Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራውያን ምስ ህቡብ ሙዚቀኛ ወዲ ትካቦ፣ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2014 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ብድምቀት ኣኽቢሮም።

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማታት ሰሜን ካሊፎርንያ፣ በዓል ሓድሽ ዓመት 2014 ንምኽባርን ወዲ ትካቦ ንምርኣይን ብብዝሒ ዝተሳተፍዎ፣ ብባህላዊ ጓይላ ዝተሰነየ  በዓል ኣብ ከተማ ኦክላንድ ደሚቑ ሓዲሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • zemzem January 10, 2014

    – ፈራሕ ቅድሚ’ቲ ንቡር
    ሞት፡ ብዙሕ ግዜ ይመዉት ። ወዲ ትካቦ ፍሉይ ዝገብሮ ብሰብ ዝዝወር ርእሲ ከምዘይብሉ ፣ አነ ይጥኣመኒ እምበር ንታይይ ገዲስኒ ዘይምባሉ ፣ ከምቶም ካብ ህግደፍ ዝሃደሙ ሓለፍቲ ይኩኑ ተራ ፈሪሁ ኢዱ አሲሩ ተመልካቲ ዘይምካኑ ፣ ህቡቡነቱ አብ ቦቱኡ አቀሚጡ ዝከይድ ዘሎ በታክ ፍርሂ ተበልክዎ ይውሕዶ ምበር አይበዝሖን።

    • david January 10, 2014

      I agree he is some one that we all need to be proud of him.

POST A COMMENT