ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን
ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን
ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን
Eritrean Unity with Diversity Workshop December, 29-30, 2013 oakland, Califronia, USA New Year's 2013 ended off on a momentous note with a great concert and during this time, Eritreans from different parts of the United States, Canada and also West London, decided to use this time to gather
http://www.youtube.com/watch?v=97BWcnlQiXo
ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን ራህዋን
ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ
ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014 ጸምቢሉዋ። እቲ ብማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዝዓተዓደመ ናይ ድራርን ምዝንጋዕን
African migrants protest against Israel's new open-ended detention law Demonstrations in Tel Aviv prompt rare and strongly worded condemnation of policy by UN high commissioner for refugees Thousands of African migrants, many holding banners demanding freedom for compatriots jailed by Israel, have staged a protest in Tel Aviv
ልዕሊ 30 ሽሕ፣ ሓያለ ኤርትራውያን ርከቡዎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል፣ ሎሚ ንጉሆ፣ ኣብ ተልኣቪቭ፣ እቲ ሓዱሽ ናይ ማእሰርቲ ሕግታት ክውገዝ፣ ብዓቢኡ መሰል ዑቕባኦም ክሕሎ ዝጽውዕ ዕዉት ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ፣ ኣብቲ ዕዉት ውዕሎ ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም። ጸጥታ ከኽብሩ ዝወዓሉ ፖሊስ እስራኤል፣ ኣብ ታሪኽ ናይዛ
http://www.youtube.com/watch?v=h4SlurJWU6E
http://www.youtube.com/watch?v=l1XfLy5ESrI
ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ። ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣብ ሳልሳይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/01/Nefahito3.pdf"]
ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት። ኣብ ሃገረ እስራኤል ካብ ልዕሊ 60, 000 ስደተኛታት ኣፍሪቓውያን፣ ኣስታት 35, 000 ስደተኛታት ኤርትራውያን ምኻኖም ወግዓዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ገለ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ወረቐት ዘለዎም ገለ ዘይብሎም እዮም። ኩሎም ግና
http://www.youtube.com/watch?v=tWb296QwHHg&width=200&height=200
ሕድገት ዘይፍቀዶ ጥልመት! ዝሞተስ ይቕበር እምበር ኣይጽገንን “ካብ ሽሕ ቃላት ሓንቲ ስእሊ” ዝብሉዎ ብሂል መቸም መወዳእታ ዘይብሉ ኣብነታት ኢኻ ትረኽበሉ። ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት፣ ሓደ ኣበርካቲ ኣሰና ከም መሰነይታ ግጥሙ፣ ኣብ ሰድያ፣ ስደያ ብሰድያኡ ኸኣ ብዕንጨይቲ ኣውሊዕ ዝተሰርሐ ዘይኮነስ፣ እቶም እንተ ቆርበቶም ጸሓይ ከውቅዑ፣ እንተ ክፈዅሶም ምስ መሓዙቶም
ደምዳሚ ኣዋጅ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ሳልሳይ ምዱብ ኣኼባ ኣብ ታሕሳስ 21፤ 22፤ 28 2013 ዓ.ም ኣካይዱ። ሰልፋዊ ስርሓትን፤ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ስርዓት ህግደፍን፤ ተራና፡ አብ ምቅልጣፍን ምውዳቕን ስርዓት ህግደፍ፤ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ኣተሃላልውኡን ገምጋምን ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ጸረ ህግደፍ ምልዕዓላትን ቃልስታትን
እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት እንርከብ ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ንምቅዋም ብተፈላለየ መገዲ ሃገራዊ ጉቡእና ክንፍጽም ጸኒሕና ኣሎናን:: ሎሚ መቐጸልታ ናይቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ከነካይዶ ዝጸናሕና ኩሉንትናዊ ቃልሲ ካብ ዕለት 01|01|2014 ጀሚርና ብወግዒ ንእዉጅ ምህላውና ንኹልኹም ደለይቲ ለዉጢ ክንሕብር ንፈቱ:: ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ነዉሕን
ንኹሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ : እዋኑ እዋን ሓድነት እዩ : ነዚ መለኸት እዚ ክዉን ንምግባርን ኣብ ሓደ ንምምጽኡን ብኣቦናን ሓውናን ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ ) ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ክገብሮ ዝጸነሐ ሰሚናር መቐጸልትኡ ኣብ ዙሪኽ ንዕለት 04/01/2014 ዝተሓስበ ሰሚናር ብምምሕዳር ካንቶን ዙሪኽን ፖሊስ ዙሪክን ኣብ ዉዱእ ሰዓት ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ ጉዳይ ሎሚ
http://www.youtube.com/watch?v=io1YW-sPEu4&width=200&height=200
By Gelmo A. Tesfa In 1999 when the country Eritrea was actively engaged in the border war with Ethiopia and when the Eritrean regime desperately needed money for the war, it sold bonds to Eritreans in Diaspora. It collected over $10million from the sale of these
Fetsum: Is Wedi Vacarro running his head ahead of his tail? Is he doing things faster than his objectiveThis article will share my views on whether Wedi Vacarro’s head (Strategy) is well synchronized with his tail (tactic) to achieve his objective. I will try to
ኣቕዲመ እንኳዕ ፍሉይ ተስፋ ኣብ እነማዕድወሉ ልዳት ሓዲስ ዓመት ኣብጽሓና ክብል እፈቱ። ናይ ሎሚ ሓዲስ ዓመት ኣበዓዕላና፡ መጀመርያ ንስለ ዝኽሪ ኣማኢት ግዳያት ማያት ላምፓዱሳ፣ ኣብ ጐድኑ ዝህሉ ዝዓበየ ምኽንያት ከዓ፡ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ ኣበሳታት ኮይኑ፡ ብቐጻሊ ኲናት ዕንወትን ሞትን፡ ጥፍኣትን ስደትን ዕለትዊ ህይወት ህዝቢ ጌሩ፡
http://www.youtube.com/watch?v=JMUM5GYn2DQ&width=200&height=200
ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ ዝኾነ ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም ኣሎ ። ዕለት ቀዳም 4 January, 2014 ሰዓት ካብ ሰዓት 17,00 ኣድራሻ Turm str. 3 -
http://www.youtube.com/watch?v=sJ1JMAuZl2g&width=200&height=200
In wake of Israeli Supreme Court victory comes tougher legislation. The Jewish Week : Tel Aviv — Solomon Gorgo, an Eritrean army deserter who came to Israel illegally five years ago, speaks fluent Hebrew and is the manager of the wait staff at a five-star hotel
‘March for freedom’ against government policy staged for second week in a row Thousands of African migrants and Israeli human rights activists protested in Tel Aviv on Saturday night, in a “march for freedom” aimed at raising awareness at Israeli government policy to detain and jail