገም ድማ ይነብር፡ ኪደጋገም ከሎ ግን እናማዕበለ እዩ ዚኸይድ (spiraling upward)። መንግስታትን ግዝኣታትን በቝለን ዓብየን ኣሪገን ጠፊአን። እተፈላለዩ ህዝብታት ተንሲኦም ኣስፋሕፊሖም ጨቍኖም፡ ከም ሰቦም ድማ ሓሊፎምን።   ኣብ

READ MORE

ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ መሰረት ነጻነት እፎይታ ህዝቢ ምስ ዘረጋግጽ ጥራሕ'ዩ ዝብል ኣርእስቲ ተሞርኲሰ ሓሳባተይ ብጽሑፍ ክገልጽ እንከለኹ፡ ሓደ ድርኺት ኣብ ውሽጢ ኣእምሮይ ንሕዋሳተይ ዘየደቅስ ኩነታት ህዝበይን ሃገረይን ይድርኸኒ። ኣነ ወይ ንሕና ደቂ ሰባት ኣእምሮ ዝተዓደልና ክንስና፡ ሰብ ከማኻ ሰብኣዊ መሰልካን ነጻነትካን ረጊጹ፡ ከርፋሕ መነባብሮ እናሃለወካ፡ ከመይ ገይሩ

READ MORE