Either Save Your Self or Sink with It Juba boy As I have cited in my previous article, I don’t like to take sides. I prefer not to be with someone or against anyone in this life. I am always neutral and objective. That’s my stand and that is
Either Save Your Self or Sink with It Juba boy As I have cited in my previous article, I don’t like to take sides. I prefer not to be with someone or against anyone in this life. I am always neutral and objective. That’s my stand and that is
Yossi and Hadar Braha, a Petah Tikva couple of Ethiopian descent who were given an Eritrean couple's newborn baby, say racism was behind Beilinson Hospital's mistake. A Petah Tikva couple has accused the city's Beilinson Hospital after their newborn baby was swapped with another last week,
እዚ ንምቕያድ ዝኣዘዘ ወይ ከሳስየይ ብንጹር ብመገዲ ሕጊ ክፈልጦ ስለዝደሊ፡ ብዘይ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ፡ ዋና-ኣኽባር ሕጊ፡ ነዚ ኣብ ልዕለይ ዝተወስደ ክፍሊ ፍትሒ፡ ላዕለዋይ-ቤት ፍርዲ ወይ ዋና ኣኽባር ሕጊ ይፈልጥዎ ዶ? ብናይመን ሓላፍነት ተወሲዱ? ሕጊኸ ይፈቅድ ዲዩ? ስለምንታይ በቲ ሕጊ ዝፈቕዶ ዘይተፈጸመ? ብመሰረት ኣዋጅ-5- መሰጋገሪ ሕጊ
ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን” “ብዝብል ስም፡ ኣብ ቦለኛ ጣልያን ተመዲቡ ዘሎ ርክብ፡ ኢድ ከምዘይብሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ብፋላይ ከኣ ንመንእሰያት የፍልጥ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/EYSC_NA_2.pdf"]
ስርዓት ህግደፍ ን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ አብ ከባቢ ባርዶሊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጋህዲ ረሺኑ፡ እቶም ብምሉኦም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ጽጌራዳ ገብረመድህን አማሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊት ቀይሕ ባሕሪ መራሒ መኪናኣ ዝነበረ ከተህድሙ ፈቲንኩም ብምባል ቅድሚ 3 መዓልቲ ንብሙሎኦም
ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት !!! ውድብና ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብቲ ብረታዊ ዕጥቂ ኣልዒሉ ኣብቲ ዝካየድ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ እጃሙ ንኸበርክት ካብ ዝተበገሰሉ እዋን ጀሚሩ ብውሽጥን ብደገን ከጋጥምዎ ዝጸንሑ ሓያሎ ጸገማት ከከም ኣመጻጽኣኦም ንምፍትሖም ዘይሕለል
ካልኣይ ክፋል ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቃልሲ የዐውታ’ዶ…? ኣብ ቀዳማይ ክፋል እዚ ዓብን ተኣፋፍን ግን ከኣ ግድን ክንዝትየሉን መቐይሮ ክንገብረሉን ዘለና ኣርእስቲ ጽሑፈይ፡ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ፕሮፌሰር ዳን ኮነል ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ እንታይ ነበረ፡ ኣብ
ቅድሚ ኩሉ ዓይቢ ሓውና አቶ ብርሃነ ገ/ንጉስ ዝጸሓፎ ብዛዕባ “ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ፣ ዓገብ’ውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ኣርእስቲ ቁሉዕ ወቐሳን፣ ዝተሰምዖ ጓሂን፣ ዘይዕግበት ትጽቢቱን ትጽቢት መብዛሕቲኡ ኤርትራውያን ዘይምኻኑ ብመገዲ ገሰጻ ነቲ ተሪኺቡ ዘሎ ግርጭት ኣመንጎ መራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ፍታሕ ክግበረሉ ኤርትራዊ ምሕጽንታኡ
ግቡእን መሰልን ዝተፈላለየ ትርጕምን መግለጽን ይወሃቦም ድኣ'ምበር፡ እናተዓናገሉ ብሓደ ዝጐዓዙ ዝተወሳሰቡ ኣምራት ኢዮም። ብግቡእን መሰልን ዝመጸ፡ እቲ ነብስ-ወከፍ ሃገራዊ ዜጋ እኹል ቆላሕታ ሂቡ ብዕቱብነት ክግንዘቦን ልቢ ከዕብየሉን ዝግብኦ ኣዝዩ ኣገድሲ ነጥቢ እንተሎ፡ ክልቲኦም ኣምራት ነንሓድሕዶም ዝተመራዀሱን ዝተኣሳሰሩን ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ዝዀነ እዋንን ኩነታትን ነጻጺልካ ክትርድኦምን
August 04, 2013 Toronto Demonstration at Sheraton Hotel; Down Town JOIN US! WHAT: Demonstration outside the Sheraton Hotel Down Town in solidarity with the Eritrean Sinai Victims and other refugees detained in Libya, Egypt, Yemen and the Sudan. We will speak on behalf of the Eritreans who
16 ሓምለ 1950 ፍጻመ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ነበረ።ኡራጋይን ብራዚልን ዋንጫ ንምጭባጥ ንዘካይድኦ ግጥም ዝዕዘቡ ኣሽሓት ብራዚላውያን ኣብ ስታድየም ከተማ ሪዮዲጃንየሮ ተረኽቡ።ብራዚል ኣቐዲማ ብዘዋህለለቶ ነጥቢ ዋንጫ ንምዕታር ማዕረ ምፍልላይ ጥራይ ኣኻሊ ነበረ ማለት ክልተ ዕድል ነበራ።ኡራጋይ ግን ዘውዲ ክትደፍእ ክትስዕር ነበራ።ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ
ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ ዓገብውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሎሚ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ዜና ምስ ሰማዕኩ እዘን ዝኽተላ ሓንቲ ምስላን ሓንቲ ብሂልን ኣቦታትና ትዝ ኢለናኒ፡ *ደርሆስ ብኣምዑት ደቃ ትጻወት፡፡ *ኣሕዋት እንታይከ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ዕሽነትን ጭካነን። ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ናይ ኣቶ ኢሳያስ ተግባራት ክሓስብ ከሎኹ፤ እሞ ምስቲ እቲ ህዝቢ
I always prefer to be neutral not blaming anyone for anything that may happen in front of me. I like to be like that at least to avoid any dispute with other people. That is my character. Still I would not like to blame anyone for what is
Eritrea in view of the author, Fesseha Nair: “The absence of the constitution and laws had made the State of Eritrea resembles a private property of a single individual , as the events of the past and the present had undeniably shown, this certain individual was
http://www.youtube.com/watch?v=Y32DGKaQhtA&width=200&height=200
By Tesfa-Alem Tekle - Sudan Tribune July 29, 2013 (ADDIS ABABA) – In fresh allegations made by Ethiopia on Monday, the East African nation said that efforts to maintain peace and stability in Somalia is taking longer due to Eritrea’s continued support of the Islamist militia
ኣብ *ኣንገብ ፈርኔሎ ዝወዓለ *ዕርዲ፡ መዝገብ ኣብ ግጥም ቦሊቮል ዘይተሳዕረ ድፋዓት ፊደል ፐ ዘየድፈረ መንድዩ ኣታ እቲ ስውእ ሓየት ብዓል ፋረ!? ፑሽኪንድዩ ኣታ ኔሩ እቲ ዘይሕለል ጅግና ክውን ንኽገብር ህያው ናጽነትና ህይወት ዝወፈየ ስለ ሓርነትና ሰማእታት ወኪሉ ክብሪ መንነትና ሓወልቱ ዚትከል ኣብዛ መዲናና፡ ከመይ እዩ’ዚ ነገር ሕውስውስ ኢሉና ሹማሙንቲ ህግደፍ እስከ ግለጹልና? ዶላርዶ ይዓቢ ካብቲ ክቡር ህይወት ንሓወልቲ
ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ብ25 መጋቢት 1982 ኣብ ራሳይ ተቐቲሉ። ኣብ ምዝታይን ምርድዳእን ዚተመስረተ ሓድነትን ድሕነትን ተሓኤ ንምርግጋጽ ተሓሊኑ፡ራሳይ፡ ብመቕተልትን ማእሰርትን ተደምዲሙ። ተሓኤ፡ ከም’ቲ ክሳብ ሽዑ ንፈልጣ ከኣ ኣብ ራሳይ ወግዓዊ ሞት ሞይታ ኣብኡ ተቐቢራ። እቲ መልኣከ እንኪቕተል ገለ 150 ሜትሮ ካብ’ቲ ቦታ ቕትለት ርሒቐ ኣብኡ
ንምንታይ ድሕሪ ናጽነትደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) -- ካልኣይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ቊጠባዊ ኣረኣያ ማርክስነት ንቊጠባ ብዝምልከት፡ ማርክስነት ብሕታዊ ንብረት ብመንግስቲ ንኽውነን ብምብያን ሃብቲ ሃገር ብምልኡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ከም ዝኣቱ ስለ ዝገብር፡ ነቲ መሰረት ቊጠባዊ ግስጋሰን ምዕባለን ምዃኑ ዝተመስከረሉ ውልቃዊ ድርኺትን ምህዞን (individual incentive
ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ ናይ መወዳእታ ዕርዲ፣ ቀዳማይን ካልኣይን ድፋዕ ተጣሒሱ፣ ጥፍኣት ከንጸላሉ ኸሎ፣ ካብ ስዕረት ንምድሓን ብኣባይ ይኹን ብወገን ናይ ሞትን ሕየትን ምክልኻል ዝካየደሉ መስመር እዩ። ካብዚ “ድፋዕ” ’ዚ እንትወጺእካ መቓብር ጥራይ ‘ዩ ዘሎ። ኣብኡ እንተጸናሕካ ‘ውን ንርእሱ መቓብር’ዩ ዝኾነካ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ
http://www.youtube.com/watch?v=GRSCZfxvwto&width=200&height=200
IBTimes UK reporter Gianluca Mezzofiore obtains documents showing Eritrean government collects illegal tax in violation of UN and Foreign Office Eritreans living in the UK are being forced by their own government to pay a "diaspora tax" that ultimately funds the secretive country's network of influence
At first official press conference of Eritrean community in south Tel Aviv, spokesmen call on Israeli government to follow lead of 'most Western countries’ and stop deportations. Representatives of the Eritrean community in Israel on Sunday accused Israel of crossing a “red line” after the so-called
እቲ ምኻድ ውሳኔኹምዩ ንሓቂ ግን ኣይትጠዋውዩ ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 28/07/ 2013 Norway ጥሪት ህግደፍ ሕደግ ኣይትዓሹ ንሓቂ ድለያ ስምካ ኣይተባላሹ ሳዕሲዒት ግደፍ ዓደቦኻ ናበሪሱ ብዘይካኻ ኩሉዩ ለቢሙ ተጣዒሱ ክሳብ መዓሲኻ ተታልል ክትሕሱ? ዓዲ በጺሕካ ተዛረብ ታይሪኢኻ ኩነታት ህዝብና ከመይ ጸኒሑካ ሓቂ ንገር ጥውይውይ ከይበልካ ሕሹኽ በለኒ ህግደፍ ከይሰምዓካ ሓራም ኢለ ንማንም ከይነግረልካ ክፉእ እናሰማዕና ክፉእ እናረአና ቁሩብ ተሪፉ ከተንቁሩዎ ዓይንና ብዓል ኣይስቆሮም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Yemane_Holland.pdf"]
By Fesseha Nair Historical overview It is a matter of common knowledge that, the term “Eritrea” is an ancient name derived from the Greek name of the Red Sea (Sinus Erythrism) according to the most preponderant narrations, consequently, the Greeks are the ones who had given our
FETSUM: HERE AND THERE Dear participants; I have been notified by few individuals that they comments in the forums were missing and they want to know the reason. One of them actually suspects a foul play of screening comments by ASSENNA which I do not think
By Sheila Regan, TC Daily Planet An ongoing controversy involving the Eritrean Community Radio program on KFAI, which airs on Sunday afternoons, continues to divide the Twin Cities Eritrean community, with no resolution in sight. The program, which started in the 1990s, is hosted by Essey Asbu, a board member
Military beats them, threatens to keep them from attending university. By: Morning Star News Friday, 26 July 2013, Eritrean authorities are punishing 39 high school students for their Christian faith, excluding them from a graduation ceremony and subjecting them to beatings and hard labour, according to Christian support
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ዚ ንእሽቶ ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ። ከም መእተዊ ዝብልክዎ ከኣ፤ ኣብ መራኸቢ ማዕከናት (ወብሳይታት) እንታይ ኣሎ ኢልካ ሃሰስ ኣብትብለሉ ግዜ ገለ ገለ ዘይወሓጠልካ ትንታነታት ትርኢ’ሞ ፡ ንምብዛሕትኡ ኣምቢብካ ትሓልፎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ከኣ እስኪ ኣብዚኣስ ገለ ቍሩብ ዕረፍተ ነገር ርኢቶይ ክህበላ ትብል ማለት ኢዩ።
Carter Discusses Security Partnership With Leaders in Ethiopia By Cheryl Pellerin American Forces Press Service ADDIS ABABA, Ethiopia, July 25, 2013 – Deputy Defense Secretary Ash Carter met with senior government and military leaders here to discuss the U.S.-Ethiopia security partnership and shared interests in East African security
For Immediate Release Israel: NewPressure on Asylum Seekers to Leave For Eritreans, Sudanese, More Threats of Prolonged Detention (Tel Aviv, July 15, 2013) – Israeli authorities are using new procedures to pressure at least 1,400 Eritrean and Sudaneseasylum seekers, some detained for over a year, to return to
26-07-13። 4. ረብሓታት ኣብ ዓሰብ ካብ ዝርከብ ትካላት ክትኮረሉ ዝግባእን። ኣብርእሲ ካብዝሓለፈ ገምጋመይ ዘቕረብኩዎ ተወስኺ ካብ ትካላት ኣብ ዓሰብ ዝርከብ ክትኮረሉ ዝግባእ (እዚንመጻረ ይት ኮሚተዘይተዋህበ ዝምልከቶ ኣካል ክጥቀመሉ ዘቕርቦ ርኢቶ ኢዩ)። እቲ ዝቐደመ ግን ብጽሑፍ ንመጻረይት ኮሚተ ዝተዋህበ ኢዩ። 4.1፡ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ። እዚመዓርፎነፈርቲ‘ዚምስቲናይደርጊፖሊሲኡናይውግእስግኣትካብቀይሕባሕሪከምኡ‘ውንኣብማእከላይምብራቕዝተፈጥረናይዒራቕኩነታትክብለጸሉደርጊዝሓሰቦምስቲንዳንካልያከምናይመወዳእታመጣልዒካርታኣብጉዳይኤርትራንምሓዝእቲናይሓያላንመንግስታትብፍላይኣመሪካኣብኩዌትዝወሰድዎስጉምቲንሓይሊኣመሪካዓሰብከምመዓርፎሰራዊትክጥቀሙሉንማይክወስዱንዝሓተቶምኣነጻጺርካክርአእንከሎኣብዚወቕቲ‘ዚምጅማሩንናይነዊሕመደባትዝኣመተከምዝነበረ። እቲ ገንዘብ /ባጀት/ ዝነበረ ፕሮጀክት ናይ
ትማሊ ቀዳም ዕለት 20-07-2013 ኣብ ሆላንድ ከተማ ራይስቫይክ ፡ ሓያሎ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ዕዉት ሰላማዊ ኣንጻር ፡ ፌስቲቫል ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ፡ ብዉዕዉዕ ድምጺ ኣካይዶም። መጀመርያ ካብ ሰዓት 14፡00 ኣብ ሰንተራል ስተሽን ራይስቫይክ (መደበር ባቡርን ኣውቶቡስን) ክሳብ ሰዓት 15፡30 ድ.ቀ. ናብ’ቲ ፌስቲቫል ህግደፍ ንዝኸዱ ኤርትራዊያን ፡ ብትግርኛ መረረ
In a resolution adopted on Wednesday, the Security Council asked Secretary-General Ban Ki-moon to re-establish the eight-member Monitoring Group on Eritrea and Somalia until November 25, 2014. World Bulletin/News Desk The Un Security CoUncil extended the mandate of the United Nations expert panel monitoring compliance with sanctions against Somalia and Eritrea by 16 months. In
መርድእ ነፍሲሄር ኣርቲስቲ ሱልጣን ያሲን (ወዲሻምበል) ኣብ ከትማስቶክሆልም-ሽወደንብ ሃንደበት ካብ’ዛዓለም ብሞት ስለተፈለየና ብሓዘን እናሓበርና፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንሓሙስ ዕለት 25/07/2013 ሰዓት 12.00 ኣብ Råcksta Begravningsplats – Stockholm ክፍጸምኢዩ። ድሕሪ ግብኣተመሬት፡ ቀባሩ ኣብሎካል ማሕበር እስላም ኤርትራውያን (ጃልያ) ብዱዓንቁርኣንን (ጸሎት) ንነፍሲሄር ብምፍናውን ንስድራቤቱ ንኣዕሩኽቱን ድማ ጽንዓትይሃብኩም ብምባልን ሓዘንና
South Sudan's president has sacked his entire cabinet, in an apparent power struggle with other senior leaders. Salva Kiir issued a decree dismissing all ministers and deputy ministers, as well as Vice-President Riek Machar. No clear reason was given for the sackings, but analysts say Mr Kiir
ንዝኽሪ ተጋዳላይ ሰኣላይ ስዩም ጸሃየ!!!!!!!!!!!!!!! ተጋዳላይ ስዩም ክንዝክሮ!!!!!! መዓልቲ ነዊሑና በዚሑ ቆጸሮ ህቡብ ጋዜጠኛ ባዕሉ ዝፈጠሮ ንሱ ኣይነበረን ናትካ ምህሮ ሕልናኻ ዝመሃዞ ክኸውን ገበሮ ተጋዳላይ ሰኣላይ ማንም ዘይጀመሮ ስዩም ጸሃየ ብዓል ሰፊሕ ኣእምሮ። ስዩም ጸሃየ ወዲ ደቀምሓረ ወዲ ኣስመራ ኣብ ኩሉ ዘሕበረ ዝፍለዮ ዘይብሉ ምስኩሉ ዝመኸረ ጸገም ዘብሉ ኣብ ኩሉ ዝሓደረ። ስዩም ሓወይ ዉፉይ ተጋዳልይ ንሃገርይ እምበር ዘይብል ንዓይ ትምህርቱ
ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር -- ቀዳማይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል መእተዊ ኣብ ዝሓለፉ ዓንቀጻት ናይዚ ተኸታታሊ ሓተታ፡ ፈለማ መንግስቲ ኤርትራ ሕጋውን ደሞክራሲያውን መንግስቲ ከም ዘይኰነ ዳህሲስናዮ። ኣስዒብና: ህ.ግ.ሓ.ኤ ካብ ተ.ሓ.ኤ "ብስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ" ምኽንያት ዝተፈንጨለ ሓርነታዊ ግንባር ክነሱ፡ መሪሕነቱ ካብ ተ.ሓ.ኤ ብዘይፍለ ናይ ተጻዋርነት ፖለቲዊ