http://www.youtube.com/watch?v=5sRDHpiuVIg&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=5sRDHpiuVIg&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=zGRE286abzg&width=200&height=200
THE PROTEST AGAINEST THE DICTATOR ERITREA & HIS CRONIES CONTINUES
The World in the 21st century Survival of the ………….. Some freed and Others dead It has been years since those Bedouin tribes endanger our people in collaboration of the Rashaydas. Kidnapping innocent Eritreans and asking ransom is their routine work which they proudly talk in front of the
ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ ኣስተምህሮታቱ ገለ ጥቕስታቱ “ምትእስሳርን ሓድነትን ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣዕኑድ፡፡” ብምባል ማዕረ Three Angle ስIሉ ኣብ ሰለስቲAን ጫፋት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ መንግስቲ፡ የቕምጥ እሞ ነታ ሰለስተ ዝመኣዝና ማዕረ ኣንግል ጠጠው ዘብልዋ እዞም ሰለስተ የዕኑድ እዮም ብምባል እዩ ሓሳቡ ዝገልጽ፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/Three-Angls.pdf"]
ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ብመንእሰያት ህግደፍ ዝፍለጡ ጉጅለ ብወኪል ስርዓት ህግደፍ ተቀይሶም ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ተኣኪቦም ኣለዉ። ኤርትራዉያን ተኣኪቦም ብዛዓባ ሃገሮም ክዝትዮ ሰናይ ኔሩ፣ እንተኾነ ስለምንያት? ምስ መን? እንታይ ንምርካብ? ናበይ ንምብጻሕ? እንታይ መልእኽቲ ንምምሕልላፍ ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ምስ ትሓትት ግን ብዙሕ ዘሰክፍ ነጥብታት ይራኣዩኻ። እዚ ምስሉይ
by Fetsum Abraham From the forum Merion on March 23, 2013 responded to my last article as; “I think you express your self well through your article. Your sloppy substance to explain Afwerki’s sloppiness is the very explanation of yourself. Your understanding on the quality of leadership
_____________________ The aspiration and optimism of the young generation to build a gracious new African state has been harshly damaged by the Government of Eritrea which remains autocratic, oppressive, hostile and isolated for more than twenty years. The culture of patriotism, cooperation and resilience, to which
http://www.youtube.com/watch?v=EvkC1ucF-zc&width=200&height=200
(Reuters) - An Eritrean man who admitted to having ties to the al Qaeda-linked militant group al Shabaab was sentenced on Wednesday to 9-1/4 years in prison, U.S. Attorney Preet Bharara in Manhattan said. Mohamed Ibrahim Ahmed pleaded guilty in June to conspiring to provide material
It has come to our attention that several people participating in the forthcoming YPFDJ events and in the wider activities conducted by the regime in Eritrea are asylum seekers and refugees who have claimed asylum based on their needs for protection from the Government of
http://www.youtube.com/watch?v=UPSWUfdkj1A&width=200&height=200
ኣታ ቀልጡፉናንዶ! ኣታ ቀልጥፉናንዶ ተለዓሉ! ኣድሕኑና ካብ ተዃሉ! ሰሚዕና ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ፎርቶ ደይቡ ሓርነት ምብሳሩ ‘እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር!’ ኢሉ ኩሉ ሰሚዑዎ’ቲ ጽቡቕ ፋሉ ተቐቢሉዎ ህዝቢ ኣብ ዘዘለዎ ኮይኑ ተስፋ ሓርነት ሰኒቑ ተሓቢኑ ርእሱ ከቕንዕ ጀሚሩ ክቕንጠጥ ዝጀመረ መሲሉዎ ስቓይ ጾሩ ህዝብና ከይነብር ንሰማይ ኣንቃዕሪሩ ኾልዑዎ ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ወዲ ዓሊ ኹኑ ወይ ወዲ ዓሊ
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 12 ክፋል ዓሊ ዓብዱ፦ ሕቶ ጀበርቲ ንዘይቅበል ጉጅለ ዘገልገለ ተወላዲ ጀበርቲ ድሕሪ ምእዋጅ ወግዓዊ ናጽነት ኤርትራ፤ ኣብ 1994 ናይ ብሄር ሕቶ ብምልዓል ሕቶኦም ናብ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዘቕረቡ ዓበይቲ ዓዲ ጀበርቲ እንታይ ከም ዘጓነፎም ዘይንፈልጥ ወይ ዘይሰማዕና ንህሉ
by Tesfai Yitbarek 25/3/2013 Chinua Achebe’s “Things fall apart” is a milestone of African literature: Starting in the 1950s, Achebe was central to a new Nigerian literary movement that drew on the oral traditions of Nigeria's indigenous tribes. Although Achebe writes in English, he attempts to
ካብታ ማሙቕ ቤትና በረኻ ወጺእና ህይወትና ወፊና ናጽነት ኣምጺእና ክንዲ ዝሓልፈልና ድኽነት ቀቢርና ብኩፖን ክንምጽወት ሪጋ ተሰሪዕና ፍረ ጻማናድዩ ዓስቢ ሓርነትና!? ምኩሓት ገጢምና ምስ ምዕቡል ኣጽዋሮም ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣምኪንና ወራሮም በብዝመጹዎ ጸፊዕና ክንስዕሮም ሞይቶም እናበሉና ተንሲእና ክንቀብሮም መስዋእቲ ከፊልና ስልጣን ከነሕኹሮም *ፈንኪና ረሲዖም’ዞም ጠለምቲ ሕድሮም!? *ኢድ ምምላስ፡ ጽቡቕ ምፍዳይ፡ ንዝገበልካ ምግባር ክቡርን ሕፉርን ኤርትራዊ ዜጋ ልቡ
ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻዱሻይ ክፋል፥ “እዋእ! ሓይለእዝጊ፡ ከመይ ማለትካ’ዩ? ኩነታት ሃገርካስ ብቲቪ ኤረ ጥራይ ኢኻ ትከታተሎ ማለትካ? በቃ ሕማቕን ጽቡቕን ሃገርካስ ኤሪ ቲቪ ጥራይ ኢኻ ክትነግረካ ትጽበ?” ተገምጢሉ ሓተቶ እቲ ዓርኩ። “ብምንታይ ደኣ ኪትከታተሎ ደሊኻ’ሞ? በዛ ካብ ኢትዮጵያ ትፍኖ ዘላ ናይ ሃሱሳት ተለቪዥን!? ብዘይካ ሕማቕ ጽቡቕ ናይ ሃገር ይኹን
http://www.youtube.com/watch?v=7KirmuOUTd8&width=200&height=200
TO ALL PARENTS WITH CHILDREN AT THE YPFDJ Dancing with PFDJ is dancing over the graves of our brother and sisters! We understand many young people attending the forthcoming YPFDJ conference in the UK are diaspora born young people whose parents think their involvement in this and
Let’s Help
ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ቀዲመ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓደ ሰሙን ጠፊእካ ብምባል ዝሰደድኩምለይ መልእኽትን ምትብባዕን ብልቢ የመስግነኩም፡፡ ብዛዕባ እታ ነዊሕ ግዜን ጻዕርን ዝገበርኩላን ዝሓለፋን መጽሓፍ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክዝርጋሓ እየ፡፡ መጽሓፍ ናብ ማሕተም ከተእቱው ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፡፡ እሞ ድማ ኣብ ከምዚ ኣነ ዘለኹዎ ናይ ስደት
"ኣብ ልዕሊ ሰባት ብጥበብ ዝተሰነየን ቀጻሊን ፕሮፖጋንዳ ብምክያድ ንመንግስተ-ሰማይ ከም ገሃነም እሳት ከምዝርእይዎ ይከኣል እዩ ከምኡ እውን ብኣንጻሩ፡ነቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሂወት ከም መንግስተ-ሰማይ ይርእይዎ።ሰባት ዘይምሕሳቦም ንመንግስታት ጽቡቕ ዕድል ኢዩ።” ሂትለር ነዚ ዝጸሓፈ እቲ ሚልዮናት ዘህለቐ ፋሽስት ኣዶልፍ ሂትለር ኢዩ፡፡ንሱ ብተወሳኺ እቲ ንመንእሰያት ንበይኑ ዝወነነ ንረብሓ መጻኢኡ የረጋግጽ
ንኹሉ ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዝርከብ ውድባት ሰልፍታት ሲቪክ ማሕበራትን ክቡራት ተቓወምቲ፡ ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ፡ ድምጺ ፎርቶን ጠለባቱን ምስ ሰምዐ፡ ሽዑ ንሽዑ፡ ተቐቢሉ ብጻያዊ መልሲ-ተግባር ሂቡ እዩ። ደገፉ ክገልጽ ብሓባር ሰሚሩ ኣብ ጽርጊያታት ፈሲሱ። ኮይኑ ኸኣ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ተቓላሳይ ዜጋ፡ “ፎርቶ ኣስሚራትና ኣላ፡ ብኣኣ ንቐጽል” ክብል
ባሻይ ኣብራሃ በራኺ ካብ ኣቦኦም ባሕሪ ነጋሲ በራኺ ጋርዛን ካብ ኣደኦም ወይዘሮ ጽጋይ ተኽሉን ኣብ ወርሒ ሓምለ 1906 ዓ.ም. ኣብ ዓዶም ባምቡቆ ሎጎ ጭዋ ተወልዱ። ብንእስነቶም ድማ ኣብቲ ከባቢኦም ዝነበረ ገዳማት እናተመላለሱ ዳዊት ምንባብን ትግርኛ ምጽሓፍን ተማህሩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/tarik-hiwet-1.pdf"]
According to assenna sources, the desperate PFDJ regime in Eritrea is forcing Eritrean women including 50 years and above mothers into military training. As indicated on assenna’s earlier news report, the forced military training of Eritrean mothers is ongoing in Tokombiya, a small town in Gash-Barka
ካትመይ! ካትመይ ካትም ሕድሪ ኣይሰጠመትን ኣብ ባሕሪ ርግቢ ኖህ ኣውሊዕ ሒዝኪ ብረሪ ንህዝበይ ንገሪ። ነቶም ዝጠሓሉ ኣብ ባሕሪ ዘኪርኮሞምዶ፧ ኣኽቢርኩም ሕድሪ እኒሄለ ኮይኑ ክልተ ዓመቶም ዝገደፉልና ካትም ሕድሪ ኔራቶም ብዕለት 22/03/11 ብጴጥሮስ ተኽሉ ሓላዪ) 23/03/2013 ቃል ዝኣተኹላ ሓላል ወላዲተይ ምሳኻ’ሞ ትጽናሕ እዚኣ ሃበለይ ዝረኽባ ኣይመስለንን ተመሊሰ ባዕለይ ተወድአ ይመስል መንገዲ ናይ ጕዕዞይ፡ ጡፍበልዮ ኣይትበል ነብሰይ ነጊሩኒ ከምዚ ዘጋጥምዶ ኣነ
ማልዶ ኣብዚ ኾይነ ኣብ’ቲ ማዕዶ ዓይነይ ይርኢ’ሎ ዘይለሞዶ ይሓይሽ እንተበልኩስ ዝገደዶ ወግሔ ጸብሔ ዘዳሉ ማልዶ ትምሃር እንተበልኩ ካብ ጎሮቤት ገዲዳ ዓርቢ ካብ ቀዳመ ሰንበት ሕርያ ጉቦ ማልዶ ኣብ ዕርበት ዜና’ዶ ስኢና ፎርቶ ከምተጸርበት ዝሓለፈ ከይኣክል ናይ ዓሚ ስልሚ ቢተይ ወዲ ሓላል ላሕሚ ሕርሲ ጽባሕ ድዩ ጥንሲ ሎሚ ረማዕ ዝበጀኩም ነዚ ቝጥሚ ክንዲ ዝሓጨጨ ክንዲ ዝንዓቀ ክንዲ ዘብረስ መንእሰይ ዘሕቀቀ ክንዲ
ኣብ እዋን ዕርበቱ ዝርከብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ልዕሊ 50 ዓመት ዝገበራ ኣዴታት ንዝርከበአን ኣንስቲ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክህብ ጀሚሩ ከምዘሎ ካብ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ንኡስ ዞአባ ላዕላይ ጋሽ፡ ከተማ ቶኾምብያ ዚበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ሰብ ኪዳነንን መንእሰያት ደቀንን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስርዓት ህግደፍ ደረት ንዘይብሉ እዋን ተጨውዮም ሓዲግመዲግ
ኩሉ ንሱ! እዚ እኩይ መላኺ ጠንቂ ሕሰም ሕስረት ንጹህ ደምና ኣፍሲሱ ዝዓለሰ መሬት ኣብ ክንዲ ምዕባለ ብልጽግና ዕብየት ሃገርና ብምልኪ ሸሚሙ ኣብ ድሕረት ህዝብና ኣጥፊኡዎ ብኲናት ብስደት! ንሱ ኮይኑ ቅዋም ናይ ሃገርና ሕጊ ምድናይ ዘይፈልጥ መልሓሱ ሓለንጊ ምሁራት ኣርዒዱ ዘደንቁር ዘጋጊ ንሱ’ዩ እቲ ሽግር ህይወትና ዘራጊ! ንሱ’ዩ መንነት ባዕሉውን’ዩ ሃገር ንሱ’ዩ ጀነራል ኣዛዚ ወተሃደር ንሱ’ዩ ዲፕሎማት ባዕሉ’ዩ
ጽባሕ ከይከልእዎም! ሓሙሻይ ክፋል፥ “ወዳጀ ትምቢት! ካልእከ ክቡር ነብዪ፡ ትንበዮ ኣላካድዩ?” ብምባል ሓጨጨሉ ሓይለእዝጊ። “ካልእዶ? መሊኡ!” ምስ በሎ እቲ ብጻዩውን ቁጥዕ ኢሉ፡ “እንታይ?” ደገመ ሓይለእዝጊውን ድምጹ ክብ ኣቢሉ። ኣነን ኣደይ ወጋሕታንውን ፍጀቱ ማለት ናይ ምጉት ተራኡ ዝጽበ ብዓል ነገር ክንመስል፡ ዓይኒ ዓይኖም እናጠመትና ትም ኢልና ክንጽበ ምስ ጸናሕና፡ ኣደይ
“Through clever and constant application of propaganda, people can be made to see paradise as hell, and also the other way round, to consider the most wretched sort of life as paradise. What good fortune for governments that the people do not think.” ~ Adolf
HERE AND THERE FROM THE FORUM by Fetsum Abraham Reflection: Failing to exchange knowledge or ideas after reading posts is not productive at all. The more ideas we exchange through this forum, the closer we approach our destination. We cannot read ideas and keep passive and expect
ቀዳማይ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ኣብ ዕለት 22 መጋቢት 2013 ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ ባይቶ 05 ዝኣባላታ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ። ከምኡ’ውን ዝርዝር መደብ ስርሓት ንፈጻሚ ቤ/ጽሕፈት ሂቡ። ሓድሽ ዝተመርጸ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዶክተር
03-22-2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ማሕላ ተቐይሩ ስጋ ፎርቶ መርሖ ዝኸፈትካ ድሓን እቶ ስጒምቲ ጃጋኑ ኣየ ሾቶ ቦዂሪ ዓወት ፎርቶስ ተደይባ ድሕሪኣኸ መን’ያ ተመዲባ ዘይነጽፍ ቀለሙ ድሃይ ሃባ ሰራዊትና ቅያ እኮ’ዩ ገይሩ ጋምባለ ጅግንነት ኣምባር እግሩ ስጋ ፎርቶ ማሕረላ ተቐይሩ ኣየ ዕጥቂ ዘገርም ንቕያ ምሉእ ሃገር አነቓኒቕካያ ናትካ ስረስ ኣለዎ መጠልያ ብዓል ለምለም ብዓል እዝገሃርያ ኣስፍያ’ምበር ፎርቶ ሽሙ ዙረያ ዋላ ዅላ ትወዳእ
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ዝኣሰሮም 33 ጋዜጠኛታት ራድዮ ባናን ምስኣቶም ብዝተተሓሓዝ ምኽንያት ተመቝሖም ዝነበሩ ገጠምትን ሰነጥበበኛታትን ብዋሕስ ክፈትሕ ከሎ፡ ን6 ካብኣቶም ገና ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ዛጊት ዘይተፈትሑ ግዳያት ማእሰርቲ ህግደፍ፡ ይርግኣለም ፍስሃ (ካብ ገለ እዋናት ኣትሒዛ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ
http://www.youtube.com/watch?v=QP0uVCbBhdU&width=200&height=200
ክሉኹም ብሃገርኩምን ብህዝቡኹምን እትግደሱ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኢሰያስ ንምጥፋእ ሃገርናን ንምብራስ ህዝብናን ካብ ዝብገስ መዋእል ኮይኑ እንርእዮ ዘሎ ሓቂ ኢዩ። ንሕና ግን እናፈለጥናዮ ወይ እናረኣናዮ ኣብ ተኣኪብና፡ ተበቲና ፡ ኣኸባ ጌርና ፡ ብጽቡቕ ደምዲምና ክበሃል፡ ቀለሙ ከይነቐጸ ናብ ሓዲሽ ሓሸውየ ክንምለስ መዋእል ኮይኑ። ማዕረማዕርኡ ድማ ሃገርና ክጠፍእን ህዝብና
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/03/2013 Norway ሓሰውቲ ጉጅለ ብዓል ሶፍያ ግ.ስሞሮም ዕባይ ኢትዮጵያ ዎሽላኽ ኤምባሲ ወደ ርኣያ ዶ.ጊደኦን ምሁር ናይ ጽርግያ ዓሊ ዝኸተቦም ብዘይ ማሃያ ዓሊስ ጥሒሉ ኣብ ዳስ ሓውያ ሸያጥ ሕልኑኡ ዶቶር ጊዲኦን ሰነፍ ምሁር ንሃገሩ ዘይከውን ዲግሪ ተጸዓነ መሊሱ ዝዕውን ጻዕሩ ንኮንቱ ዘደንግጽ ዘሕዝን ዓልን ግርማን እዮም መንሽሮና ዓሊ እዩ ምንጪ ናይ ጥፍኣትና ብሰንኩ ተባሪሮም መንእሰያትና ንሱ ምስ ከደልና ጥዑም
ጽባሕ ከይከልእዎም! ራባዓይ ክፋል፥ “ስማዕ ዝወደይ! እዛ ሃገር ታሪኻ ብዛንታ ከም ንሰምዖ፡ “ቀደም ባሕረ ነጋሽ” ክትብሃል ከላ ትኹን ደሓር ብጣልያን “ኤለትርያ” ካብ ትስመ ንደሓር፡ ከምዚ ሕጂ ኣጋጢሙና ዘሎ ሽግር ኣጋጢሙና ከምዘይፈልጥ፡ እዚ ኣብ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ናብ ትግራይ ተሰዲዱ፡ ኣብ ትሕቲ ቴንዳታት ዝነብር ዘሎ ብኣሻሓት ዝቑጸር ኤለትራዊ
ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንልዕሊ 4 ዓመታት ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ናይ ትካየድ መደበር ራድዮ ባና ጋዜጠኛታት ካ ማእሰርቲ ንኽፍትሑ ዋሕስ ከምጽኡ ተሓቲቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዞም ብጅምላ ዝተኣሰሩ መሳኪን ግዳያት፡ ከምቲ ስርዓት ኢሳይያስን ዓሻክሩን ብልሙድ ዝገብሩዎ፡ ብዘይክስን ፍርድን ንልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኳ እንተኾኑ፡