Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

                        ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ።    3ይ ክፋል፡                                      30-08-13፡ ሕቶ፡ እዞም ናይ ሎሚ መንእሰያት ንስኹም ትብህግዎ ለውጢ ከምጽኡ ኢልኩምዶ ትሓስቡ? እስከ ቅድሚ መልሲ ምሃብ ብዛዕባ ቋንቋ ዝመጸ ገለ ንእሽቶ ሓበሬታ ኣላትና‘ሞ ከነቕርባ ይፈቐደልና። ብሓፈሻኡ ብዛዕባ ትርጉምን ኣገዳስነትን ቋንቋታት ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ሃገራዊ ቋንቋ ብዙሕ ክንብል

READ MORE

ክፍሊ ኣካላተይ! መሰልና ግሂሱ ክብርና ኪደፍር ብዘይ ሕግን ፍርድን ንጹሃን ኪኣስር እናረኣኽዮ ኣባጽሕ ኪቐብር ሓቂ ንኺግለጽ ተኾንኪ ምስክር እንታይ ኣሎዎ ዓይነይ ዘፍርሕ ዘሕፍር!? ብለይትን ብቐትርን ከፍስሱ ንጹህ ደም ዓይኒስ ሕማቕ ሪኣ እስከ ደሓን ትህደም ልሳን ግን እንታይ እዩ እቲ ናትኪ ጸገም? *በሃም እትኾኒ ዓመጽ ኪደጋገም!           *ኪዛረብ እናኸኣለ ኪዛረብ ግን ዘይክእል (ዓባስ) ካብ ሃገሩ ወጺኡ ኣብ ስደት

READ MORE

ከም ዝፍለጥ አብ ኤርትራ አብ ግዜ ክራማት ኢና ንርከብ። ብሰንኪ አብ ኤርትራ አጋጢሙ ዘሎ ናይ ነዳዲ ሕጽረት እቲ ክሕረስ ዝኽእል መሬት ክሕረስ ኣይክኣለን ዘሎ። እዚ ዝኽውን ዘሎ ነተን ዝርካበን ትራክትራት ሚኒስትሪ ሕርሻ ከምቲ ዝድለይ ንኸዋፍረን አይክኣለን። እዚ ድማ ቀረብ ነዳዲ እቲ ስርዓት ከቕርብ ብዘይምኽአሉ ኢዩ። አብ መላእ

READ MORE

ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ።         2ይ ክፋል።                     28-08-13። ነዚ ሓድሽ ኲናት ሓደ‘ዃ ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ዝተጸበዮ ኣይነበረን። ህግደፍ ድማ ንኲናት ዝከውን ቅንጣብ ምድላው ኣይ ገበረትን። ኲናት ኲናት ጥራይ ኢዩ። እሞ እዚ ሓድሽ ኲናት ንምንታይ ብኸመይ መጺኡ? ዝምልስ የለ መገላበጢ ግዜ የ ለ። ጥርቅም ጥራይ! ሓንቲ ሒዝካ ጭፍራ ወያነ፡

READ MORE

fetsumraham@yahoo.com “ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።“ What do you expect when the government keeps on suffocating the Diaspora through its indefinite 2% illegal taxation and  monopolizing business completely? What do you think will happen when you fail to provide food, electricity and water to the people? You cannot run a nation

READ MORE

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም                    *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ *መልዕሎ ኣባሓጎታትና         *ጡረታ ኣብቲ ፈስቲቫልኩም ዚዳሎ ብስምና ደድሕሪ’ቲ *ፊጌን መጥፍኢ ህዝብና          *ጸዋግ፡ ገታር፡ ንጹል ዘብዘብ እናበልኩም ክትጎዩ ርኢና ከም ከልቢ ምሕሳርኩም ስለኹም ሓፊርና! ንሓርነትን ክብርን ከምዘይተቓለስኩም ደድሕሪ እቲ *ከይሲ

READ MORE

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር

READ MORE

ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ።                                            23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹሞ ኣለኹም። እቲ ዘይ ረኣኽሞ ገሊኡ ከምቲ ዝቐረበ ገሊኡ ድማ ዝተፈለየ ርኢቶታት ኢዩ በጺሕና ዘሎ። ብትሕዝቶ

READ MORE

ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ ውሽጡ ቆምሽጢ መላኺ መረሃጫ ክዳን ለይቱ። ንምንታይ ኢኻኸ ኣብ ጻልጣ ሓሶት ትሕክል ህዝብና

READ MORE

ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትመሓደር ዘላ ኤርትራ ቀንዲ መርመርትን መጋፋዕትን ኮይኖም ሰብ ካብ ዘሳቕዩ ዘለዉ መጋበርያ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ወዲ ምስግና፣ ዕባይ ከረን ወዲ ጋላ፣ ዕባይ ኣስመራ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ወዲ ምቁር፣ ዕባይ ኣስመራ ወዲ ኸበደ(መበቆል ዓዲ ማዕረባ) ወዲ ኻሕሳይ (መበቆል ዓዲ ድባርዋ) ወዲ ሃይለ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ምኪኤል ኢሳቕ (መበቆል ዓዲ፣

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንኢጣልያዊ ኩባንያ Piccini ኣብ ኤርትራ ክነጥፍ ሂቡዎ ንዝነብረ ፍቓድ ስራሕ ብምስራዝ ካብ ኤርትራ ክወጽእ ከምዝኣዘዞ ምንጭታትና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊኡ ኣህጉራዊ እገዳ ሸመታ ኣጽዋር ጸኒዑ ብጉልባብ Piccini እጉድ መሳርሒ ኣጽዋርን ጥረነገራት ናብ ኤርትራ ክእቱ ብምፍታኑ እዩ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት

READ MORE

እታ ናይ ቀደም ተስፋ; ብእምነት ተወንዚፋ; ኔርዋ ቅሩብ ሃፋ; እንተ እዛ ናይ ሎሚ' ; ሞ ግደፋ; ዘይምጅማራ ዘይምትንካፋ; ኮራኹር ምልኪ ብዓል ምዓር ኣፋ; ግደፈን ጥራሕ ይግዓራ ይለፍልፋ; ዘይድኻም እንታይ ከየትርፋ ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/መለበሚ.pdf"]

READ MORE

ኣቕሽሽቲ ህግደፍ ተበላሽዮም                                         ኣብ እከይ ግብሪ ተጣላቒዮም ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/08/2013 Norway ሓቂ ንገሩ መርገም ከይኮነኩም ዝዓበኹም ዕድመ ዝደፋእኩም ይኣክል በልዎ ብሓባር ኮንኩም ኣይትተሓብኡ ክፉእ ናረአኹም ሕልፊ ኣቱም ናይ ህግደፍ ኣቕሽሽቲ ኣገልገልቲ ቀንጻሊተምሳል ኣጋንንቲ ሕልናኦም ዝሸጡ ንጥፍኣት ጸለይቲ ናትኩም ገዲዱና ካብቶም ቀንጸልቲ   ህዝብኹም እናተሓርደ እናተረሸነ ተሕዝኑ ትሻረኹ ንተካል ኣረመኔ ስለ ምንታዩ ብኣኹም ዘይተኾነነ? ደም ሰብ ሰትዩ ዘይጸግብ ዝጨከነ ኣይተዳናግሩ ናይ ህግደፍ

READ MORE

ወልዱ ባርያ ኣብ ግዜ ቃልሲ፡ ኣብ እንዳ ከቢድ ብረት ዝነበረ ኾይኑ ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1993 ብምጥፍፋእ ካብቶም ንመጀመርያ ዝደስከሉ ተጋደልቲ እዩ። ብዘይ ስራሕ ንነዊሕ ቀንፈዘው ድሕሪ ምባል ኣብ ኣስመራ ከባቢ ሆስፒታል ዝርከብ ባር ማራቶን (ክሪስፒ) ብሓገዝ የዕሩኽቱ ተኻርዩ ባዕሉ ዋና፡ ባዕሉ ኣአንጋዲ፡ ባዕሉ ተቐባል ገንዘብ

READ MORE

ሰብኣይ ኩን በሉዎ! ምልኪ ካብ ዚርሕርሕ ከም ሰቡ ተሰዲዱ ደሃይዶ’ታ ኣለኩም ናይዚ ዓሊ ዓብዱ እጃሙ ከየበርክት ንድሕነት እዛ ዓዱ ሚስጢሮም *ከየንጒሕ ግዜ’ምበር ወሲዱ                      *ከይብልል ሕሹኽ ዘይትብሉዎ ኣዕሩኽቱ ኣዝማዱ? ምስቲ *ፋኖ ኮይኑ ዝፈጸሞ ሓጥያት        *ቀይድ በተኽ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ይቕሬታ ብምሕታት ኣንጻር’ዚ መላኺ ኪቃለስ ብትብዓት እንተ ተሰሊፉ ኣብ ጐድኒ ውፉያት ጉዶም ኣቃሊዑ ንጉጅለ *ፈያት            *ሸፋቱ ወለዲ መድሓነ ካብ *ሃይስ ካብ

READ MORE

ነሓሰ 2013 ካብ ቀጽሪ ሚ/ሪ ዜና   ኣብ 2007 ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሕርሻ ኣፍሂንቦል ዑደት ኣካየደ፡፡ እቲ ሕርሻ ቃንጫ ሽኮር ንኸተኣታቱ መደብ ስለዝነበሮ ኣየናይ ዓይነት ኣገባብ ኣተኻኽላ ኣብቲ ቦታ ከምዝሰማማዕ ንምምራጽ ንፈተነ ዝኸውን ተተኺሉ ነበረ፡፡ ፕረዚዳንት ንፈተነ ዝኸውን ቃንጫ ሽኰር ተተኺሉ ከምዘሎን እቲ ምርምር ምስ ተዛዘመ

READ MORE

ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝን መሻርኽቱን፡ “ህይወት ስደተኛታት ንምቕያር ዘዝከኣለና ነበርክት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ትማሊ 16ን ሎሚ 17ን ነሓሰ ኣብ ኣደራሽ ኣምኒስት ኢንተርናሺናል ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ተጋቢኡ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/Make_diffrenceL.pdf"]

READ MORE